Awate.com

About Awate Team

The PENCIL is awate.com's editorial and it reflects the combined opinions of the Awate Team and not the individual opinion of team members.

A Forest Without A Tree

The ongoing mind to mind fight has to land somewhere with a fruit. The issue of land, as some writers

ንጉስ ኢሳያስ: ቃለ-መሕተት ጭንቂ

ሓደ መራሒ ናይ ሓደ ሃገር ባዛዕባ ኣካይዳ ምሕደራ ህዝብን ቁጠባዊ ፖሊስን ዝመልከት ንህዝቡ ከፍልጥ ግቡእ ኢዩ። ሓደ ካብቲ ኣገባብ መግለጺ ድማ ብቓለ-መሕተት ኣቢልካ ናብ ህዝቢ ዝፍኖ ሓበረታ ይኸውን። ብፍላይ ኣብ ሓደ ዲሞክራስያዊ ስርዓት፡ ብነጻ ናይ መራኸቢ ማዕከናት(መዲያ) ካብቲ ህዝቢ ዝምንጩ ሓሳባትን ርኢቶታትን፡ ኣዋህሊሎም ነቲ መራሒ ይሓትዎ። ህዝብ’ውን ብግልጺ ይከታተል። በዚ ኣገባብ’ዚ ህዝቢ ነቲ ብሓላፍነት ዝመረጾ […]

ብዶ/ር ዳንኤል ረዘነ:ኣድላይነት ኣምር መሰጋገሪ ፍትሒ

ኣድላይነት ኣምር መሰጋገሪ ፍትሒ  (transitional justice) ኣብ ኤርትራ (ብኣጋጣሚ መበል 18 በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ለንደን ዝቐረበ ጽሑፍ) ዝኸበርኩም ተሳተፍትን ኣዳለውትን ናይዚ መደብ እዚ፡ ከመይ ትኾኑ፧ ብርዱእ ምኽንያታት ኣብ “ምሉእ” ሓጎስ ኣለና ክንብል ዘይንኽእል’ኳ እንተዀና፡ ዝዓበየ ሃገራዊ በዓልና ብምዃኑ እንቋዕ ናብ መበል 18 በዓል ናጽነት ኤርትራ ኣብቀዓና ክብል ፍቐዱለይ! ብቐዳምነት ነዚ ጽሑፍ እዚ ከካፍል ዕድመ […]

ብሃብቶም ዮሃንስ: ነጻነት ኤርትራን ታሚል-ኢላምን

እዛ ሰሙን ኣብ ታሪኽ ሕዝቢ ኤርትራን ታሪኽ ሕዝቢ ታሚልን (“ክፍሊ” ስሪላንካ) ፍሉይ ትርጉም ዘለዋ እያ። ሕዝቢ ኤርትራ ነቲ ድሕሪ 30 ዓመት፡ ዝተጓናጸፎ ነጻነት ኸብዕል ክሸባሸብ ከሎ፣ ሕዝቢ ታሚል ግን ነቲ ልዕሊ 25 ዓመት ዝተቓለሰሉ ገድሊ ብዓወት ዘይኮነስ ብኽስረት : ስለዝዛዘሞ፡ ኣብ ክቱር ጓሂ ይርከብ። እዚ ኣብዛ ሰሙን ኣብ ስሪላንካ ዝተፈጸመ ደማዊ ድምዳመ ቃልሲ ታሚል-ኢላም፡ ንጽምብል […]

ደንበ ተቓወምቲ ክሓልፎ ዘለዎ መድረኽ

እቲ ዝሓለፈ ናይ ናጽነት ቃልሲ ብሩህ ኢዩ ነይሩ። በዓይነቱ ከኣ ካብዚ ሕጂ እነካይዶ ዘሎና ናይ ሓርነት ቃልሲ ይፍለ። ኢትዮጵያ ከም ሓንቲ ባዕዳዊት ገዛኢት ሃገር ትልለ ነይራ፤ ህዝቢ ኤርትራ ብቐሊሉ ፈታዊኡን ጸላኢኡን ከለሊ ኪኢሉ። ነቲ ዝካየድ ዝነበረ ቃልሲ ድማ ብዘየማትእ ክድግፎ ኪኢሉ። ናይ ሕጂ ግን እቲ ናጽነት ዝበሃል ንሽሙ “ኤርትራ ነጻ” ተባሂላ። እቲ ባንደራ ኢትዮጵያ ብሽም […]

የዕብዮ ወልደማሪያም:እምበይተይ ኢለን-ስብኣይ ስብኡት

እመበት እለን ድማ ሰበይቲ ኣይተ ሰሎሞን ሃብሮም በዓልቲ ኒሕ ነበራ “ ክብሉ የዘንትውለን ዓበይቲ ጸዓዘጋን ሃዘጋን። ርግጽ፡ ብቑንጣሮ ድኣ ኰይኑ’ምበር፡እምበይተይ እለን ምዕቲ ሰበይቲ ምንባረን ዝሕብሩ ኣብ ጽሑፍ ዝሰፈሩ ሐበረታታት ኣለዉ። መሸም ኣብ ጽሑፍ ዝሰፈረ ብሂል ወይ ዛንታ ብኢደወነንካ ንኸተማሓይሾ ፣ ከተጋንኖ፣ ከተቓምሞ፣ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኢዩ ዝኾነካ። ስለዚ ካብ ሚእቲ ዓመት ንላዕሊ ዕድመ ዘለዎም ብትግርኛ ዝተጻሕፉ ሰነዳት ምርካብ […]

