Wednesday , September 26 2018
Home / awatestaff

awatestaff

ብዘበን ዉርውራ ከብድኻ ኣይተዕብራ

ማህጸን ኣደ ጉራምራ ክበሃል ሓቂ እዩ። እዛ ዓድናስ፡ ብዙሕ ዝባህሪኦም ውሉድ ኣለዉዋ፤ እንኪዓብዩ መልክዖም እንዳቐየሩ ይኸዱ። ገሊኦም ሕንጻይ ፡ገለ መፍለስ ይኾኑ፤ ገለ በጊዕ ገለ ድማ ወኻርያ ይኾኑ። አንተ ህበይ’ኳ – ጌጋ ይኽላኣለይ እምበር- ሓደ ጥራይ’ዩ። መብዛሕትኦም ግን ኣናብስ’ዮም – ሽሕኳ ከም ነፋሒቶ ንግዚኡ ተመሳሲሎም እንተለዉ። ገለስ ይንዕቆም’ኳ። ቀሪቡ ንዝረኣዮም፡ ምስጢሮም …

Read More »

Negarit #16: I surrendered! ተጣዒሰ ኢደይ ሂበ ‘ለኹ

ኣያ ኢሳያስ ይቅረ በለለይ ክቡረ ኣቶ ቶማስ ወዲ ጎቦ ክብረት ይሃበልይ ክቡር ኣምባሳዶር ጃዝበሃይ ክብረት ይሃበልይ ክብርቲ ሚስ ብራውኒን ብሩቶን ክብረት ይሃበልይ ናይ ኢትዮጵያ ጠቅላሊ ሚኒስተርን ናይ ኤርትራ ጠቅላሊ ዲክተትርን ክቡር ዶክተር ዓቢ ኣሕመድ ይቅረ በለለይ ዓወት ናይ ኤርትራ ነጻ ፕረሰ:  51 ሓደሽቲ ናይ ዜና ማዕከናት ስረሐን ጀሚረን ጉዕዞ ንጀነቫ ንብረዚደንቲ ኢሳያስ …

Read More »

PM Abiy Ahmed…

Dear readers, we apologize for any inconvenience. But the item was removed from our pages due to many requests from our readers who found it inappropriate. Awatestaff

Read More »

SBS: ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን

(Source: SBS) ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን ኣብ ፖለቲካ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ክጽሕፉን ክዛረቡን ዝጸንሑ ተንተንቲ እዮም። ኣብዚ ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ገይረሞ ዘለዉ ጻንሒት፡ ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኤርትራን ንኽፍታሕ ላዕሊ ታሕቲ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፡ ግብረ መልሲታት ህወሓት ን መንግስቲ …

Read More »

Excerpts From Awate Discussion Forum

As editors, we frequently find comments that we believe could be brilliant articles if expanded. And we wonder: if the brilliant members of the Awate Discussion Forum could articulate their ideas in such a manner, as comments, what would they produce if they spent some time to present their ideas …

Read More »

ብሓደ ዜጋ ናብ ኢሳያስ ዝተጻሕፈት ደብዳበ

{እዚ ጽሑፍ ብ ኣብ ኤርትራ ዝነብር ዜጋ ዝተጻሕፈ እዩ ፡ ምእንቲ ድሕንነቱ ስሙ ዓቂብናዮ አለና።} __ ናብ ዝኸበርካ ኢሳያስ ትጋግየኒ ትኸውን ዘይተለልየኒ፡ ግን እቲ ኣባይ ዘስዓብካዮ በሰላ ከምዘይርስዓካ ገይሩኒ። ካብ ንእስነተይ ጀሚረ፡ ዓበይቲ ኣሕዋተይ እናኣኽበርኩ ስለዝዓበኹ፡ ንኽብሮምን ንኽብሪ ባህልና ብምባል፡ ስምካ እናጸዋዕኩ መልእኽተይ በዛ ቅልዕቲ ደብዳበ ክልእከልካ ወሲነ። ትፈልጥ’ዶ? እቶም …

Read More »