Friday , February 15 2019
Home / Awate Team (page 10)

Awate Team

The PENCIL is awate.com's editorial and it reflects the combined opinions of the Awate Team and not the individual opinion of team members.

وثيقة العهد الإرتري _ فهل من زعيم !!؟

ميلاد وثيقة العهد الإرنري تجئ متفردة ومتمّيزة لا يشبهها أي مكتوب إربتري في تاريخ الوثائق والمنشورات ما ظهر منها و ما بطن ، فهي  ليست كالبكاء او الصراخ الذي ألفناه في سلسلة مكتوبات مسلمي إرتريا من جراء المظالم أو التظلمِ  و شكواه  ضد من يعتقدون فيه شريكاً لهم في إرتريا …

Read More »

ሃገራዊ ዋዕላ፡ ተስፋ ህዝቢ ኤርትራ

ሃገራዊ ዋዕላ ትርጉሙን ክልሰ-ሓሳባዊ ኣገላልጻኡን ስፍሕ ዝበለ ኢዩ። ኣብኡ ኣትየ ብዝርዝር ክትንትን ኣይህቅንን። ብሓጺሩ ግን ሓደ ሃገራዊ ዋዕላ ብዛዕባ ሓደ ሃገር ብዛዕባታት ሰሪዕካ እትዝትየሉን እትውስነሉን ጉባአ ኢዩ። ሃገራዊ ዋዕላ ናይ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ጉዳይ ጥራይ ዘይኰነስ ህዝቢ ናይ ሓደ ሃገር ብቐጥታ ዝሳተፈሉ ዋዕላ ኢዩ። ብሓፈሽኡ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣብ …

Read More »

دموع الاحزان

عمى”ارحو” شيخ هرم تقدم به السن، وتجاوز السبعين عاما من عمره، وبدت عليه علامات الكِبر؛ فاحدودب ظهره، ورقت عظامه، وتقوست سيقانه، وعلا الشيب ما تبقى من شعر رأسه، وابيض شاربه وشعر حاجبيه بالكامل..، ورغم تقدمه فى العمر، فهو يتمع بذاكرة قوية، وبحيوية يحسد عليها؛ فيواظب على أداء صلواته الخمس فى …

Read More »

ماتت الشعلة، عاشت الشعلة للأبد

عواتي – نقاريت أتت نسمة عليلة من الجنوب وهي تحمل معها رائحة خفية لروث الحيوانات والأزهار البرية بينما الأم تتألم  بمخاض طفلها الثاني. كانت فى المخاض لعدة ساعات قبل وصول الطفل الى هذا العالم وعندها اتم الأب لتوه صلاة الفجر وبداء يعد بأصابعه عدد الزغاريد وهو يستمع بانتباه. كان قلقاً …

Read More »

Reflections On Semere Tesfai’s article

I paused reflect after reading Semere Tesfai’s article (Ali Salim’s Land Argument: A Mirage of Power Ambition (awate December 10, 2009), in which he challenges Ustaz Ali Salim who have been debating about the mother of all our issues and problems, with transparency and clarity that most Tigrigna intellectuals (the …

Read More »

ኣድጊ’ዶ ገመል ምዃን? SemDTesfai

እቲ ሰብ ምዃን ቀሊል ኣይኮነን። ኣኽሊል ፍጥረት ምዃን ንኸማኡ ኣይተዋህበን። ብኸማኡ’ውን ኣይተዋህበን። ንኵሉ ሓለፋ ዝኽፈሎ ዋጋ  እነኤዎ።  ንልዕልነት’ውን። ኣኽሊል፡ እቲ ዝለዓለ ካብ መዛንኡ  እዩ። ጽላል’ዩ። ሓላዊ’ዩ።  ኣኽሊል ንጉስ’ዩ።  የመሓድር፡ የዋህድ። ሚዛንነት ይሕሉ። እቲ ማእከለ ሚዛን’ዩ። ተግባራውነት’ዩ። ርትዓውነት’ዩ። እምበኣር እቲ ሰብ ምዅን ሓለፋ ጥራሕ ዘይኮነስ እንተላይ ሓላፍነት እዩ።  ንሰብ ኣኽሊሉ ከኣ …

Read More »

وقفة تأمل فيما جاء في مقال سمري تسفاي

وقفت على مقال للكاتب سمري تسفاي  بعنوان: (Ali Salim’s Land Argument: A Mirage of Power Ambition ) نشر في موقع عواتي في 10 / 12 / 2009 م وترجمة العنوان ((علي سالم وحجة الأرض: وهم أو سراب  السلطة ) يتحدى صاحب المقال الأستاذ على سالم / الذي تناول في مقالاته …

Read More »

ደገፍቲ ህግደፍ፡ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር መን?

