Awate.com

Negarit #19- Half-baked bread – ዘይበሰለ እንጀራ!

Happy New Year. This episode is dedicated to Berhane Abrehe

Negarit #18- I Remembered Tor-Serawit – ጦር-ሠራዊት ዘኪረ!

Negarit #18- I Remembered Tor-Serawit – ጦር-ሠራዊት ዘኪረ!

Negarit #17- Do you know me? you know me? ሸመይ ዝፈለጠ ይባረኽ

Negarit #17- Do you know me? you know me? ሸመይ ዝፈለጠ ይባረኽ

Negarit #16: I surrendered! ተጣዒሰ ኢደይ ሂበ ‘ለኹ

ኣያ ኢሳያስ ይቅረ በለለይ ክቡረ ኣቶ ቶማስ ወዲ ጎቦ ክብረት ይሃበልይ ክቡር ኣምባሳዶር ጃዝበሃይ ክብረት ይሃበልይ ክብርቲ ሚስ ብራውኒን ብሩቶን ክብረት ይሃበልይ ናይ ኢትዮጵያ ጠቅላሊ ሚኒስተርን ናይ ኤርትራ ጠቅላሊ ዲክተትርን ክቡር ዶክተር ዓቢ ኣሕመድ ይቅረ በለለይ ዓወት ናይ ኤርትራ ነጻ ፕረሰ:  51 ሓደሽቲ ናይ ዜና ማዕከናት ስረሐን ጀሚረን ጉዕዞ ንጀነቫ ንብረዚደንቲ ኢሳያስ (ኣነ ንሱ ንሱ፡ንሱ) ብዝብል ጭርሖ […]

Dr. Abiy Ahmed the Dictator of Eritrea ዶር ዓቢ ኣሕመድ ጠቅላሊ እምባ ገነን ዘኤርትራ

ሞዓ እግረግልዮን ዘኣምነገደ OPDO ግርማዊ ዶር ዓቢ ኣሕመድ ርእሰ ሚኒስተራት ዘኢትዮጵያ ወጠቅላሊ እምባ ገነን ዘኤርትራ

Negarit #14: Rehus Gama – ርሑስ ጋማ

ነጋሪት #13: ባንደራ ኣውለብልቡ

ነጋሪት ቁ 12: ኣባ-ጎብየን ማንትለን

1- ዛፅባ ኣባ-ጎብየን ማንትለን 2- ቆለን ሕማማትን ፈተውቲ ዶክተር ኣቢ 3- ዑደት ዶክተር ኣቢ ናብ ኣስመራ

Bridge Over Mereb and Other Rivers

[This article is being republished on awate.com with the consent of the Editorial Team of Discourse Magazine to which it was contributed. The

ነጋሪት ቁ 11: ዳንከራ “መዝሙር ሰላም”

ዳንከራ መዝሙር ሰላም

Negarit #10: ኣምሕርኛ ትዛረባለህ? ውይይት ከእናት ኣገር ጓደኞች

ኣምሕርኛ ትዛረባለህ? ውይይት ከእናት ኣገር ጓደኞች

Negarit# 9. ነጋሪት ቁ 9 – ፍሉይ ሕታም : ዒድ ሙባረክ

ነጋሪት ቁ 9 – ፍሉይ ሕታም : ዒድ ሙባረክ

ነጋሪት ቪድዮ 8ይ ክፋል: ኩሉ ወዮ!

ዕማማት ሚኒስትሪ ዘና ናብ ህዝቢ ተመሓላሊፉ:: ዓበይቲ ዓንቀር ድምጾም ሓውዩሎም:: ገለ ሰባት ን ኧኣቢ ኣሕመድ ናይ ኤርትራ ፕረዚደንት ንግበሮዶ ኢሎም ይማኸሩ ለዉ::

ነጋሪት ቪድዮ 7ይ ክፋል: ውግእ ክልተ ጀበና

ውግእ ክልተ ጀበና: ጀበናታት ተባኢሰን: ጀበናታት ተዓሪቀን: ሰላም የውርደለን::

ድሕሪ በዓላት ቀጨውጨው

ድሕሪ በዓላት ቀጨውጨው ይብለኩምዶ? ኣብ ሃገርና ብየማነ ግብረኣብ ዝምራሕ ሚኒስትሪ ጉዳያት ዓበይቲ ዓርገናት ከምዝተመስረተ ፈሊጥኩምዶ? ረጋቢት ምስሪ ትፈልጥወንዶ?

ነጋሪት ቪድዮ 5ይ ክፋል: ጽልግልግ መዓልቲ ናጽነት

ርሑስ በዓል መበል  ዕስራን-ገለን ናይ 700,002,017 ካብ ዓመተ ልደት ዓባይና ነጃት እታ ኣልኣሚን ሞታ ዘርዳኣና:: እቲ ባዓል ሎሚ ‘ዩ ግና ጓይላ ንቀዳም ስልዝኾነ ነቶም ንኺድ-ኣይንኺድ ክትብሎ ተጨኒቅኩም ዘለኹም ገለ ርእይቶ ክህበኩም እየ ምእንቲ ቀሲንኩም ኣመት ጓይላኹም ክትገብሩ:: ጽልግልግ ዘይብሉ ምሸት ጓይላ ይግበረልኩም::

ነጋሪት ቪድዮ 4ይ ክፋል: ዛንታ ሓቅን ሓሶትን

ሓሶት ናብ ሓቂ፥ ሓቂ ድማ ናብ ሓሶት እንተቀየርናዮ እንታይ ጸገም የምጽእ? ኣሰከረን ርኢኹም ሓጠቅ-ሓጠቅ ኢሉኩም ይፈልጥ ዶ? ታሪኽ ካብ መዓስ ይጅምር? ኣደይ ተኸኣ ትፈልጥዋ ዶ? ኣብ ከረን ተወሊዱ ኣብ ከረን ዝዓበየሞ ብለን ዘይክእል ሰብ ማሕቡሰ ዶ ይውሕዶ? ናይ ሎም ዘመን መዓልቲ ናጽነት ካብ ልደተ ዓባይና ነጃት ጀሚሩ ስለዝቁጸር፥ ዝበዓለሉ ዕለት ግንቦት 24, 70,002,018 ድሕሪ ልደት […]

Negarit Episode 3: Asmara University and Leba-Shay

I believe the PFDJ’s justice system is inspired by the old Abyssinian tradition of Leba-Shay. Anyone who can spell JUSTICE

Negarit Episode 2: Yemen Under Fire

Imperial Britain occupied South Yemen for 106 years. In 1918 the Ottoman Empire left North Yemen which. In 1967, after

The Arsonists’ Fire and a Bucket of Water

Into the noise with a small bucket of water, trying to help put down the fire that the arsonists started.

Archives

Cartoons

Shares