“ጽባሕ” ሓጸርቲ ግጥምታት ትግርኛ: ብ ኻልድ ዓብዱ መሓመድ ስዒድ
መቅድም: እዚ ኣብዛ መጽሓፍ’ዚኣ ሰፊሩ ዘሎ ግጥምታት፡ ነቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ውድዓዊ ኩነታት ናብ ቅድሚት ብምምጻእ፡ ነቶም ብፍላጥ ኮነ ብየዋህነት ዚድግፉዎን ዚሕለቑሉን ኣብ ወጻኢ ዚቕመጡ ኤርትራውያን ከኣ ብምልላይ፡ ነቓፊ ርእይቶን ተግሳጽን ምዕዶን ዚህብ ኮይኑ ብውሕሉል ቃላት እተነድቀ መልእኽቲ ኢዩ። እዚ ግጥምታ’ዚ፡ እተፈላለየ ኣርእስቲ ዝሓዘ ኾይኑ፡ ገለ ብኣስተንትኖኣዊ፡ ገለ ድማ ብመዘናግዒ፡ ገለ ኸኣ ብምሁራዊ መገዲ ተጻሒፉ ኣሎ። […]
ጋዜጣዊ መግለጺ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – “ዘተን ደሞክራሲን ይዓንብብ”
ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራን ካብ 29 ክሳብ 31ታሕሳስ 2009 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፍራንክፈርት ዝተካየደ ናይ ምጽንባር ዋዕላ ዝተመስረተ ሰልፊ ምዃኑ ዝዝከር ኢዩ። ምጽንባራዊ ዋዕላ ብኩሉ መዳያቱ ሃገራዊን ደሞክራሲያዊን ዝኾነ ፖለቲካዊ መስመር ብምጽዳቕ ፣ ሓድነት ህዝብን ልዑላውነት ሃገርን ቅድሚ ኩሉ ዝሰርዕ፣ ማዕርነትን መሰልን ናይ ኩሉ ሃይማኖታትን ብሄራትን ዘኽብር፣ስርዓት […]
النيل بين الحاجة المائية والتعقيدات السياسية 1-3
– الخلفيات التأريحية لنهر النيل. – دول حوض النيل . – نسبة الإعتماد فى مياه النيل لكل دولة . – الإتفاقيات بشأن وادى النيل . – القوانين الدولية . – الخلافات فى مياه النيل . – التعقيدات السياسية . – السيناريوهات المحتملة . ان قضية المياه أصبحت اليوم أكثر القضيايا تداولا فى اروقت […]
وداعا الأسـتاذ – محمـد سـعيـد نــاود
وداعا الأسـتاذ/ محمـد سـعيـد نــاود … مـواطـن القطـريـن وابـن كل القبائـل الارتـريـة منـذ أن تـم نعـى أستاذنا الـراحـل في السـادس عشـر مـن شـهـر سـبتمبـر 2010م قـرأت عشـرات المقالات الحـزينـة لكتـاب ينتمـون لأكثـر مـن قطـر عربي، فقـد بكـاه البعـض مـن خـلال سـرد سـلوكـه الخاصـة وذكـر مناقبـه الشـخصيـة والبعـض الآخـر مـن خـلال تثمـين أدبياتـه ونضالاته ومـواقفـه الوطـنيـة، […]
و فَشَلتْ الَجْبَهة (*)
إلى الشهداء و زويهم نعتذر : من الله كانت عظمة رحمته عليكم ، إذ حسبكم أحياء عنده ترزقون ، و منا لكم المجد والخلود في سجل أفئدتنا المتوجة بتضحياتكم رمزاً لتاريخ الفداء – فاذا كتبنا معترفين بالفشل الذي أصاب جبهة التحرير الإرترية حيث كنا ننتمي وتنتمون ، فهذا أعترافاً منا إليكم بسبب العجز الذي أصَبْنَاه […]
ስለምንታይ ኣንጻር ዋዕላ
ዋዕላ ንመን ይጠቅም? ንመን’ከ ይጐድእ? ዝብል ሕቶ ኣድላኢ ኰይኑ ይስማዓኒ። ዋዕላ ናይ ምይይጥን ምርድዳእን መኣዲ ኢዩ ክበሃል ይከኣል። ብፍላይ ንዓና ዋዕላ ናይ ጥርናፈ መስርሕ ኢዩ። ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዝኾነ መለክዒ ንሓደ ውጹዕ ህዝቢ ጠቓሚ’ምበር ጐዳኢ ኣይኮነ። ኣብዚ መስርሕ’ዚ ዝኸስር ስርዓት ህግደፍ ጥራይ ኢዩ። እሞ ስለምንታይ ድኣ ገለ ሰልፍታትን ውልቀሰባትን ንዋዕላ ይቃወሙ? ካብ መጀመርትኡ፡ ዓወት […]
