ሃገራዊ ዋዕላ፡ ተስፋ ህዝቢ ኤርትራ
ሃገራዊ ዋዕላ ትርጉሙን ክልሰ-ሓሳባዊ ኣገላልጻኡን ስፍሕ ዝበለ ኢዩ። ኣብኡ ኣትየ ብዝርዝር ክትንትን ኣይህቅንን። ብሓጺሩ ግን ሓደ ሃገራዊ ዋዕላ ብዛዕባ ሓደ ሃገር ብዛዕባታት ሰሪዕካ እትዝትየሉን እትውስነሉን ጉባአ ኢዩ። ሃገራዊ ዋዕላ ናይ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ጉዳይ ጥራይ ዘይኰነስ ህዝቢ ናይ ሓደ ሃገር ብቐጥታ ዝሳተፈሉ ዋዕላ ኢዩ። ብሓፈሽኡ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ህዝብና ኣብ ሃገራዊ […]
ኣድጊ’ዶ ገመል ምዃን? SemDTesfai
እቲ ሰብ ምዃን ቀሊል ኣይኮነን። ኣኽሊል ፍጥረት ምዃን ንኸማኡ ኣይተዋህበን። ብኸማኡ’ውን ኣይተዋህበን። ንኵሉ ሓለፋ ዝኽፈሎ ዋጋ እነኤዎ። ንልዕልነት’ውን። ኣኽሊል፡ እቲ ዝለዓለ ካብ መዛንኡ እዩ። ጽላል’ዩ። ሓላዊ’ዩ። ኣኽሊል ንጉስ’ዩ። የመሓድር፡ የዋህድ። ሚዛንነት ይሕሉ። እቲ ማእከለ ሚዛን’ዩ። ተግባራውነት’ዩ። ርትዓውነት’ዩ። እምበኣር እቲ ሰብ ምዅን ሓለፋ ጥራሕ ዘይኮነስ እንተላይ ሓላፍነት እዩ። ንሰብ ኣኽሊሉ ከኣ ኣእምሮኡ እዩ። ሰብ ነፍሱ ይፈልጥ፡ […]
ደገፍቲ ህግደፍ፡ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር መን?
ብመሰረቱ ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ናጽነት ካብ ኣጽዋር ኵናት ጉድኣት ትዘይ ኮይኑ ዝረኸቦ ጥቐሚ የለን። በንጻሩ እኳ ድኣ ዝተፋላለዩ ሽፋቱ ንኸዕጥቕ ካብ ኣፍ ህዝቢ እናመንዘዐ ኣብ ኣጽዋር መሸመቲ የውዕሎ ኣሎ። ላዕለወት ሓለፍቲ ህግደፍ እውን ብምኽንያት ፈስታታትን ጓይላታትን ነቲ ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ገርሂ ዘይጋ ክልተ ካብ ሚኢይቲ’ዶ ካሊእ’ዶ እናበልካ ካብ ምምዝማዝ ይድሕን። እዚ’ውን ነቲ ህዝቢ ጠቃሚኡ ኢዩ። […]
ኣየናዮም ኣምላኽ ይሕይል? SemDtesfai*
ኣየናዮም ኣምላኽ ይሕይል? * ኣየናዮም መጽሓፍ ይበልጽ? ኣየናዮም ተግባር’ከ? ቅድሚ ኣርባዓ ዓመታት፡ ሓደ ዳዊት ባረት ዝተባህለ ተመራማሪ ሃይማኖታት ኣብ ዓለም ናይ ዝርከቡ ሃይማኖታትን ቍጽሪ ሰዓብትን ክምዝግብ ጀመረ። ንዅሉ ኣማን ሃይማኖት ዓለም መዝጊቡ ከኣ ኣብ 238 ሃገራትን ቦታታትን ክሳብ 10,000 ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ምንባሮም ኣረጋገጸ። ካብ’ዞም ኵሎም ሃይማኖታት ግን ንዓለምና ናብ ቅድስትን ንጽህትን ግዝኣተ ኣምላኽ ለዊጦም ንብምልኡ […]
