Home / Awate Team (page 5)

Awate Team

The PENCIL is awate.com's editorial and it reflects the combined opinions of the Awate Team and not the individual opinion of team members.

اللغة والدين في السياسة الإرترية

هذه الورقة قدمت في حلقة نقاشية تحت عنوان طريق ارتريا الى الديمقراطية: حوار حول قضايا دستورية  وقد أنعقدت الحلقة النقاشية في جامعة شادي غروف، روكفيل، مارى لاند بالولايات المتحدة الامريكية في يوم 25 يونيو 2011م، وقد اسندت اللجنة المنظمة للمنشط أمر هذه الورقة الى شخصي وكانت هذه المساهمة . العنوان …

Read More »

Exposing the YPFDJ in Europe: Part IV

By Eritrean Unity Movement Part I exposed the branches of the YPFDJ across Europe. Senai Solomon Lemma, Chairperson of YPFDJ in Denmark that we mentioned in Part I received 40 days of suspended prison sentence for his uncontrolled act of violent assault on an Eritrean at a party. Elderly members …

Read More »

ናብ ተስፋንኪኤል ገራህቱ፣ ኳደረ ህግደፍ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ

ናብ ተስፋንኪኤል ገራህቱ፣ እንታይ ኢለ ቅጽል ከም ዝህበካ እኳ ኣይፈለጥኩን። ኣቶ ከይብለካ ናይ ኣቶታት ስራሕ ኣይትሰርሕን ዘለኻ። ኣብ ክንዲ ንደቀባት ኣኪብካ ብዛዕባ ሃገርን ህዝቢት ትመያየጥ፣ ንጽባሕ ንጉሆ ዘጣዕሰካ ሰብኣዊ ሕልናኻ ዘይቅበሎን ብታሪኽ ዘሕትተካን ተግባር ትገብር ከም ዘለኻ ፍለጥ። ጎረቤትካ ኮይነ መዚነካ’ሞ ከም ሓሰር ንፋይ ፈዃስካ ረኺበከ።ኣብዛ ኮሪዕና ዝተወለድናላ ኤርትራ መዕለቢ …

Read More »

ፍረ ናጽነት ምዕባሌ ኢዩ

ኣብ ዝኾነ ሕብረተሰብ ዝካየድ ህዝባዊ ቃልሲ፡ ቀንዲ ዓላማኡ እቲ ሕብረተሰብቲ ካብ ጭቆና ተጋላጊሉ ኣብ ዕለታዊ መነባብሮኡ ለውጢ ንምምጻእ ኢዩ። ለውጢ ክበሃል እንከሎ እቲ ጨቋኒ ስርዓት ተለዊጡ ህዝቢ ዝሳተፎ፤ ዝቆጻጸሮ ህዝባዊ ስርዓት ምቛም ማለት ኢዩ። ህዝባዊ ስርዓት ድማ እቲ ህዝቢ መሰሉ ተሓሊዩ ሓደ ኣብ ልዕሊ ሓደ ብባህሊ ይኹን ብሃይማኖት ዕብለላ ዘይብሉ …

Read More »

ተፈጥሮ እውን’ዶ ፖለቲካ?

ብሰሎሞን ኣበራ ካብ መግዛእቲ ህግደፍ ሓራ ወጺኤ ናብ ኤውሮጳ ካብ ዝኣቱ ድሕሪ ሓደ ዓመት’ዩ ነይሩ፡ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም ኣብዛ ዝነብረላ ሃገረ ጀርመን ዝተኻየደሉ፡ ክራማት 2006። ሓደ ኣጋምሸት ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት፡ ሓበሻ ብብዝሒ ኣብ ዝንቀሳቐሱሉ ከባቢ ማእከላይ መደበር ባቡር (hauptbahnhof) ብእግረይ እናተጓዓዝኩ፡ “እዚ ደኣ እቲ ጋዜጠኛ ድዩ፧’’ ዝብል ዘረባ’ኳ …

Read More »

Where To Go & How To Get There (Part III)

By : Eritrean Unity Movement Part I exposed the branches of the YPFDJ across Europe. Part II exposed the self assessment done by YPFDJ on the 7th Conference on how they intended to control the Eritrean communities and youth in Europe. It presented their weaknesses, strengths and opportunities as they …

Read More »