ብመሰረቱ ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ናጽነት ካብ ኣጽዋር ኵናት ጉድኣት ትዘይ ኮይኑ ዝረኸቦ ጥቐሚ የለን። በንጻሩ እኳ ድኣ ዝተፋላለዩ ሽፋቱ ንኸዕጥቕ ካብ ኣፍ ህዝቢ እናመንዘዐ ኣብ ኣጽዋር መሸመቲ የውዕሎ ኣሎ። ላዕለወት ሓለፍቲ ህግደፍ እውን ብምኽንያት ፈስታታትን ጓይላታትን ነቲ ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ገርሂ ዘይጋ ክልተ ካብ ሚኢይቲ’ዶ ካሊእ’ዶ እናበልካ ካብ ምምዝማዝ ይድሕን። …

Read More »

ኣየናዮም ኣምላኽ ይሕይል? SemDtesfai*

ኣየናዮም ኣምላኽ ይሕይል? * ኣየናዮም መጽሓፍ ይበልጽ? ኣየናዮም ተግባር’ከ? ቅድሚ ኣርባዓ ዓመታት፡ ሓደ ዳዊት ባረት ዝተባህለ ተመራማሪ ሃይማኖታት ኣብ ዓለም ናይ ዝርከቡ ሃይማኖታትን ቍጽሪ ሰዓብትን ክምዝግብ ጀመረ። ንዅሉ ኣማን ሃይማኖት ዓለም  መዝጊቡ ከኣ ኣብ 238 ሃገራትን ቦታታትን  ክሳብ 10,000 ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ምንባሮም ኣረጋገጸ። ካብ’ዞም ኵሎም ሃይማኖታት ግን ንዓለምና ናብ ቅድስትን …

Read More »

المقاومة الإرترية: بين مطرقة الإعلام وسندان الإستقطاب

نشر السيد مايكل أبرهة مقالا تحريضيا في موقع ذي أميركن كرونكل في العشرين من ديسمبر 2009 ، دعا فيه  إلى حل  أو إغلاق مؤسسة عواتي ، متهما موقع عواتي بخدمة مشاريع التطرف الإسلامي، واصفا رئيس ومحرر الموقع  الأستاذ صالح جوهر ب”رئيس مؤسسة عواتي المتطرف” بالخط العريض وبالصورة الشخصية المرفقة، ظننت  حينها ( …

Read More »

ለውጢ፡ ንዕለት ዶ ንዓመት SHT

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ “ለውጢ ሕጂ፡ ብግዲ ወይ ብወዲ” ትብል ዓምዲ ጽሒፈ ነይረ። እዚኣ ኣብ ትሕቲ “ለውጢ፡ ንዕለት ዶ ንዓመት” ዘርእስታ፡ መቐጸልታ ናታ’ያ። ኩሉ አእዋኑ ኣለዎ፡፡ ሎሚዘመን ድማ እዋን ራህዋን፡ ሰላምን ክኸውን ትምኒት ኩሉ ኤርትራዊ’ዩ፡፡ ሃገርና ከም ገበል ዘለዎ ደብሪ ኮይና ክትሽገር ኣይነፍቅድን እንብለሉ ዘመን ይግበሮ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ሓርነቱ ጨቢጡ፡ ኣብ …

Read More »

ጦብላሕታ፡ ናይ ሎንዶን ሲምፖስየም

ብጥሪ 9 ኣብ ሎንዶን ዝተኻየደ መጽናዕታዊ ሓዘል ሲምፖስየም ካብ ትጽቢቱ ንላዕሊ ዘመዝገቦም ሸቶታ  እንተሃለዉ፣ ተኻፈልቲ ብዘይቐይዲ ውዕዉዕ ዘተ ከካይዱ ብምኻአሎም ኢዩ። መጀመርያ ካብቲ ንዓይ ዝመሰጠኒ ፍጻሜታት ሓደ ፡ግዝያዊ ሕቶ ምዃኑ’ኳ እንተተአመነሉ፡ ግን’ከስ ነቲ ኣርእስቲ ብዘይምግባዝ ኣልዒልካ ብህድአትን፣ብስለትን ምዝታይ ክኸውን እንከሎ፡ እቲ ካልአይ ድማ ዓቢኡ ንእሽታኡ፣ ከበሳዊ መታሕታዊ፣ ኣስላምይ ክርስትያናይ፡ ንህንጸት …

Read More »

The Politics Of Disenchantment: Seeking An Alternative

Well, 2009 has come to a close and what a year it has been! I am a regular of many Eritrean websites, particularly Awate.com, Assenna.com and to some extent Asmarino.com although mostly as an observer and occasionally as a sleepy participant. And starting last month, I have been visiting some …

Read More »

ስርዓት ህግደፍ፡ ሕጂ’ኸ ናበይ?