ምኸሮ ምኸሮ ኣይምከርን እንተበለ ግን መከራ ይምከሮ
ዝሓለፈ ወርሒ ነሐሰ፣ ኣብቲ ብአዝዩ ዘሓጉስን ዘኹርዕን ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲ ለውጢ ክሳተፍ ከይደ ነይረ። ኣብዚ ሓደ ኣዝዩ ዘሐጎሰንን ዝሐበነንን ምስ ብዙሓት ኢርትራውያን ምእካበይን ብፍላይ ድማ ተወለድቲ ኩለን ብሄራት ኤርትራ ዝተሳተፍዎ ብምንባሩ ኢዩ። ኣብ ሂወተይ ንመጀመሪያ ጊዜ ምስ ተወለድቲ ኩለን ብሄራት ኤርትራ ምርኻበይ ጥራይ ዘይኮነስ ምስአቶም ብሓባር ኮፍ ኢለ ብዛዕባ ናይ ሃገርና ጉዳይ ብጽሞና ምዝታየይ ኢዩ […]
من العِتَابِ ما قَتَلْ : إلى عَوَاتي دُّوتْ كُومْ *
الأخ صالح (قاضي) جوهر من التحية ما يليق بشخصكم و مني لك أطيبها وبعد في بدء التعريف أقول لك : بأني من ذات البلاد التي تنتمي و نتمي وهذا نصبينا من الهوية فلا نحمد في ذلك غير الله وحده و الذي لا يحمد في مكروهٍ سواه ، فلا نسأله عن رد هذا القَدّر إلا اللطف […]
ዓወት ንሃገራዊ ዋዕላ SamRedeab
“We will be very much happy if the conference succeeds to solve even a few of our problems” ወልደየሱስ ሃገራዊ ገለ፡ ሃገራዊ 1) ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብኸመይ ይድልድል 2) ህግደፍ ካብቲ ሒዙዎ ዘሎ ቦታ ስልጣን ብኸመይ ይእለ፡ ከምኡ ድማ 3) ድሕሪ ምእላይ ስርዓት ህግደፍ ካብ ስልጣን፡ መሰጋገሪ ስርዓት ብኸመይ ይትከል ዝብሉ ኢዮም። ነዞም ዛዕባታት እዚኣቶም […]
ورقة : الجبرت و الإثنية والصراع
تهدف الورقة إلى : 1/ توضيح مفهوم الاثنية ونشوء الاثنيات وتطورها. 2/ شرح أوضاع الاثنيات ومسببات بروز الصراع بينها. 3/ الجبرتي والصراع . المقدمة: إن الدولة الارترية الحديثة التي أنشاها الاستعمار الايطالي بحدودها المعروفة دوليا نشأت من ملامح اثنية وجغرافية متمايزة فمن المرتفعات والمنخفضات الى الساحل بون شاسع في الطبيعة الجغرافية، وبالرغم […]
دعوة ادعائية وغير حقيقية.. من حزب الشعب
اكتب اليوم بدعوة صريحة من حزب الشعب ( الديمقراطى) لكى ادلى براى .. ( لذلك نحن نؤيد ونشجع كل المناقشات والتحليلات التي تحاول أن تستقرئ وتحلل مآلات الأحداث الراهنة بصفة عامة وأوضاع ومستقبل معسكر المعارضة بصفةٍ أخص.) وهو ما جاء فى البيان الاخير 22/7/2010 الذى اعلن فيه صراحة انه سينسحب من التجمع. لا اريد ان […]
Internal factors in the issue of land, equity and Language
Recently there have been a number of articles written about the problems of land, equity and Arabic in Eritrea.