ለውጢ፡ ንዕለት ዶ ንዓመት SHT
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ “ለውጢ ሕጂ፡ ብግዲ ወይ ብወዲ” ትብል ዓምዲ ጽሒፈ ነይረ። እዚኣ ኣብ ትሕቲ “ለውጢ፡ ንዕለት ዶ ንዓመት” ዘርእስታ፡ መቐጸልታ ናታ’ያ። ኩሉ አእዋኑ ኣለዎ፡፡ ሎሚዘመን ድማ እዋን ራህዋን፡ ሰላምን ክኸውን ትምኒት ኩሉ ኤርትራዊ’ዩ፡፡ ሃገርና ከም ገበል ዘለዎ ደብሪ ኮይና ክትሽገር ኣይነፍቅድን እንብለሉ ዘመን ይግበሮ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ሓርነቱ ጨቢጡ፡ ኣብ ፍትሒ ዝምለኣ ሃገሩ፡ ከም ሓሰኻ-ደምበ […]
ጦብላሕታ፡ ናይ ሎንዶን ሲምፖስየም
ብጥሪ 9 ኣብ ሎንዶን ዝተኻየደ መጽናዕታዊ ሓዘል ሲምፖስየም ካብ ትጽቢቱ ንላዕሊ ዘመዝገቦም ሸቶታ እንተሃለዉ፣ ተኻፈልቲ ብዘይቐይዲ ውዕዉዕ ዘተ ከካይዱ ብምኻአሎም ኢዩ። መጀመርያ ካብቲ ንዓይ ዝመሰጠኒ ፍጻሜታት ሓደ ፡ግዝያዊ ሕቶ ምዃኑ’ኳ እንተተአመነሉ፡ ግን’ከስ ነቲ ኣርእስቲ ብዘይምግባዝ ኣልዒልካ ብህድአትን፣ብስለትን ምዝታይ ክኸውን እንከሎ፡ እቲ ካልአይ ድማ ዓቢኡ ንእሽታኡ፣ ከበሳዊ መታሕታዊ፣ ኣስላምይ ክርስትያናይ፡ ንህንጸት ሃገር ዘድልዩ ቅድመ-ኩነት ንምምልእ ዓቢ […]
ስርዓት ህግደፍ፡ ሕጂ’ኸ ናበይ?
ኣቐዲመ ንኹሉኹም ፈተውቲ ሰላምን ፍትሕን ርሑስ ሓድሽ ዓመት እምነየልኩም። ከምኡ ድማ ነቲ ውጹዕ ህዝብና ናይ ሰላምን ለውጥን ዓመት ክኾነሉ እምነ። ቀጺለ ናብቲ ኣዝዩ ውዕውዕን ተኣፋፍን ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ ኤርትራ ብምእታው፡ ዘሎኒ ሕጽር ዝበለ ርእይቶ ከቐምጥ እፈቱ። ጉዳይ ኤርትራ ሎሚ ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ናይ ዓለም መዛረቢ ኣደባባይ ኮይኑ ኣሎ። “መለበሚያ ኣይግበርካ መለበሚ’ኸ ኣይኽላእኻ”፡ ከምዝበሃል፡ ዕድመ […]
ብይን ባይቶ ጸጥታ፥ ኣበረኛ ዘለለየ፡ ርትዓዊ ፍዳ! AT
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍጹምነት ዘይብሉ፡ ኣድማዕነት ስጉምቲታቱ ከኣ ጐደሎ ዝዀነ ውድብ ኢዩ። ብሓደ ሸነኽ ክብረት ወድ-ሰብን ኣድማሳውነት መሰላትን ኣልዒሉ ክጣበቕ እንከሎ፣ በንጻሩ፡ ብኻልእ ሸነኽ ክጥመት እንከሎ ከኣ፡ ነተን ሓሙሽተ ርእሰ-ሓያላን፡ ማለት፥ ኣመሪካን ሩስያን ዓባይ ብሪጣኒያን ፈረንሳን ቻይናን ሓለፋ መሰል ዝሃበ ውድብ’ዩ። ምስ ርእሰ-ሓያል ዝትከል ፍቕሪ ወይ ጽልኢ ልዕሊ ቅራቦ ቻርተር ዝምዘነሉ ምትእኽኻብ እውን’ዩ። ከምኡ ስለ […]
ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ: ደንጉዩ ዝመጻና ዘሕዝን ዜና
እታ ንነዊሕ እዋን ኣምላኺትን ሰጋዲትን ስርዓት ኢሳያስ ከምዝኾነት ዝንገረላ፤ፍልጥቲ ውኻርያ ህግደፍ ዋሽንግተንን ከባቢኣን ወይዘሮ ሶፊያ ብራርያ ትማሊ ለይቲ ርእሰቕትለት ከምዝፈጸመት ተፈሊጡ። ፖሊስ ንወኪል ኣገልግሎት ዜና ቀስተደበና ከምዝሓበሮ፡ ወይዘሮ ሶፊያ ብራርያ በቲ ኣብ ልዒሊ መንግስቲ ኢሳያስ ተወሲዱ ብዘሎ ተሪር እገዳን ኩሉ መጻኢ ህግደፍን፡ ከምኡውን እቲ ንመንግስቲ ህግደፍ ንምምላኽ ብተገብሮ ዝነበረት ሸበድበድን ካልእን ኣብ ዒዳን ዒንድዳን ገዚፍ […]
ዳይረክተር EEPA ነቲ “ታስክ ፎርስ” ከፍልጦ ዘይደለየ ሓቂ ናይ AT
ዓዋተ ዶት ኮም ምስ ዶክቶር ሚርያም ቫን ራይሰን (Dr. Mirijam Van Reisen) ኣብ ዘካይዶ ቃለ-መሓትት፡ እታ ሓንቲ ጽልግልግ ኢላ በቶም ተኻፈልቲ ዋዕላ ብራስልስ መልሲ ዘይረኸበት ዝነበረት ሕቶ መልሲ ሂባትላ። ድርጅታ EEPA እቲ ነዞም ኤርትራውያን “ናይ ውከሳ ጉጅለ” “reference group” ንክቖሙ ዝተጠቕመሉ መምዘኒ ከመይ ኢዩ ነይሩ? ብኣበሃህላ ዶክቶር ሚርያም ቫን ራይሰን ሓደ ካብቲ ዝተጠቀሙሉ ናይ ኣመራርጻ መምዘኒ፡ […]
ዘና ገዳብ: ዳይረክተር EEPA ነቲ “ታስክ ፎርስ” ከፍልጦ ዘይደለየ ሓቂ ናይ
ዓዋተ ዶት ኮም ምስ ዶክቶር ሚርያም ቫን ራይሰን (Dr. Mirijam Van Reisen) ኣብ ዘካይዶ ቃለ-መሓትት፡ እታ ሓንቲ ጽልግልግ ኢላ በቶም ተኻፈልቲ ዋዕላ ብራስልስ መልሲ ዘይረኸበት ዝነበረት ሕቶ መልሲ ሂባትላ። ድርጅታ EEPA እቲ ነዞም ኤርትራውያን “ናይ ውከሳ ጉጅለ” “reference group” ንክቖሙ ዝተጠቕመሉ መምዘኒ ከመይ ኢዩ ነይሩ? ብኣበሃህላ ዶክቶር ሚርያም ቫን ራይሰን ሓደ ካብቲ ዝተጠቀሙሉ ናይ ኣመራርጻ መምዘኒ፡ ማለት […]
ቃለ-መሓትት ዓዋተ ዶት ኮም ምስ ዶክቶር ቫን ራይሰን ዳይረክተር AT
ብዓዋተ – ሕዳር 23, 2009 ገዳብ ዜና ናይ ዓዋተ.ኮም ወረ ከማዕብል ከሎ ካብ ኩሉ ጎድንታት ሓበሬታታት እዩ ዝእክብ። ናይ ብራስለስ ዋዕላ ዜና ክንከታተል ምስ ጀመርና ‘ውን ንዶክቶር ቫን ራይሰን፡ ዳይረክተር ናይ ኤውሮጳ ናይ ወጻኢ ጉዳያት ኣማኸርቲ (EEPA) ክንራኸባ ፈቲንና። ግን ክሳዕ ‘ቲ ዜና ዝወጽእ ክትምልሰልና ኣይከኣለትን። እዚ እነቕርቦ ዘለና ምክትታል እዚ ንስለ ግሉጽነትን ተሓታትነትን ‘ዩ። […]