ምልክታ ብዛዕባ ሃገራዊ ኮምሽን ኣብ ለንደን ዘካየዶ ዘተ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ልኡኻት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃኮደለ) ምስ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰደህኤI) ሰሉስ ሰነ 14, 2011 ኣብ ከተማ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ ድሕሪ ምርኻቦም ሕጂ ነናብ ቦትኦም ብሰላም ተመሊሶም ኣለዉ። ሃገራዊ ዋዕላን፡ ዋዕላ ዝፈጠሮ ትካላትን ብሓደ ወገን፡ ብመንጽሩ ከኣ ኣብ መንጎ ሰደህኤን ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን …

Read More »

ናብ ኩላቶም ኤርትራውያን፡ ብዝያዳ ድማ ናብ ምእመናን ካቶሊካውያን፡ ዝቐርብ ህጹጽ መጸዋዕታ

ብኣብ ሰሜን ኣሜሪካን፡ ኣብ ኤውሮጳን፡ ዝርከቡ ኣባላት ምእመናን ካቶሊካውያን። ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ካቶሊካውያን ምእመናን፡ ከምኡውን ኩልኻትኩም ኤርትራውያን ሃገራውያን፦ መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ ኩላተን ሃይማኖታት፡ ብፍላይ ከኣ ንካቶሊካዊት ቤተክርስትያን፡ ዘለዎ መደብ (ፖሊሲ)  ተኻታቲልናዮ፡ ኣድቂቕና’ውን መርሚርናዮ፤ ዘሰምብድ ኮይኑ ድማ ረኺብናዮ። ምኽንያቱ ከኣ መንግሥቲ ኤርትራ፡ ንኹላተን ሃይማኖታት፡ ብፍላይ ከኣ ንካቶሊካዊት ቤተክርስትያን፡ ንሓዋሩ ከድክማ፡ እነተኾይኑሉ …

Read More »

ህግደፍ፡ ገና ኣብ ጽውጽዋይ

ብሰሎሞን ኣበራ ወርሒ ታሕሳስ 1994፡ ስርዓት ኢሰያስ ምስ ስርዓት ኣልበሽር ዝነበሮ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ብወግዒ ዝበተኸሉ ግዜ ኢዩ። እቲ ሃንደበታዊ ናይ ህግደፍ ኣዋጅ ንብዙሓት ዘደንጸወ ምንባሩ ምዝካር ይከኣል። ገለ ካብቲ ምኽንያታት ኣብ መንጎ ክልቲኡ ህዝብታት ዝጸንሐ እወንታዊ ሕውነታዊ ርክብን ክልቲኦም ስርዓታት ዝነበሮም ዘይልሕልሕ ዝመስል ጥቡቕ ምትእስሳርን ብቕጽበት ምቕያሩ ኢዩ። ነቲ ብወገን …

Read More »

Exposing the YPFDJ (Part II)

By: Eritrean Unity Movement This part exposes the self assessment done by YPFDJ on the 7th Conference on how they intend to control the Eritrean communities and youth in Europe. It gives their weaknesses, strengths and opportunities as they define it. It was prepared by the PFDJ in collaboration with …

Read More »

Exposing the YPFDJ in Europe: Part 1

Presented by Eritrean Unity Movement, Norway Just as there are some Serbians who still regard Bosnian Serb General, Ratko Mladic , a hero, even though he is accused of atrocities committed during the 1990s Bosnian war, including the massacre of about 8,000 Muslims at Srebrenica, there are also some Eritreans …

Read More »

وزير الإعلام الارتري يهاجم قناة الجزيرة

مركز دراسات القرن الإفريقي وزير الإعلام الارتري يهاجم قناة الجزيرة ويؤكد وجود اختلاف جوهري لمفهوم الديمقراطية في إرتريا عن الديمقراطيات الموجودة في العالم أجرت إذاعة صوت أمريكا قسم التجرنية الموجه إلي منطقة القرن الإفريقي  في العشرين من مايو الجاري مقابلة مع وزير إعلام النظام الارتري  علي عبده أحمد  بمناسبة مرور …

Read More »

سيرة الشيخ محمد عمر سليمان اللولا – أبو سليمان

من قديم الزمان كان ومازال للمجتمعات والأقوام ثلة قليلة من رجال عظام يشار إليهم بالبنان من بين الجميع مما لهم من سمة الزعامة و القيادة والريادة  فيعدون من الأفذاذ النادرين في التاريخ فيتصدرون حياة مجتمعاتهم السياسية والإقتصادية والإجتماعية وبالتأكيد شيخنا أبو سليمان كان من هؤلاء . طلب مني إخوة أفاضل …

Read More »

