Author: Awate Team

  • ጸጸርና ንደርቢ

    ህይወት ብህርመት ዝተቓነየት ኢያ፡፡ ነፍሲ ወከፍ እተድምጾ ድምጺ ውጽኢት ህርመት ኢዩ፡፡ ህርመት ከበሮ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ክራር ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ዋጣ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ሻንብቖ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት መለኸት ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ንፋስ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ማዕበል ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ዝናም ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ልቢ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት እስትንፋስ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ኮታ ህይወት ብህርመት ዝተዓስለት

    Read more

  • وللمرة تلو المرة : شيخنا الحبيب محمد عمر إسماعيل ، أين أنت؟

    الشيخ محمد عمر إسماعيل ، علم من أعلام الدعوة الإسلامية في أرتريا، وإبن من أبر أبناء أرتريا ، ومفكر من أخلص مفكريها ، وضحية من ضحايا نظام إسياس القمعي المجرم. ولد في أرتريا ، وغادرها في ريعان شبابه. درس في السودان ومصر ، وتخرج من الجامعة الأزهرية ، وفرغ حياته للدعوة إلى الله عز وجل.

    Read more

  • لمسة وفاء شعبية لفقيد الوطن والأمة الزعيم الوطني/محمد سعيد ناود

    تنادت مجموعة خيره من الارتريين المقيمين بجدة وفاعلين في العمل الوطني ورفاق الفقيد وبعض الفاعلين في مختلف الفعاليات من المقيمين بجدة وألت على نفسها بمجهود آت شخصية  ذاتية  بعيدا عن الانتماء الحزبي إن تقدم لمسة وفاء لفقيد الوطن والأمة  الزعيم محمد سعيد ناود لأنه كان يمثل الجميع وتشكلت لجنة شعبية من الحاضرين وتكللت إعمالها بالنجاح

    Read more

  • መርድእ (SATIRE)

    ኪዳን ዓሪፉ መርድእ ዝሓለፈ ቀዳም 28.11.2010 ዓም ሰዓት 8፡30 ኣብ ፓል-ቶክ ሰሚዕና። መእወዪ: ኪዳነ ሓጎስ። ኣባላታ ኣይሞትናን ኣሎና ክብሉ ኣብኡ ኣይነበሩን እሞ ኪዳነ ሓቁ’ዩ  ዝኸውን ኪዳን ሞይታ እያ። እቶም ኢፒዲፒ ከኣ – ማለት፡ እቶም’ኳ ቀደም ተ.ሓ.ኤ.|ሰ.ባ. ዝበሃሉ ዝነበሩ እሞ ድሓር በዓል ኵስቶን በዓል ኵስቶን ዝተሓወስዎም፡ ድሓር ከኣ በዓል ኵስቶ ዝጎደልዎም፡ ያኢ ሽዓ ምሸት ኣብ ጫፍ

    Read more

  • ሕጂውን ንሃግራዊ ጉባኤ ንዳሎ

    “ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል፡ ዕርፊ ጥራይ ነጽንዕ” ይብሉ ህግደፋውያን። እዚ ከኣ   ህዝቢ ዝኸፍአ ይኽፋኣዮ  ንሕና ጥራይ ንቕድሚት ንኺድ ማለት ኢዩ። እዚ ኣበሃህላ’ዚ ኣብ ውሽጢ ስርዓት ህግደፍ ዝቕረጽ ኣምር ኢዩ። መትከልና ግን ከምኡ ኣይኮነን። “ዝኸኣለ ይሰጉም። ዝደኸመ ይሳለ። ጭራሽ ዘይከኣለ ይጸበ። ንሕና ግን ንቕድሚት ንሰጉም። እዚ ጭሮሖ’ዚ ኣብ ዝኾነ ሰውራ ልሙድ ኢዩ። ኣብ ሓደ ህዝባዊ ቃልሲ

    Read more

  • “ጽባሕ” ሓጸርቲ ግጥምታት ትግርኛ: ብ ኻልድ ዓብዱ መሓመድ ስዒድ

    መቅድም:   እዚ ኣብዛ መጽሓፍ’ዚኣ ሰፊሩ ዘሎ ግጥምታት፡ ነቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ውድዓዊ ኩነታት ናብ ቅድሚት ብምምጻእ፡  ነቶም ብፍላጥ ኮነ ብየዋህነት ዚድግፉዎን ዚሕለቑሉን ኣብ ወጻኢ ዚቕመጡ ኤርትራውያን ከኣ ብምልላይ፡ ነቓፊ ርእይቶን ተግሳጽን ምዕዶን ዚህብ ኮይኑ ብውሕሉል ቃላት እተነድቀ መልእኽቲ ኢዩ።  እዚ ግጥምታ’ዚ፡ እተፈላለየ ኣርእስቲ ዝሓዘ ኾይኑ፡ ገለ ብኣስተንትኖኣዊ፡ ገለ ድማ ብመዘናግዒ፡ ገለ ኸኣ ብምሁራዊ መገዲ ተጻሒፉ ኣሎ።