ኣብ ክንዲ ብጥርኑፍ ብንጽል ቃልሲ
ሓደ ህዝባዊ ቃልሲ ሃግራዊ ከብሎ ዝኽእል እቶም ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ህዝቢ ብሓባር ተሳቲፎም ምስ ዝቃለሱ ኢዩ። ርግጽ ፖለቲካውን ባህላውን ሃይማኖታውን ፍልልያት ክህሉ ይኽእል ኢዩ። ይኹን’ምበር ምእንቲ ናጽነት ሃገርን መሰላት ህዝብን ክትብል ነቲ ዘሎ ፍልልያት ኣወንዚፍካ ተጠርኒፍካ ካብ ምቅላስ ካሊእ ኣማራጭ ክህሉ ኣይክእልን። በዚ ኣገባብ’ዚ ኢዩ ድማ ሓደ ቃልሲ ሃገራዊ ትሕዝቶ ክህልዎ ዝኽእል። ጥርኑፍ ቃልሲ እርኑብ […]
ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ: ደራሳይ ኣብ ልዕሊ ድርሰቱ
እቲ ሓላው’ታ ወርቃዊት ገረብ ዘፍጥረት ውልቀ መላኺ ቀዳማይ ሕታም _ ጥሪ 2008 ካልኣይ ሕታም _ ሓምለ 2009 ፍልጥ ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ እበሃል። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቬርሲቲ ሕጊ ተማሂረ። ብ1974 ዓም ሓዲስ ፖለቲካዊ ኵነት ኣብ መላእ እትዮጵያ ተተኵሱ ትምህርተይ ኣይፈጸምኩን። ብ1974 ዓም ናብ ጀብሃ ተሰሊፈ፡ ተሰጕጔ፡ እንደገና ብ1976 ዓም ተሰሊፈ ብ1985ዓም እታ ውድብ ምስተጸንቀቐት ከኣ ተሰዲደ። ነቲ ገድሊ’ውን […]
ብሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም: ለውጢ ሕጂ፡ ብግዲ ወይ ብውዲ
ምልክታ: እታ ቅድመ ክልተ-ቕነ ኣቢለ ዝጸሓፍክዋ ዓምዲ ብዓረብ ተቶርጊማ ከም ተሓተመት ተዓዚብኩም ትኾኑ፡፡ ነቲ ዝተርጎመ “የቐንየለይ” እናልኩ፡ ኣብ’ቲ ሰናይ ተግባር ሓንቲ ኢድ ከምዘይነበረኒ የፍልጥ፡፡ ዋላ’ኳ ብዓቕመይ ዓረብ እፍትን እንተኾንኩ፡ ክንድኡ ዝኸውን ብቕዓት’ስ የብለይን፡፡ ሓደ-ሓደ ኣሕዋት ግን ኣነ ባዕለይ ብዓረብ ዝጸሓፍኩ መሲልውም ብዙሕ ደስ ኣይበሎምን፡፡ ሓደ-ክልተ ናይ ኩነና ጸርፊ’ውን ለጎሱለይ፡፡ ኣነ በተዓባብያ እኹን በኣረኣእያ ናይ ሰብ […]
ዶር የዕብዮ ወልደማርያም: ጉልሓይ
ምናልባት ብሕርሻ ንዝማዕበሉ ሃገራት ከም ተራ ስርሒታት ዝቑጸር፡ ግን ዜጋታቶም ናይ መግቢ ውሕስነት ዘይብሎም ብፍላይ ድማ፡ብውዕል ሕድር ናብራ ዝሳቐዩ ደቐባት ኢትዮጵያን፣ ኤርትራን ፣ ሶማልያን ፣ከም ዓቢዪ ዓወት ተቑጺሩ እንተዝድንከረሉ ዘየሕፍር ፣ ሕማም ጉልሓይ ካብ ሱሩ ተባሕጒጉ ምጥፋኡ ዘበሰር ወረ ክዝርጋሕ ከሎ ይኸውን። ርግጽ ጒልሓይ ካብ ኢትዮጽያ ምብራሱ ዘረጋግጹ መረዳኣታታት ካብ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ባኣታታትን ኣህጉራዊ ዜናታት […]