ሓገራዊ ዋዕላና: ምስ ኩሉ ድኽመታትና መፍቲሒ ሽግርና mAgostino
ኣብ ኤርትራ ክወድቕ ተንጠልጢሉ ዘሎ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ፤ ካብ ስሩ ተማሕዩ ብዲሞክራስያዊ ስርዓት እንተ ዘይተተኪኡ፤ ካብቲን ኣኪብካ ካብቲን ለቂምካ ዝግበር ጽገናታት መተካእታ ክኸዉን ኣይክእልን። እዚ ስርዓት’ዚ ይወድቕ ከም ዘሎ ዘርእዮ ምልክታት ቡዙሕ እዩ፤ካብቲ ቡዙሕ ዉሑድ ንምጥቃስ እቲ ተካኢ ሃገርን ተቐባሊ ሕድርን መንእሰይ ወለዶ፣ ካብታ ዝፈትዋ ሃገሩ ናብ እግሩ ዝመርሖ ሃጽ ኢሉ ካብ ዝጠፍእ መዋእል ሓሊፉ […]
The Eritrean Accord: Harmonized Constitution By Mejlis Ibrahim Mukhtar
I: Introduction We thank all our contributing partners who responded to our call for input and provided valuable insights and
إرتريا والسودان وإثيوبيا – وقضايا السلام والديمقراطية
إن الإخفاق في بسط العدالة والمساواة وحرية التنظيم والتعبير وكل ما يرتبط بالحقوق الديمقراطية والحريات العامة في دول القرن الأفريقي، هو الذي يعوق شعوبها بصفة عامة وشعبنا الإرتري على وجه الخصوص عن أخذ طريق التقدم. فمع وجود هذه المعوقات يستحيل عليها جميعًا أن تتحرر من الفقر والتخلف اللذين ترزح تحتهما وتحقق نموًّا اقتصاديًّا يجعلها تعتمد […]
ሱዳንን ኢትዮጵያን ኤርትራን ፡ ብመንጽር ሰላምን ደሞክራስን Dr Yousif B
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሕቶ ማዕርነትን፡ ናይ ምውዳብ ነጻነትን፡ መሰል ምጽሓፍን ምዝራብን፡ ብሓጺሩ ኣካል ዲሞክራስን ሓርነታዊ መሰላትን ዝኾኑ ኩሎም፡ ዲሞክራስያዊ ባህልን ምሕደራን ኣተኣታቲኻን መንገዱ ተኸቲልካን ደረጃ ብደረጃ ናብ ብትካላት ዝሰረተ ምዕቡል ዲሞክራሲ ዘይምስጓም፡ ንኣህዛብ ዞና ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ከኣ ሃገርና ኤርትራ ካብ’ቲ ብኣሉታ ከምዝኖምን ክገልጾምን ዝጸንሐን ዘሎን ኣሰካፊ ጉዳይ’ዩ። እዚ ወድዓውን መሰረታውን ዝኾነ ሕቶታት ከይተመለሰ […]
Promoting National Unity And Co-existence In Eritrea
Promoting National Unity, Cultural And Religious Co-existence In Eritrea Nowadays, the Eritrean arena is full of political contradictions
مدخل لمشروع إريتري من أجل الوحدة والبناء الوطني
مدخل لمشروع إريتري من أجل الوحدة والبناء الوطني دولة التعايش الديني والثقافي والحضاري من أجل ضمان السلم الأهلي في اريتريا إن الساحة الإريترية في الوقت الراهن مليئة بالتناقضات السياسية التي تعكس تراكمات تاريخية وثقافية ودينية واجتماعية تعبر عن مجمل معطيات الواقع الأريتري بكل فئاته وطوائفه التي قدر الله لها أن تعيش في رقعة جغرافية واحدة، […]
الموت يغيب سفير إرتريا في الإعلام السوداني والعربي
غيب الموت الكاتب والصحفي صديق الثورة الإرترية الأستاذ سيد أحمد خليفة الذي وفاته المنية يوم الأحد في القاهرة التي نقل إليها اثر وعكة صحية عن عمر يناهز السبعين عاما ليفقد بذلك الشعب الإرتري أحد أبرز المناصرين لقضيته وبمزيد من الأسى والحزن العميق يتقدم مركز الخليج للخدمات الإعلامية لأسرته الكريمة وللشعب الإرتري ونسأل الله أن يتغمده […]
” ………فتبينــــــوا أن تصيبوا قوما بجهالـة فتصبحوا عل
اتصل بى أحد الاخوة المهتمين والمتابعـين للشــأن الارتــرى وقال لـى هل قرأت مانشــر حول ماقاله الأستــاذ: عمــر جابـــر فى مؤتمــر لنــدن. ثم ذكر لى أن أحد الحاضرين فى المؤتمــر نقل كلاما خطيرا أدلــى به الأستاذ:عمــر جابر فى المؤتمــر مضمونه أن لأهل كبســا الحق فيما يقومون به من استيطان فى المنخفضـات لأنهـم قاتلوا وضحوا من أجل […]
Awate Forum