Awate.com

About Awate Team

The PENCIL is awate.com's editorial and it reflects the combined opinions of the Awate Team and not the individual opinion of team members.

المقاومة الإرترية: بين مطرقة الإعلام وسندان الإستقطاب

نشر السيد مايكل أبرهة مقالا تحريضيا في موقع ذي أميركن كرونكل في العشرين من ديسمبر 2009 ، دعا فيه  إلى حل  أو إغلاق مؤسسة عواتي ، متهما موقع عواتي بخدمة مشاريع التطرف الإسلامي، واصفا رئيس ومحرر الموقع  الأستاذ صالح جوهر ب”رئيس مؤسسة عواتي المتطرف” بالخط العريض وبالصورة الشخصية المرفقة، ظننت  حينها ( وبعض الظن إثم)، بأن السيد […]

ለውጢ፡ ንዕለት ዶ ንዓመት SHT

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ “ለውጢ ሕጂ፡ ብግዲ ወይ ብወዲ” ትብል ዓምዲ ጽሒፈ ነይረ። እዚኣ ኣብ ትሕቲ “ለውጢ፡ ንዕለት ዶ ንዓመት” ዘርእስታ፡ መቐጸልታ ናታ’ያ። ኩሉ አእዋኑ ኣለዎ፡፡ ሎሚዘመን ድማ እዋን ራህዋን፡ ሰላምን ክኸውን ትምኒት ኩሉ ኤርትራዊ’ዩ፡፡ ሃገርና ከም ገበል ዘለዎ ደብሪ ኮይና ክትሽገር ኣይነፍቅድን እንብለሉ ዘመን ይግበሮ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ሓርነቱ ጨቢጡ፡ ኣብ ፍትሒ ዝምለኣ ሃገሩ፡ ከም ሓሰኻ-ደምበ […]

ጦብላሕታ፡ ናይ ሎንዶን ሲምፖስየም

ብጥሪ 9 ኣብ ሎንዶን ዝተኻየደ መጽናዕታዊ ሓዘል ሲምፖስየም ካብ ትጽቢቱ ንላዕሊ ዘመዝገቦም ሸቶታ  እንተሃለዉ፣ ተኻፈልቲ ብዘይቐይዲ ውዕዉዕ ዘተ ከካይዱ ብምኻአሎም ኢዩ። መጀመርያ ካብቲ ንዓይ ዝመሰጠኒ ፍጻሜታት ሓደ ፡ግዝያዊ ሕቶ ምዃኑ’ኳ እንተተአመነሉ፡ ግን’ከስ ነቲ ኣርእስቲ ብዘይምግባዝ ኣልዒልካ ብህድአትን፣ብስለትን ምዝታይ ክኸውን እንከሎ፡ እቲ ካልአይ ድማ ዓቢኡ ንእሽታኡ፣ ከበሳዊ መታሕታዊ፣ ኣስላምይ ክርስትያናይ፡ ንህንጸት ሃገር ዘድልዩ ቅድመ-ኩነት ንምምልእ ዓቢ […]

The Politics Of Disenchantment: Seeking An Alternative

Well, 2009 has come to a close and what a year it has been! I am a regular of many

ስርዓት ህግደፍ፡ ሕጂ’ኸ ናበይ?

ኣቐዲመ ንኹሉኹም ፈተውቲ ሰላምን ፍትሕን ርሑስ ሓድሽ ዓመት እምነየልኩም። ከምኡ ድማ ነቲ ውጹዕ ህዝብና ናይ ሰላምን ለውጥን ዓመት ክኾነሉ እምነ። ቀጺለ ናብቲ ኣዝዩ ውዕውዕን ተኣፋፍን ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ ኤርትራ ብምእታው፡ ዘሎኒ ሕጽር ዝበለ ርእይቶ ከቐምጥ እፈቱ። ጉዳይ ኤርትራ ሎሚ ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ናይ ዓለም መዛረቢ ኣደባባይ ኮይኑ ኣሎ። “መለበሚያ ኣይግበርካ መለበሚ’ኸ ኣይኽላእኻ”፡ ከምዝበሃል፡ ዕድመ […]