    Read more

  • ጋዜጣዊ መግለጺ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – “ዘተን ደሞክራሲን ይዓንብብ”

    ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራን ካብ 29 ክሳብ 31ታሕሳስ 2009 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፍራንክፈርት ዝተካየደ ናይ ምጽንባር ዋዕላ ዝተመስረተ ሰልፊ ምዃኑ ዝዝከር ኢዩ። ምጽንባራዊ ዋዕላ ብኩሉ መዳያቱ ሃገራዊን ደሞክራሲያዊን ዝኾነ ፖለቲካዊ መስመር ብምጽዳቕ ፣ ሓድነት ህዝብን ልዑላውነት ሃገርን ቅድሚ ኩሉ ዝሰርዕ፣ ማዕርነትን መሰልን ናይ ኩሉ ሃይማኖታትን ብሄራትን ዘኽብር፣ስርዓት

    Read more

  • النيل بين الحاجة المائية والتعقيدات السياسية 1-3

      –  الخلفيات التأريحية لنهر النيل. –  دول حوض النيل . –  نسبة الإعتماد فى مياه النيل لكل دولة .  – الإتفاقيات بشأن وادى النيل .  – القوانين الدولية . – الخلافات فى مياه النيل .  – التعقيدات السياسية .  – السيناريوهات المحتملة .   ان قضية المياه أصبحت اليوم أكثر القضيايا تداولا فى اروقت

    Read more

  • وداعا الأسـتاذ – محمـد سـعيـد نــاود

    وداعا الأسـتاذ/ محمـد سـعيـد نــاود … مـواطـن القطـريـن وابـن كل القبائـل الارتـريـة منـذ أن تـم نعـى أستاذنا الـراحـل في السـادس عشـر مـن شـهـر سـبتمبـر 2010م قـرأت عشـرات المقالات الحـزينـة لكتـاب ينتمـون لأكثـر مـن قطـر عربي، فقـد بكـاه البعـض مـن خـلال سـرد سـلوكـه الخاصـة وذكـر مناقبـه الشـخصيـة والبعـض الآخـر مـن خـلال تثمـين أدبياتـه ونضالاته ومـواقفـه الوطـنيـة،

    Read more

  • و فَشَلتْ الَجْبَهة (*)

    إلى الشهداء و زويهم نعتذر :  من الله كانت عظمة رحمته عليكم ، إذ  حسبكم أحياء عنده ترزقون ، و منا لكم المجد والخلود في سجل أفئدتنا المتوجة بتضحياتكم  رمزاً لتاريخ الفداء –  فاذا كتبنا معترفين  بالفشل الذي أصاب جبهة التحرير الإرترية حيث كنا ننتمي وتنتمون ، فهذا  أعترافاً منا إليكم بسبب العجز الذي أصَبْنَاه 

    Read more

  • ስለምንታይ ኣንጻር ዋዕላ

    ዋዕላ ንመን ይጠቅም? ንመን’ከ ይጐድእ? ዝብል  ሕቶ ኣድላኢ ኰይኑ ይስማዓኒ። ዋዕላ ናይ ምይይጥን ምርድዳእን መኣዲ ኢዩ ክበሃል ይከኣል። ብፍላይ ንዓና ዋዕላ ናይ ጥርናፈ መስርሕ ኢዩ። ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዝኾነ መለክዒ ንሓደ ውጹዕ ህዝቢ ጠቓሚ’ምበር ጐዳኢ ኣይኮነ። ኣብዚ መስርሕ’ዚ ዝኸስር ስርዓት ህግደፍ ጥራይ ኢዩ። እሞ ስለምንታይ ድኣ ገለ ሰልፍታትን ውልቀሰባትን ንዋዕላ ይቃወሙ? ካብ መጀመርትኡ፡ ዓወት

    Read more

  • ምኸሮ ምኸሮ ኣይምከርን እንተበለ ግን መከራ ይምከሮ

    ዝሓለፈ ወርሒ ነሐሰ፣ ኣብቲ ብአዝዩ ዘሓጉስን ዘኹርዕን ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲ ለውጢ ክሳተፍ ከይደ ነይረ። ኣብዚ ሓደ ኣዝዩ ዘሐጎሰንን ዝሐበነንን ምስ ብዙሓት ኢርትራውያን ምእካበይን ብፍላይ ድማ ተወለድቲ ኩለን ብሄራት ኤርትራ ዝተሳተፍዎ ብምንባሩ ኢዩ። ኣብ ሂወተይ ንመጀመሪያ ጊዜ ምስ ተወለድቲ ኩለን ብሄራት ኤርትራ ምርኻበይ ጥራይ ዘይኮነስ ምስአቶም ብሓባር ኮፍ ኢለ ብዛዕባ ናይ ሃገርና ጉዳይ ብጽሞና ምዝታየይ ኢዩ