ኣቐዲመ ንኹሉኹም ፈተውቲ ሰላምን ፍትሕን ርሑስ ሓድሽ ዓመት እምነየልኩም። ከምኡ ድማ ነቲ ውጹዕ ህዝብና ናይ ሰላምን ለውጥን ዓመት ክኾነሉ እምነ። ቀጺለ ናብቲ ኣዝዩ ውዕውዕን ተኣፋፍን ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ ኤርትራ ብምእታው፡ ዘሎኒ ሕጽር ዝበለ ርእይቶ ከቐምጥ እፈቱ። ጉዳይ ኤርትራ ሎሚ ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ናይ ዓለም መዛረቢ ኣደባባይ ኮይኑ ኣሎ። “መለበሚያ …

Read More »

ብይን ባይቶ ጸጥታ፥ ኣበረኛ ዘለለየ፡ ርትዓዊ ፍዳ! AT

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍጹምነት ዘይብሉ፡ ኣድማዕነት ስጉምቲታቱ ከኣ ጐደሎ ዝዀነ ውድብ ኢዩ። ብሓደ ሸነኽ ክብረት ወድ-ሰብን ኣድማሳውነት መሰላትን ኣልዒሉ ክጣበቕ እንከሎ፣ በንጻሩ፡ ብኻልእ ሸነኽ ክጥመት እንከሎ ከኣ፡ ነተን ሓሙሽተ ርእሰ-ሓያላን፡ ማለት፥ ኣመሪካን ሩስያን ዓባይ ብሪጣኒያን ፈረንሳን ቻይናን ሓለፋ መሰል ዝሃበ ውድብ’ዩ። ምስ ርእሰ-ሓያል ዝትከል ፍቕሪ ወይ ጽልኢ ልዕሊ ቅራቦ ቻርተር …

Read More »

العلاقات الإرترية القطــرية الماضي والحاضر وأفاق المس

تعتبر دولة قطر واحدة من أهم الدول الصديقة والداعمة للحكومة الارترية ، ومن الدول النادرة التي يثق بها الحزب الحاكم في إرتريا، ويتحدث عن وجود علاقات إستراتيجية معها ، وبالرغم من وجود هذه العلاقات منذ مطلع التسعينات إلا إن الأسس التي تقوم عليها تلك العلاقات والأهداف التي يسعي البلدان لتحقيقها  …

Read More »

ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ: ደንጉዩ ዝመጻና ዘሕዝን ዜና

እታ ንነዊሕ እዋን ኣምላኺትን ሰጋዲትን ስርዓት ኢሳያስ ከምዝኾነት ዝንገረላ፤ፍልጥቲ ውኻርያ ህግደፍ ዋሽንግተንን ከባቢኣን ወይዘሮ ሶፊያ ብራርያ ትማሊ ለይቲ ርእሰቕትለት ከምዝፈጸመት ተፈሊጡ። ፖሊስ ንወኪል ኣገልግሎት ዜና ቀስተደበና ከምዝሓበሮ፡ ወይዘሮ ሶፊያ ብራርያ በቲ ኣብ ልዒሊ መንግስቲ ኢሳያስ ተወሲዱ ብዘሎ ተሪር እገዳን ኩሉ መጻኢ ህግደፍን፡ ከምኡውን እቲ ንመንግስቲ ህግደፍ ንምምላኽ ብተገብሮ ዝነበረት ሸበድበድን …

Read More »

المعارضية الارترية بين جدلية المقاومة العسكرية والسلم

إن المعارضة لا توجد بالمعنى الحقيقي للكلمة إلا في نظام ديمقراطي يضمن لها موقعا ودورا ومكانا ووظيفة واضحة تجعلها جزءا مكملا للنظام ومتفاعلا معه، فهي بالأساس ليست أشخاصا مختلفين أو مع النظام أو منتقدين له ولكنها وظيفة سياسية تستجيب لحاجة جوهرية وبنيوية في النظام، وما يوجد في النظم الدكتاتورية أو …

Read More »

Human Rights in Eritrea – Facts And Fiction

There are contradictions in the ground: PFDJ horrors Versus Claims Of Human Rights Respect Propaganda all-around.    Honestly, I am not a fan of the Regime and do not entertain wasting my time reading or watching its propaganda outlets but it just happened as I was surfing the web I …

Read More »

ዳይረክተር EEPA ነቲ “ታስክ ፎርስ” ከፍልጦ ዘይደለየ ሓቂ ናይ AT

ዓዋተ ዶት ኮም ምስ ዶክቶር ሚርያም ቫን ራይሰን (Dr. Mirijam Van Reisen) ኣብ ዘካይዶ ቃለ-መሓትት፡ እታ ሓንቲ ጽልግልግ ኢላ በቶም ተኻፈልቲ ዋዕላ ብራስልስ መልሲ ዘይረኸበት ዝነበረት ሕቶ መልሲ ሂባትላ። ድርጅታ EEPA እቲ ነዞም ኤርትራውያን “ናይ ውከሳ ጉጅለ” “reference group” ንክቖሙ ዝተጠቕመሉ መምዘኒ ከመይ ኢዩ ነይሩ? ብኣበሃህላ ዶክቶር ሚርያም ቫን ራይሰን ሓደ …

Read More »