Awate.com

Negarit 45: መሰረት ዘይብሉ ጉራን ቶጎግን – تفاخر على الفاضي

Negarit 45: መሰረት ዘይብሉ ጉራን ቶጎግን – تفاخر على الفاضي

Negarit special: Brief on current Eritrean struggle (2016 clip)

this is a 2016 clip that was forgotten in some folder. we are so stingy to let it be forgotten forever.

Negarit 44: ዒድ ሙባረክን ስድታትን – عيد مبارك وقليلي الادب – Happy Eid and the rascals

Negarit 44: ዒድ ሙባረክን ስድታትን – عيد مبارك وقليلي الادب – Happy Eid and the rascals

Violation of May 24- ዝተኸትረ ግንቦት 24 – و24 مايو المغتصب

Violation of May 24- ዝተኸትረ ግንቦት 24 – و24 مايو المغتصب

Negarit 42: ሃይማኖታዊ ጥሩፍነት التطرف الديني Religious Extremism

Negarit 42: ሃይማኖታዊ ጥሩፍነት التطرف الديني Religious Extremism

Negarit 41: ደላሎ ፖለቲካ – سماسرة السياسة – Political NGOs

ደላሎ ፖለቲካ – سماسرة السياسة – Political NGO Dellala: Political NGOs We saw them off crossing the river We saw

Negarit 40: ከም ባቢሎንዶ ኴንና! – !هل اصبحنا كالبابليين – The Babylonians’ fate!

Negarit 40: ከም ባቢሎንዶ ኴንና! !هل اصبحنا كالبابليين The Babylonians’ fate!  

ነጋሪት ቁ 39: መሓመድ ምራነት ከም ኣብነት

መሓመድ ምራነት ከም ኣብነት ሎሚ 14/4/2019 ብምኽንያት መዓልቲ እሱራት ኤርትራውያን ዝቀረበ ከፋል ሓጺር መሕተት ምስ ዓብዱልራሕማን መሓመድ ምራነት፥ ወዱ ንመሓመድ ምራንት ይርከቦ

Negarit #38: ዓሻ ዝተኸሎ እንታይ ንግበሮ ?

Negarit #38: ዓሻ ዝተኸሎ እንታይ ንግበሮ ? All changes saved.

ብርዒ ዓዋተ…

ብርዒ ዓዋተ :- ኣብ ቲሕቲ ዝብል ኣርእስቲ: ጹሑፋትን : ዝተፈላለየ መልእኽቲ ሓዘል መደባትን: ዓቅሙኹም ተወፍዩሉ መድረኽ ክፍጠር ይጸዓር ኣሎ እሞ ሃየ ንሰጉም: ንሰሰን ንበላ:: (መኽፈቲ ኣፍ)….. ን መኽፈቲ ኣፍ ኢለ ዘዳለኹዋ ግጥሚ ዘይኮነት ግን ሰነ ጹሑፋዊት ግጥሚ መሳሊት ሃየ ተጋበዙዋ:: ለውጢ ለውጢ መስርሕ’ዩ ለውጢ እምነት’ዩ ብእምነ ኩርናዕ ዝውሰን ለውጢ ብጉሉጽነትን: ተሓታትነትን:ዝንደቅ ብህንካን ሃባን ዝምረቅ ብሰብ […]

ሹም ገደደን ቆርበትን

ናይ ሎሚ ክፋል ነጋሪት ንመጀመርታ ግዜ ብወርሒ 9, 2005 ዝተጻሕፈት እያ–ሳልሕ “ቃዲ” ጆውሃር 3/25/2019 አዚኣ ዛንታ ነቶም ብሓይሊ ዝተዓስከሩ ግዳያት ዘይኮነ ነቶም ኣብ ላዕለዋይ ጸፍሒ ሰራዊት ኤርትራ ዝርከቡ ኣባላት ዝተጻሕፈት እያ። ሓደ ሰብኣይ ንሓንቲ ጽብቕቲ በዓልቲ ሓዳር ሰበይቲ ሰለዝደለያ፡ ሓደ እከይ መደብ ኣውጺኡ፡ ሸያጥ ጠስሚ ተመሲሉ ማዕጾ ገዝኣ ኳሕኲሐ። ብዓል ቤታ ማዕጾ ምስ ኸፈተ አብ ቆርበት ዝተመልአ ጠስሚ ብኣዝዩ […]

Negarit 37: ሳዕስዕ ኣቶክሮ ኣይትረስዕ – FOCUS – ركز

Negarit 37: ሳዕስዕ ኣቶክሮ ኣይትረስዕ – FOCUS – ركز

“ቲፎዞ ናይ ሃያክ’ዶ ወይስ ናይ ከይነዝ?”