ጻውዒት ንህዝቢ ኤርትራ

Eritrean American Public Forum: Dallas-Fortworth ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ብማዕበል ሓርነትን ነጻነትን ተናዊጹሉ ዘሎ ግዜ፡ አብ መላእ ዞባና ዝርከቡ ጭቁናት ኣህዛብ፡ ካብ ኣርዑት ዓመጽቲ ስርዓታት ንምግልጋል፡ ሓደ ብሓደ ካብ ሱሮም በርቂቖም ክውድቅዎምን ክብድህዎምን እንከለው፡ ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ማዕበል ለውጢ፡ ተዓዛባይ ጥራይ ኮይኑ ክጥምቶ አይግባእን። ኣቃልቦ ህዝቢ ዓለም ኣብ ዞባና ኣተኲሩ …

Read More »

نداء الى الشعب الإرتري ، لقد حانت ساعة المواجهة

المنتدي الارتري الامريكي: دالاس – فورتورز الأخوة المواطنين الكرام في هذا الوقت الذي تجتاح فيه موجة التحرر من الاستبداد و الطغيان منطقتنا، وفي الوقت الذي بدأت فيه الشعوب المضطهدة تتخلص من الانظمة الدكتاتورية الى غير رجعة، لا يمكن للشعب الإرتري ذو التاريخ النضالي الحافل أن يكون واقفاً على الرصيف ولا …

Read More »

A Call For Action To The Eritrean People

Eritrean American Public Forum: Dallas-Fortworth Dear Compatriots, At a time when the tide of freedom and liberation from tyranny is engulfing our region. At a time when the oppressed people across our region are dismantling tyrannical regimes, Eritrea cannot afford to be a bystander and not ride the waves of …

Read More »

A Big Blow To The Young And The Old PFDJ

By: Eritrean Unity Movement in Norway ( member, Network of Eritrean Civil Societies in Europe) Last April 21-24, the so-called Young People’s Front for Democracy and Justice (YPFDJ) held its 7th Conference annual in Oslo, Norway. The conference was attended by senior PFDJ (Eritrean government) officials who set the agenda and …

Read More »

نظرة تاريخية عامة على الإسلام في إرتريا*

نظرة تاريخية عامة على الإسلام  في إرتريا* بقلم:جوناثان ميران (استاذ التاريخ الافريقي والإسلامي في جامعة ويسترن واشنطن بالولايات المتحدة الامريكية) Jonathan.Miran@wwu.edu ترجمة:  محمد عثمان علي داينا  إن دراسة الإسلام  في إرتريا – بإعتباره  دين لنصف سكان البلاد تقريباً- لا تزال في مراحلها الأولى. وإن إجراء بحث في تاريخ الإسلام  في …

Read More »

ጃምቦ እቲ ዑቡድ ከልቢ ገዛውትና (ዳእላ)

ዘገርም ህይወት እኮ`ዩ ዘሎና፡ ብውሽጢ ዑቡድ ከልቢ ኣይትንበሩ እንዳበለ ይነኽሰና፡ ብግዳም  ድማ ንምንታይ ምስ ዑቡድ ከልቢ ትነብሩ ኣለዅም ኢሎም ይኸሱና` ጃምቦ ዝበሃል ነይሩ- ከልቢ ገዛውትና፡፡ ጃምቦ ዕትዕት ኢሉ ሓፊስ፡ ቖርቦቱ ጎፍጓፍ  ኮይኑ ዝዕጕርጕር ዝበለ ኢዩ ነይሩ፡፡ ጃምቦ ብባህሪኡ ምንኻስ ክፈቱ መዓት`ዩ፡፡ ብፍላይ ብፍላይ ድማ ጭሩኡ ዝሕዞ ሰብ ሓንሳብ ምስ ነኸሰ …

Read More »

ኤልሳ ጭሩም :ተራ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ምዕዋት ዲሞክራሲያዊ ለውጢ

መደረ ኤልሳ ጭሩም ኣብቲ ብዕለት 25/03/11 ኣብ ለንደን ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፊ ተራ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ምዕዋት ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኩልና ከምንፈልጦ፣ ሃገርና ኤርትራ ኣብ 1991 ናጽነታ ክትዓትር ዝኸኣለት ሳላ እቲ ዘይሕለለ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ መንእሰያት ኣዋልድን ኣወዳትን ደቃ እዩ። ይኹን እንበር ተቃለስቲ መሲሎም ብናይ ካልኦት ደምን ዓጽምን ተመኹልዮም ኣብ …

Read More »