    Read more

  • من العِتَابِ ما قَتَلْ : إلى عَوَاتي دُّوتْ كُومْ *

    الأخ صالح (قاضي) جوهر من التحية ما يليق بشخصكم و مني لك أطيبها  وبعد  في بدء التعريف  أقول لك : بأني من ذات البلاد التي تنتمي و نتمي وهذا نصبينا من الهوية فلا نحمد في ذلك غير الله وحده و الذي لا يحمد في مكروهٍ سواه ، فلا نسأله عن رد هذا القَدّر إلا اللطف

    Read more

  • ዓወት ንሃገራዊ ዋዕላ SamRedeab

    “We will be very much happy if the conference succeeds to solve even a few of our problems” ወልደየሱስ ሃገራዊ ገለ፡ ሃገራዊ  1) ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብኸመይ ይድልድል 2) ህግደፍ ካብቲ ሒዙዎ ዘሎ ቦታ ስልጣን ብኸመይ ይእለ፡ ከምኡ ድማ 3) ድሕሪ ምእላይ ስርዓት ህግደፍ ካብ ስልጣን፡ መሰጋገሪ ስርዓት ብኸመይ ይትከል ዝብሉ ኢዮም። ነዞም ዛዕባታት እዚኣቶም

    Read more

  • ورقة : الجبرت و الإثنية والصراع

      تهدف الورقة إلى  : 1/ توضيح مفهوم الاثنية ونشوء الاثنيات وتطورها. 2/ شرح أوضاع الاثنيات ومسببات بروز الصراع بينها. 3/ الجبرتي والصراع .   المقدمة:                    إن الدولة الارترية الحديثة التي أنشاها الاستعمار الايطالي بحدودها المعروفة دوليا نشأت من ملامح اثنية وجغرافية متمايزة فمن المرتفعات والمنخفضات الى الساحل بون شاسع في الطبيعة الجغرافية، وبالرغم

    Read more

  • دعوة ادعائية وغير حقيقية.. من حزب الشعب

    اكتب اليوم بدعوة صريحة من حزب الشعب ( الديمقراطى) لكى ادلى براى .. ( لذلك نحن نؤيد ونشجع كل المناقشات والتحليلات التي تحاول أن تستقرئ وتحلل مآلات الأحداث الراهنة بصفة عامة وأوضاع ومستقبل معسكر المعارضة بصفةٍ أخص.) وهو ما جاء فى البيان الاخير 22/7/2010 الذى اعلن فيه صراحة انه سينسحب من التجمع. لا اريد ان

    Read more

  • Internal factors in the issue of land, equity and Language

    Recently there have been a number of articles written about the problems of land, equity and Arabic in Eritrea.     Most of the writers have blamed Eritrea’s dictator for the problems, thus referring only to an external factor. However, I believe that there are also internal factors involved, and if we want to solve

    Read more

  • ሓገራዊ ዋዕላና: ምስ ኩሉ ድኽመታትና መፍቲሒ ሽግርና mAgostino

    ኣብ ኤርትራ ክወድቕ ተንጠልጢሉ ዘሎ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ፤ ካብ ስሩ ተማሕዩ ብዲሞክራስያዊ ስርዓት እንተ ዘይተተኪኡ፤ ካብቲን ኣኪብካ ካብቲን ለቂምካ ዝግበር ጽገናታት መተካእታ ክኸዉን ኣይክእልን።  እዚ ስርዓት’ዚ ይወድቕ ከም ዘሎ ዘርእዮ ምልክታት ቡዙሕ እዩ፤ካብቲ ቡዙሕ ዉሑድ ንምጥቃስ   እቲ ተካኢ ሃገርን ተቐባሊ ሕድርን  መንእሰይ ወለዶ፣ ካብታ ዝፈትዋ ሃገሩ ናብ እግሩ ዝመርሖ ሃጽ ኢሉ ካብ ዝጠፍእ መዋእል ሓሊፉ

    Read more

  • The Eritrean Accord: Harmonized Constitution By Mejlis Ibrahim Mukhtar

    The Eritrean Accord: Harmonized Constitution By Mejlis Ibrahim Mukhtar

    I: Introduction We thank all our contributing partners who responded to our call for input and provided valuable insights and feedbacks to address the issues we raised, issues that we recognize are toonumerous to address here in one single document. We believe these issues, and the case of refugees, in particular, will not receive the proper

    Read more

  • إرتريا والسودان وإثيوبيا – وقضايا السلام والديمقراطية

    إن الإخفاق في بسط العدالة والمساواة وحرية التنظيم والتعبير وكل ما يرتبط بالحقوق الديمقراطية والحريات العامة في دول القرن الأفريقي، هو الذي يعوق شعوبها بصفة عامة وشعبنا الإرتري على وجه الخصوص عن أخذ طريق التقدم. فمع وجود هذه المعوقات يستحيل عليها جميعًا أن تتحرر من الفقر والتخلف اللذين ترزح تحتهما وتحقق نموًّا اقتصاديًّا يجعلها تعتمد

    Read more