Whom does Eritrea love? Amanuel Asrat or Yohannes Tiquabo
Generals and tyrants love to dance to the loud tunes of cowardice, oozing betrayal, in that circular formation of followers,
The Kind Citizen and ‘Zemen’
I am launching a column in this venerable website, Awate.com. The column’s name is ‘the kind citizen.’ I choose this
ንጉስ ኢሳያስ: ቃለ-መሕተት ጭንቂ
ሓደ መራሒ ናይ ሓደ ሃገር ባዛዕባ ኣካይዳ ምሕደራ ህዝብን ቁጠባዊ ፖሊስን ዝመልከት ንህዝቡ ከፍልጥ ግቡእ ኢዩ። ሓደ ካብቲ ኣገባብ መግለጺ ድማ ብቓለ-መሕተት ኣቢልካ ናብ ህዝቢ ዝፍኖ ሓበረታ ይኸውን። ብፍላይ ኣብ ሓደ ዲሞክራስያዊ ስርዓት፡ ብነጻ ናይ መራኸቢ ማዕከናት(መዲያ) ካብቲ ህዝቢ ዝምንጩ ሓሳባትን ርኢቶታትን፡ ኣዋህሊሎም ነቲ መራሒ ይሓትዎ። ህዝብ’ውን ብግልጺ ይከታተል። በዚ ኣገባብ’ዚ ህዝቢ ነቲ ብሓላፍነት ዝመረጾ […]
ብዶ/ር ዳንኤል ረዘነ:ኣድላይነት ኣምር መሰጋገሪ ፍትሒ
ኣድላይነት ኣምር መሰጋገሪ ፍትሒ (transitional justice) ኣብ ኤርትራ (ብኣጋጣሚ መበል 18 በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ለንደን ዝቐረበ ጽሑፍ) ዝኸበርኩም ተሳተፍትን ኣዳለውትን ናይዚ መደብ እዚ፡ ከመይ ትኾኑ፧ ብርዱእ ምኽንያታት ኣብ “ምሉእ” ሓጎስ ኣለና ክንብል ዘይንኽእል’ኳ እንተዀና፡ ዝዓበየ ሃገራዊ በዓልና ብምዃኑ እንቋዕ ናብ መበል 18 በዓል ናጽነት ኤርትራ ኣብቀዓና ክብል ፍቐዱለይ! ብቐዳምነት ነዚ ጽሑፍ እዚ ከካፍል ዕድመ […]
ብሃብቶም ዮሃንስ: ነጻነት ኤርትራን ታሚል-ኢላምን
እዛ ሰሙን ኣብ ታሪኽ ሕዝቢ ኤርትራን ታሪኽ ሕዝቢ ታሚልን (“ክፍሊ” ስሪላንካ) ፍሉይ ትርጉም ዘለዋ እያ። ሕዝቢ ኤርትራ ነቲ ድሕሪ 30 ዓመት፡ ዝተጓናጸፎ ነጻነት ኸብዕል ክሸባሸብ ከሎ፣ ሕዝቢ ታሚል ግን ነቲ ልዕሊ 25 ዓመት ዝተቓለሰሉ ገድሊ ብዓወት ዘይኮነስ ብኽስረት : ስለዝዛዘሞ፡ ኣብ ክቱር ጓሂ ይርከብ። እዚ ኣብዛ ሰሙን ኣብ ስሪላንካ ዝተፈጸመ ደማዊ ድምዳመ ቃልሲ ታሚል-ኢላም፡ ንጽምብል […]
A Mission Accomplished; A Dream Interrupted
May 24, 1991 is the collective achievement of generations of brave Eritreans going back to the 1940s, who dared to
A Mission Accomplished; A Dream Interrupted
May 24, 1991 is the collective achievement of generations of brave Eritreans going back to the 1940s, who dared to
7 Years And Counting
Seven years ago, on April 13, 2002, the Eritrea Ethiopia Boundary Commission (EEBC) rendered its arbitration ruling on the territorial
7 Years And Counting
Seven years ago, on April 13, 2002, the Eritrea Ethiopia Boundary Commission (EEBC) rendered its arbitration ruling on the territorial
ደንበ ተቓወምቲ ክሓልፎ ዘለዎ መድረኽ