[ብጳውሎስ ዝተዳለወ ተኸታታሊ ምቅሉል ትምህርቲ–awatestaff] ሰላም ብሩኻት ህዝበይ, ረሳሓት ክዳውንቲ ተኣኪቡ ስለዝነበረ፣ ብርጭቆ ክዳውንቲ ክትሓጽብ ክትዳሎ ጀመረት፣ ክልተ ጥስቲ ከተምጽእ ናብቲ ውሽጢ ገዛ ምስ ኣተወት፣ ሓወቦይ ምራጭ ኣብቲ ኣፍደገ ገዛ ጻሓይ ይጽሎ ስለዝነበረ ናበይ ኢልክዮ ኢኺ እዚ ጥስቲ ኢሉ ሓተታ፣ ዋእ ናትኩም ነገር’ካኣ ዘውዳእ፣ ሓንሳእ ክዳውንትና ጨንዩ መቓይርቲ ስኢንና ኢልኩም ተጉረምረሙ፣ ጸኒሕኩም’ካኣ፣ ኣበይ ኢልክዮ ‘ዝጥስቲ […]

ቃል ኣዳለውቲ መደብ ብመሓመድ እስማዒል

ሰላም ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ዑዱማት:: ብ መጀመርታ ሕውነታውን ሃገራውን ሰላምታና ተቀበሉ:: ብምቅጻል:- ነዚ ሃገራዊ ጻውዒትና ተቀቢልኩም ብምምጻእኩም ብ ሽመይን ብ ሽም ኣዳላዊት ኢዚ መደብን :ብሽም ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ከይ ኣመስገንኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን:: ንዓይ ድማ : ንመርበብ ዓዋተን : ነዛ ኣዳላዊት ግዝያዊት ኮሚተ ወኪለ : ቃለይ ከስምዕ ዝተወሃበኒ ዕድል ከይ ኣመስገንኩ ክሓልፍ  ውን ኣይደልን እምበኣር ነዚ ጽሑፍ ንምድላው ንኽሕግዘኒ መታን : ን መርበብ ዓዋተ […]

መሰረታዊ  ስነ-ቁጠባ፣ “እታ ስውርቲ ኢድ”

(መሰረታዊ  ትምህርቲ ስነ-ቁጠባ፣ “ዘፍጥረት ገንዘብ” (እታ ስውርቲ ኢድ-The Invisible Hand-Adam Smith) ብኣቶ ጳውሎስ ዝቀረበ ካብ ባይቶ ልዝብ ዓዋተ ዝተቀድሔ፥) awatestaff ሰላም ብሩኻት ህዝበይ, ቀዳም ማዓልቲ ብርጭቆ ንጉሆ ተሲኣ ናብ ሹቕ ኣስፔዛ ክትገብር ትኸይድሞ፣ ሓወቦይ ምራጭ ገዛ’ዘላ መሲልዎ ብርጭቆ ኣቲ ብርጭቆ ተበለ መልሲ ምስ’ሳኣነ፣ ንግሆ ምድሪ ናበይ እያ ኸይዳ ኢሉ ከንጸርጽር ይጅምር፣ መርዘን ስለዝጀመረቶ፣ ውዒቲ ሻሂ […]

Reconciliation Talk and Fundraising Evening

Under the theme of Reconciliation, we cordially invite you to join us in the fundraising event for the benefit of

Oakland: Inaugurating Premises, Celebrating Women’s and Togoruba Days

Bay Area Eritreans for Democratic Change invites you to the inauguration of its premises in Oakland. The event will include

Negarit #36:: ባህሊ መጽሓፍ – Love of Books

Negarit #35: ጌታቸው ረዳን ጌታቸው ረዳን (2ይ ክፋል ካብ 2)

Negarit #35: ጌታቸው ረዳን ጌታቸው ረዳን (2ይ ክፋል ካብ 2)

Negarit #34: ጌታቸው ረዳን ጌታቸው ረዳን (1ይ ክፋል ካብ 2)

ንክልተ ክፋላት ዝኸውን ቀረብ ኣሎና ፥ እዚ ቀዳማይ ከፋል እዩ፥ ካላይ ኣብ ቀረባ ግዜ…

Archives

Cartoons

Shares