ብይን ባይቶ ጸጥታ፥ ኣበረኛ ዘለለየ፡ ርትዓዊ ፍዳ! AT

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍጹምነት ዘይብሉ፡ ኣድማዕነት ስጉምቲታቱ ከኣ ጐደሎ ዝዀነ ውድብ ኢዩ። ብሓደ ሸነኽ ክብረት ወድ-ሰብን ኣድማሳውነት መሰላትን ኣልዒሉ ክጣበቕ እንከሎ፣ በንጻሩ፡ ብኻልእ ሸነኽ ክጥመት እንከሎ ከኣ፡ ነተን ሓሙሽተ ርእሰ-ሓያላን፡ ማለት፥ ኣመሪካን ሩስያን ዓባይ ብሪጣኒያን ፈረንሳን ቻይናን ሓለፋ መሰል ዝሃበ ውድብ’ዩ። ምስ ርእሰ-ሓያል ዝትከል ፍቕሪ ወይ ጽልኢ ልዕሊ ቅራቦ ቻርተር ዝምዘነሉ ምትእኽኻብ እውን’ዩ። ከምኡ ስለ […]

العلاقات الإرترية القطــرية الماضي والحاضر وأفاق المس

تعتبر دولة قطر واحدة من أهم الدول الصديقة والداعمة للحكومة الارترية ، ومن الدول النادرة التي يثق بها الحزب الحاكم في إرتريا، ويتحدث عن وجود علاقات إستراتيجية معها ، وبالرغم من وجود هذه العلاقات منذ مطلع التسعينات إلا إن الأسس التي تقوم عليها تلك العلاقات والأهداف التي يسعي البلدان لتحقيقها  والمصالح المشتركة التي تجمع بينهما […]

ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ: ደንጉዩ ዝመጻና ዘሕዝን ዜና

እታ ንነዊሕ እዋን ኣምላኺትን ሰጋዲትን ስርዓት ኢሳያስ ከምዝኾነት ዝንገረላ፤ፍልጥቲ ውኻርያ ህግደፍ ዋሽንግተንን ከባቢኣን ወይዘሮ ሶፊያ ብራርያ ትማሊ ለይቲ ርእሰቕትለት ከምዝፈጸመት ተፈሊጡ። ፖሊስ ንወኪል ኣገልግሎት ዜና ቀስተደበና ከምዝሓበሮ፡ ወይዘሮ ሶፊያ ብራርያ በቲ ኣብ ልዒሊ መንግስቲ ኢሳያስ ተወሲዱ ብዘሎ ተሪር እገዳን ኩሉ መጻኢ ህግደፍን፡ ከምኡውን እቲ ንመንግስቲ ህግደፍ ንምምላኽ ብተገብሮ ዝነበረት ሸበድበድን ካልእን ኣብ ዒዳን ዒንድዳን ገዚፍ […]

المعارضية الارترية بين جدلية المقاومة العسكرية والسلم

إن المعارضة لا توجد بالمعنى الحقيقي للكلمة إلا في نظام ديمقراطي يضمن لها موقعا ودورا ومكانا ووظيفة واضحة تجعلها جزءا مكملا للنظام ومتفاعلا معه، فهي بالأساس ليست أشخاصا مختلفين أو مع النظام أو منتقدين له ولكنها وظيفة سياسية تستجيب لحاجة جوهرية وبنيوية في النظام، وما يوجد في النظم الدكتاتورية أو شبه الدكتاتورية التي نعرفها في […]

Human Rights in Eritrea – Facts And Fiction

There are contradictions in the ground: PFDJ horrors Versus Claims Of Human Rights Respect Propaganda all-around.    Honestly, I am

ዳይረክተር EEPA ነቲ “ታስክ ፎርስ” ከፍልጦ ዘይደለየ ሓቂ ናይ AT

ዓዋተ ዶት ኮም ምስ ዶክቶር ሚርያም ቫን ራይሰን (Dr. Mirijam Van Reisen) ኣብ ዘካይዶ ቃለ-መሓትት፡ እታ ሓንቲ ጽልግልግ ኢላ በቶም ተኻፈልቲ ዋዕላ ብራስልስ መልሲ ዘይረኸበት ዝነበረት ሕቶ መልሲ ሂባትላ። ድርጅታ EEPA እቲ ነዞም ኤርትራውያን “ናይ ውከሳ ጉጅለ” “reference group” ንክቖሙ ዝተጠቕመሉ መምዘኒ ከመይ ኢዩ ነይሩ? ብኣበሃህላ ዶክቶር ሚርያም ቫን ራይሰን ሓደ ካብቲ ዝተጠቀሙሉ ናይ ኣመራርጻ መምዘኒ፡ […]

