Awate.com

Negarit #34: ጌታቸው ረዳን ጌታቸው ረዳን (1ይ ክፋል ካብ 2)

ንክልተ ክፋላት ዝኸውን ቀረብ ኣሎና ፥ እዚ ቀዳማይ ከፋል እዩ፥ ካላይ ኣብ ቀረባ ግዜ…

Thank You Friends of Awate in Toronto, We Hope Others Follow

Dear supporters and friends of awate.com, and all readers, Today, Feb 3, 2019, friends of awate.com held their second fundraising

Negarit 32: ኢትዮዽያ – እርትርያ – ሱዳን Ethiopia – Eritrea – Sudan

ሓጂ ኢብራሂም ስራጅ ኣብ በት ማእሰርቲ ህግደፍ ዓሪፉ ፍልልይ ካብ ሱዳንን ካብ ኢትዮዽያን ዝመጽእ ጠንቅታት

Negarit 31: ጻዕዳ ኮቦርታ ሰዲዶምለይ – My White Blanket

Negarit #30: I won a dancing award – ናይ ሳዕስዒት ሽልማት ተቀቢለ

Negarit 28 – ደንቨር: ሕቶታትን መልስን * Denver, Q and A

Negarit 28 - ደንቨር: ሕቶታትን መልስን * Denver, Q and A

Negarit 27: መድረኽ ናይሮቢ – Medrekh Nairobi

Negarit 27; መድረኽ ናይሮቢ – Medrekh Nairobi

Negarit 26: ካብ ሃዋሳ ክሳብ ደንቨር * From Hawassa to Denver

Negarit 26: ካብ ሃዋሳ ክሳብ ደንቨር * From Hawassa to Denver

Negarit 25: Let’s Buy Trust – ምትእምማን ንሸምት

Negarit 25: Let’s Buy Trust – ምትእምማን ንሸምት

Negarit #24: ሕልናቢስ ግንሒቶ – Disgustingly Wicked

Negarit 22: ሓንካስ ቃልሲ- Limping Struggle

ኣየ ‘ጎብየ’፡ ትጎዪ ኣብዘይጉየ

“ሓምሳ ኣእዱግ መራሒኦም ኣንበሳ፡ ዳርጋ ኣናብስ፡ ሓምሳ ኣናብስ መራሒኦም ኣድጊ ድማ ኣእዱግ” ዝብል ብሂል ቀዳሞት ኣገዳስነት ብሉጽ መሪሕነት የመላኽት። ሃገር ልዕሊ መራሒኣ ክትዓርግ፡ ክትሰርር ወይ ጸብለል ክትብል ኣይትኽእልን። ንላዕሊ ‘ተበለ ንላዕሊ ትብል፡ ንታሕቲ ‘ተበለ ድማ ባይታ ትዘብጥ። መሪሕነት ልዑል ስነ-ሓሳባዊ ብቕዓት ዝሓትት ጻውዒት’ዩ። ናይ’ቲ ዚደልን ዚጐይን ጥራይ ኣይኰነን። ስለዚ ኩሉ ኣብ ስልጣን ዝደየበ ዘበለ ዓቕሚ […]

ኤርትራ: ሃገራዊ ኣፈርክቡ

ብዛዕባ እዚ ኣብ ሃገርና ተፈጢሩ ዘሎ ሓዲሽ ኩነታት ዳርጋ ንነብሰወከፍ ኤርትራዊ ተረዲኡዎ ዘሎ ጉዳይ ስለዝኾነ ኣብኡ ኣትየ ብዙሕ ኣይክዛረብን እየ።እቲ ኣታሓሳሳቢ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ እንታይ ይገበር ዝብል ሕቶ’ዩ። እቶም ኣብ ሰደት ዘለና ኽ እንታይ ክንገብር ይግባኣና፣ እንታይ ከ ክንገብር ንኽእል ዝብል እዋናዊ ሕቶ’ዩ። ናይ ደንበ ተቓውሞ ኣብ ስደት ሓደ መለለዪ ባህሪ ኮይኑ ዘሎ፣ለውጢ ብውሽጢ ክመጽእ […]

Negarit #21- Riddle — ኣዝግኑኒ

Reading time 5 minutes A family. A microcosm of an Eritrean family. Love, hope, and despair. Weddings, childbirths, and death…

ነጋሪት ቁ20 – ተማሒርኩም ኣለኹም! You’re Pardoned!

ኣብ ናይ ሎሚ ክፋል ነታ ንተማሒርኩም ኣለኹም ትብል ዝጥቀመላ መዕጸዊ ትርጉማ ክገልጽ እየ:: ነቶም እሱራትና ኣብ ፍርዲ ይቅረቡ እትብሉ ድማ ኣይፋልኩምን: ነውሪ: እብል ኣለኹ::

Negarit #19- Half-baked bread – ዘይበሰለ እንጀራ!

Happy New Year. This episode is dedicated to Berhane Abrehe

Negarit #18- I Remembered Tor-Serawit – ጦር-ሠራዊት ዘኪረ!

Negarit #18- I Remembered Tor-Serawit – ጦር-ሠራዊት ዘኪረ!

ብዘበን ዉርውራ ከብድኻ ኣይተዕብራ

ማህጸን ኣደ ጉራምራ ክበሃል ሓቂ እዩ። እዛ ዓድናስ፡ ብዙሕ ዝባህሪኦም ውሉድ ኣለዉዋ፤ እንኪዓብዩ መልክዖም እንዳቐየሩ ይኸዱ። ገሊኦም ሕንጻይ ፡ገለ መፍለስ ይኾኑ፤ ገለ በጊዕ ገለ ድማ ወኻርያ ይኾኑ። አንተ ህበይ’ኳ – ጌጋ ይኽላኣለይ እምበር- ሓደ ጥራይ’ዩ። መብዛሕትኦም ግን ኣናብስ’ዮም – ሽሕኳ ከም ነፋሒቶ ንግዚኡ ተመሳሲሎም እንተለዉ። ገለስ ይንዕቆም’ኳ። ቀሪቡ ንዝረኣዮም፡ ምስጢሮም ንዝተረድኤ፡ ክሳዕ ዝደልዉ ኣድብዮም’ዮም ዘሎዉ። […]

Negarit #17- Do you know me? you know me? ሸመይ ዝፈለጠ ይባረኽ

Negarit #17- Do you know me? you know me? ሸመይ ዝፈለጠ ይባረኽ

Negarit #16: I surrendered! ተጣዒሰ ኢደይ ሂበ ‘ለኹ

ኣያ ኢሳያስ ይቅረ በለለይ ክቡረ ኣቶ ቶማስ ወዲ ጎቦ ክብረት ይሃበልይ ክቡር ኣምባሳዶር ጃዝበሃይ ክብረት ይሃበልይ ክብርቲ ሚስ ብራውኒን ብሩቶን ክብረት ይሃበልይ ናይ ኢትዮጵያ ጠቅላሊ ሚኒስተርን ናይ ኤርትራ ጠቅላሊ ዲክተትርን ክቡር ዶክተር ዓቢ ኣሕመድ ይቅረ በለለይ ዓወት ናይ ኤርትራ ነጻ ፕረሰ:  51 ሓደሽቲ ናይ ዜና ማዕከናት ስረሐን ጀሚረን ጉዕዞ ንጀነቫ ንብረዚደንቲ ኢሳያስ (ኣነ ንሱ ንሱ፡ንሱ) ብዝብል ጭርሖ […]

Archives

Cartoons

Shares