ብመሓመድ ብርሃን ብላታ: ኣረዒል ኣልኣወል ቀዳሞት ናይ ስሳታት ተጋደልቲ

ብኣጋጣሚ ሾሞንተ መጋቢት ዓለምለኻዊ በዓል ደቀንስትዮ ብሃገርን ኣህጉራውን ደረጃ ብክብ ዝበለ ክብዕል ከሎ፡ ኣብዚ ኩቡር በዓል’ዚ ደቀንስትዮ ንሑሉፍ ታሪኽ ጠቀስ  ድሕረባይታዊ ኣመጻጽአንን፡ ኣብ ዝተፋላለያ ሃገራት ዓለምና፡ ኣብቲ ዝነብራሉ ሕብረተሰብ በብድረጅኡ ካብ ነዊሕ ኣትሒዘን ዘሕለፈኦ መሪር ስቓይን ድርብ ጭኮናን፡ ከም ደቀንስትዮ ኣብኡ ዝተሞርኮሰ ዘሕለፈኦ ታሞኩሮአንን፡ ከምኡ ውን ኣብ ኩሉ ዝተኻየደ መስርሕ ቃልሲ፡ መዓንጠአን ሸጥ ኣቢለን ስነን […]

ሕሩይ ተ. ባይሩ: ኣቦ መንበር ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ

ዝኸበርኩም ሓለፍቲ ሰራዊት ዲክታቶር ኢሳያስ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ኲናት ናብ ኲናት ካብ ዝድጒሎ እንሆ ዓሰርተ ዓመታት ሓሊፎም፣ ሕጂ ድማ ሕሉፍ ሓሊፉ ምስ ሕቡራት መንግስትታትይፋጠጥ ኣሎ፣ ንውግኣት ክዌትን ዒራቕን ንድሕሪት ተመሊስና እንተ ርኢና። ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት መንግስትታት “ግደፍ ! ወይ ተመለስ !” ዝብል ውሳነ ምስ ዘሕልፍ ወተሃደራዊ ስጒምቲ ንምውሳድ ቅሩብ ምዃኑ ምፍላጥ የድሊ፣ ካልእ ግንዛበ […]

ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ን10 ዓመታት ሓደ ዓይነት ደርፊ

ኢሳያስ ንህዝቢ ዝጠቅም ክዛረብ ኢዩ ኢለ ዘይኰነስ “ሎሚ’ኸ እንታይ’ኮን ክዛረብ ይኸውን?” ብዝብል ሓሳብ ተመርኵሰ ብናይ ሓድሽ ዓመት ምኽንያት ዝገበሮ ቃለ-መሕተት ምስ ሰማዕኩ፡ ከም ትጽቢተይ ድሙ ከም ቀደሙ ኰይኑ ረኸብክዎ። “ወያኔ!ወያኔ!ከደመቲ!ከደምቲ!ትማእዘዝቲ ወዘተ.” እዘን ቃላት እዚኣተን ብዘይምግናን ን10 ዓመታት ዝኣክል ኣጽሚመናና ኢየን። መቸስ ንኽኢትሰምዖ ሓድ ሓደ ግዜ ዘስሕቕ ኢዩ። ኢሳያስ “ወያኔ ኩሉ ግዜ ብኣና(ብሻዓብያ) ኢዩ ዝብህርር” ይብል። […]

Italy-Bound, 15 Eritreans Die in the Mediterranean

Earlier last month, at least 15 Eritreans, heading from Libya to Italy, were killed when their boat encountered a storm in the Mediterranean Sea.

Towards the sixth year

awate.com is five years old. It was on September 1, 2000 that this website was launched with the aim of

1997 Eritrean Population Data.htm

A Call For Sober Dialogue

In 1967, the United Nations Security Council passed “Resolution 242” whose first call was for the “withdrawal of Israel armed

95% Of Eritrea’s 12th Graders are Male

The government of Eritrea’s decision to centralize the nation’s 12th grade level at Sawa, the military training camp, has resulted in

Introduction to the ‘HOPE’ Column: Semon & Adam

Awate.com proudly introduces Adam Jahar and Semon Gebreyesus to the family of columnists in the website. Through their new column,

Halloween Scare: Eritrean Press Proclamation

Halloween Scare: Eritrean Press Proclamation Awate Research Unit, Oct. 16, 2000 This Halloween be scared with ‘The’ Document–The Eritrean Press

Photo Questioned: Is This Man Awate?

The only photograph of Awate was found in Agordat Police Station after the ELF liberated the Town in 1977. Awate’s

From the Teachings of Woldeab Woldemariam

Translated from Tigrinya By Awate Research Unit – September 1, 2000 Woldeab Woldemariam was a lifetime teacher and a great

Happy Brick Day to You

A new window for expression. An extension of the of the fierce struggle to be heard. A blessing of the

Archives

Cartoons

Shares