ዘና ገዳብ: ዳይረክተር EEPA ነቲ “ታስክ ፎርስ” ከፍልጦ ዘይደለየ ሓቂ ናይ

ዓዋተ ዶት ኮም ምስ ዶክቶር ሚርያም ቫን ራይሰን (Dr. Mirijam Van Reisen) ኣብ ዘካይዶ ቃለ-መሓትት፡ እታ ሓንቲ ጽልግልግ ኢላ በቶም ተኻፈልቲ ዋዕላ ብራስልስ መልሲ ዘይረኸበት ዝነበረት ሕቶ መልሲ ሂባትላ። ድርጅታ EEPA እቲ ነዞም ኤርትራውያን “ናይ ውከሳ ጉጅለ” “reference group” ንክቖሙ ዝተጠቕመሉ መምዘኒ ከመይ ኢዩ ነይሩ? ብኣበሃህላ ዶክቶር ሚርያም ቫን ራይሰን ሓደ ካብቲ ዝተጠቀሙሉ ናይ ኣመራርጻ መምዘኒ፡ ማለት […]

ቃለ-መሓትት ዓዋተ ዶት ኮም ምስ ዶክቶር ቫን ራይሰን ዳይረክተር AT

ብዓዋተ – ሕዳር 23, 2009  ገዳብ ዜና ናይ ዓዋተ.ኮም ወረ ከማዕብል ከሎ ካብ ኩሉ ጎድንታት ሓበሬታታት እዩ ዝእክብ። ናይ ብራስለስ ዋዕላ ዜና ክንከታተል ምስ ጀመርና ‘ውን ንዶክቶር ቫን ራይሰን፡ ዳይረክተር ናይ ኤውሮጳ ናይ ወጻኢ ጉዳያት ኣማኸርቲ (EEPA) ክንራኸባ ፈቲንና። ግን ክሳዕ ‘ቲ ዜና ዝወጽእ ክትምልሰልና ኣይከኣለትን። እዚ እነቕርቦ ዘለና ምክትታል እዚ ንስለ ግሉጽነትን ተሓታትነትን ‘ዩ።   […]

No, The Sky Is Not Falling, It’s Just That Not All That Glitters Is Gold!

By Berhane M Tekeste When a covert, exclusionary, and discriminatory activity is busted, it triggers suspicion and mistrust by nature

ኣብ ክንዲ ብጥርኑፍ ብንጽል ቃልሲ

ሓደ ህዝባዊ ቃልሲ ሃግራዊ ከብሎ ዝኽእል እቶም ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ህዝቢ ብሓባር ተሳቲፎም ምስ ዝቃለሱ ኢዩ። ርግጽ ፖለቲካውን ባህላውን ሃይማኖታውን ፍልልያት ክህሉ ይኽእል ኢዩ። ይኹን’ምበር ምእንቲ ናጽነት ሃገርን መሰላት ህዝብን ክትብል ነቲ ዘሎ ፍልልያት ኣወንዚፍካ ተጠርኒፍካ ካብ ምቅላስ ካሊእ ኣማራጭ ክህሉ ኣይክእልን። በዚ ኣገባብ’ዚ ኢዩ ድማ ሓደ ቃልሲ ሃገራዊ ትሕዝቶ ክህልዎ ዝኽእል። ጥርኑፍ ቃልሲ እርኑብ […]

ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ: ደራሳይ ኣብ ልዕሊ ድርሰቱ

እቲ ሓላው’ታ ወርቃዊት ገረብ ዘፍጥረት ውልቀ መላኺ ቀዳማይ ሕታም  ­_ ጥሪ 2008 ካልኣይ ሕታም   _ ሓምለ 2009 ፍልጥ ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ እበሃል። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቬርሲቲ ሕጊ ተማሂረ።  ብ1974 ዓም ሓዲስ ፖለቲካዊ  ኵነት ኣብ መላእ እትዮጵያ ተተኵሱ  ትምህርተይ ኣይፈጸምኩን። ብ1974 ዓም ናብ ጀብሃ ተሰሊፈ፡ ተሰጕጔ፡ እንደገና ብ1976 ዓም ተሰሊፈ ብ1985ዓም እታ ውድብ  ምስተጸንቀቐት ከኣ ተሰዲደ። ነቲ ገድሊ’ውን […]

ብሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም: ለውጢ ሕጂ፡ ብግዲ ወይ ብውዲ

ምልክታ: እታ ቅድመ ክልተ-ቕነ ኣቢለ ዝጸሓፍክዋ ዓምዲ ብዓረብ ተቶርጊማ ከም ተሓተመት ተዓዚብኩም ትኾኑ፡፡ ነቲ ዝተርጎመ “የቐንየለይ” እናልኩ፡ ኣብ’ቲ ሰናይ ተግባር ሓንቲ ኢድ ከምዘይነበረኒ የፍልጥ፡፡ ዋላ’ኳ ብዓቕመይ ዓረብ እፍትን እንተኾንኩ፡ ክንድኡ ዝኸውን ብቕዓት’ስ የብለይን፡፡ ሓደ-ሓደ ኣሕዋት ግን ኣነ ባዕለይ ብዓረብ ዝጸሓፍኩ መሲልውም ብዙሕ ደስ ኣይበሎምን፡፡ ሓደ-ክልተ ናይ ኩነና ጸርፊ’ውን ለጎሱለይ፡፡ ኣነ በተዓባብያ እኹን በኣረኣእያ ናይ ሰብ […]

ዶር የዕብዮ ወልደማርያም: ጉልሓይ

ምናልባት ብሕርሻ ንዝማዕበሉ ሃገራት ከም ተራ ስርሒታት ዝቑጸር፡ ግን ዜጋታቶም ናይ መግቢ ውሕስነት ዘይብሎም ብፍላይ ድማ፡ብውዕል ሕድር ናብራ ዝሳቐዩ ደቐባት ኢትዮጵያን፣ ኤርትራን ፣ ሶማልያን ፣ከም ዓቢዪ ዓወት ተቑጺሩ እንተዝድንከረሉ  ዘየሕፍር ፣ ሕማም ጉልሓይ ካብ ሱሩ ተባሕጒጉ ምጥፋኡ ዘበሰር ወረ ክዝርጋሕ ከሎ ይኸውን። ርግጽ ጒልሓይ ካብ ኢትዮጽያ ምብራሱ ዘረጋግጹ መረዳኣታታት ካብ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ባኣታታትን ኣህጉራዊ ዜናታት […]

Quotes Of The Month

A diplomat willing to serve as Israel’s ambassador to Eritrea is yet to be found!    “They spend their lives

መዝገብ ተኸሰስቲ፡ ኢሰያስን ጭፍርኡን AT

መዘኻኸሪ፡ እዚ  ሰነድ’ዚ ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ዝተረኸበሉ በብግዚኡ ዝመሓየሽ ህያው ሰነድ ኢዩ። ኣብዚ ሰነድ’ዚ ተዘርዚሮም ዘለዉ ሰባት ኣብቲ ዝለዓለ ጽፍሒ ሓላፍነት ዝርከቡ መራሕቲ ህግደፍ ኢዮም። ሓበሬታ ኣብ ዝተረኸበሉ፡ እዚ መዝገብ ተኸሰስቲ’ዚ ኣብ ካልኣይ፣ ሳልሳይን ራብዓይን ጽፍሒ ሓላፍነት ንዘለዉ ሰባት ‘ውን ከጠቓልል ይኽእል። ተኸሰስቲ ሓደ ሰብ፡ ክሲ ቅድሚ ምምስራቱ፡ ከም ተደበለ ከረጋግጽ ከም ዝግባእ ወይ ድማ […]

Archives

Cartoons

Shares