መዝገብ ተኸሰስቲ፡ ኢሰያስን ጭፍርኡን AT
መዘኻኸሪ፡ እዚ ሰነድ’ዚ ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ዝተረኸበሉ በብግዚኡ ዝመሓየሽ ህያው ሰነድ ኢዩ። ኣብዚ ሰነድ’ዚ ተዘርዚሮም ዘለዉ ሰባት ኣብቲ ዝለዓለ ጽፍሒ ሓላፍነት ዝርከቡ መራሕቲ ህግደፍ ኢዮም። ሓበሬታ ኣብ ዝተረኸበሉ፡ እዚ መዝገብ ተኸሰስቲ’ዚ ኣብ ካልኣይ፣ ሳልሳይን ራብዓይን ጽፍሒ ሓላፍነት ንዘለዉ ሰባት ‘ውን ከጠቓልል ይኽእል። ተኸሰስቲ ሓደ ሰብ፡ ክሲ ቅድሚ ምምስራቱ፡ ከም ተደበለ ከረጋግጽ ከም ዝግባእ ወይ ድማ […]
ንጉስ ኢሳያስ: ቃለ-መሕተት ጭንቂ
ሓደ መራሒ ናይ ሓደ ሃገር ባዛዕባ ኣካይዳ ምሕደራ ህዝብን ቁጠባዊ ፖሊስን ዝመልከት ንህዝቡ ከፍልጥ ግቡእ ኢዩ። ሓደ ካብቲ ኣገባብ መግለጺ ድማ ብቓለ-መሕተት ኣቢልካ ናብ ህዝቢ ዝፍኖ ሓበረታ ይኸውን። ብፍላይ ኣብ ሓደ ዲሞክራስያዊ ስርዓት፡ ብነጻ ናይ መራኸቢ ማዕከናት(መዲያ) ካብቲ ህዝቢ ዝምንጩ ሓሳባትን ርኢቶታትን፡ ኣዋህሊሎም ነቲ መራሒ ይሓትዎ። ህዝብ’ውን ብግልጺ ይከታተል። በዚ ኣገባብ’ዚ ህዝቢ ነቲ ብሓላፍነት ዝመረጾ […]
ብዶ/ር ዳንኤል ረዘነ:ኣድላይነት ኣምር መሰጋገሪ ፍትሒ
ኣድላይነት ኣምር መሰጋገሪ ፍትሒ (transitional justice) ኣብ ኤርትራ (ብኣጋጣሚ መበል 18 በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ለንደን ዝቐረበ ጽሑፍ) ዝኸበርኩም ተሳተፍትን ኣዳለውትን ናይዚ መደብ እዚ፡ ከመይ ትኾኑ፧ ብርዱእ ምኽንያታት ኣብ “ምሉእ” ሓጎስ ኣለና ክንብል ዘይንኽእል’ኳ እንተዀና፡ ዝዓበየ ሃገራዊ በዓልና ብምዃኑ እንቋዕ ናብ መበል 18 በዓል ናጽነት ኤርትራ ኣብቀዓና ክብል ፍቐዱለይ! ብቐዳምነት ነዚ ጽሑፍ እዚ ከካፍል ዕድመ […]
ብሃብቶም ዮሃንስ: ነጻነት ኤርትራን ታሚል-ኢላምን
እዛ ሰሙን ኣብ ታሪኽ ሕዝቢ ኤርትራን ታሪኽ ሕዝቢ ታሚልን (“ክፍሊ” ስሪላንካ) ፍሉይ ትርጉም ዘለዋ እያ። ሕዝቢ ኤርትራ ነቲ ድሕሪ 30 ዓመት፡ ዝተጓናጸፎ ነጻነት ኸብዕል ክሸባሸብ ከሎ፣ ሕዝቢ ታሚል ግን ነቲ ልዕሊ 25 ዓመት ዝተቓለሰሉ ገድሊ ብዓወት ዘይኮነስ ብኽስረት : ስለዝዛዘሞ፡ ኣብ ክቱር ጓሂ ይርከብ። እዚ ኣብዛ ሰሙን ኣብ ስሪላንካ ዝተፈጸመ ደማዊ ድምዳመ ቃልሲ ታሚል-ኢላም፡ ንጽምብል […]
Awate Forum