እቲ ዝሓለፈ ናይ ናጽነት ቃልሲ ብሩህ ኢዩ ነይሩ። በዓይነቱ ከኣ ካብዚ ሕጂ እነካይዶ ዘሎና ናይ ሓርነት ቃልሲ ይፍለ። ኢትዮጵያ ከም ሓንቲ ባዕዳዊት ገዛኢት ሃገር ትልለ ነይራ፤ ህዝቢ ኤርትራ ብቐሊሉ ፈታዊኡን ጸላኢኡን ከለሊ ኪኢሉ። ነቲ ዝካየድ ዝነበረ ቃልሲ ድማ ብዘየማትእ ክድግፎ ኪኢሉ። ናይ ሕጂ ግን እቲ ናጽነት ዝበሃል ንሽሙ “ኤርትራ ነጻ” ተባሂላ። እቲ ባንደራ ኢትዮጵያ ብሽም […]
የዕብዮ ወልደማሪያም:እምበይተይ ኢለን-ስብኣይ ስብኡት
እመበት እለን ድማ ሰበይቲ ኣይተ ሰሎሞን ሃብሮም በዓልቲ ኒሕ ነበራ “ ክብሉ የዘንትውለን ዓበይቲ ጸዓዘጋን ሃዘጋን። ርግጽ፡ ብቑንጣሮ ድኣ ኰይኑ’ምበር፡እምበይተይ እለን ምዕቲ ሰበይቲ ምንባረን ዝሕብሩ ኣብ ጽሑፍ ዝሰፈሩ ሐበረታታት ኣለዉ። መሸም ኣብ ጽሑፍ ዝሰፈረ ብሂል ወይ ዛንታ ብኢደወነንካ ንኸተማሓይሾ ፣ ከተጋንኖ፣ ከተቓምሞ፣ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኢዩ ዝኾነካ። ስለዚ ካብ ሚእቲ ዓመት ንላዕሊ ዕድመ ዘለዎም ብትግርኛ ዝተጻሕፉ ሰነዳት ምርካብ […]
ብመሓመድ ብርሃን ብላታ: ኣረዒል ኣልኣወል ቀዳሞት ናይ ስሳታት ተጋደልቲ
ብኣጋጣሚ ሾሞንተ መጋቢት ዓለምለኻዊ በዓል ደቀንስትዮ ብሃገርን ኣህጉራውን ደረጃ ብክብ ዝበለ ክብዕል ከሎ፡ ኣብዚ ኩቡር በዓል’ዚ ደቀንስትዮ ንሑሉፍ ታሪኽ ጠቀስ ድሕረባይታዊ ኣመጻጽአንን፡ ኣብ ዝተፋላለያ ሃገራት ዓለምና፡ ኣብቲ ዝነብራሉ ሕብረተሰብ በብድረጅኡ ካብ ነዊሕ ኣትሒዘን ዘሕለፈኦ መሪር ስቓይን ድርብ ጭኮናን፡ ከም ደቀንስትዮ ኣብኡ ዝተሞርኮሰ ዘሕለፈኦ ታሞኩሮአንን፡ ከምኡ ውን ኣብ ኩሉ ዝተኻየደ መስርሕ ቃልሲ፡ መዓንጠአን ሸጥ ኣቢለን ስነን […]
The Snake & Its Skins
When we set out compiling this report, which took about nine months of research, we considered organizing the principals along
EU and Eritrea: Very Strange Message, Indeed
On EU’s unrequited love affair with Isaias Afwerki : As the opportunity that the Eritrean people had to engage and dialog with their
EU and Eritrea: Very Strange Message, Indeed
On EU’s unrequited love affair with Isaias Afwerki As the opportunity that the Eritrean people had to engage and dialog with their
مجلس إبراهيم مختار* نحو سلام عادل ومستدام * العهد الإرتري
النسخة الإنجليزية والضباط العسكريون والعامة الإقليمية قائمة موظفي الخدمة المدنية مجلس إبراهيم مختار العهد الإرتري نحو سلام عادل ومستدام (1) إحياء العهد الإرتري : إننا ، معدو هذه الوثيقة، نمثل مجموعة متنوعة من الإرتريين المشغولين بقضايا المجتمع ، ينتمي أفرادها إلى مختلف مشارب الحياة، من داخل إرتريا ومن بين المجتمعات الأرترية في دول […]
ሕሩይ ተ. ባይሩ: ኣቦ መንበር ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ
ዝኸበርኩም ሓለፍቲ ሰራዊት ዲክታቶር ኢሳያስ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ኲናት ናብ ኲናት ካብ ዝድጒሎ እንሆ ዓሰርተ ዓመታት ሓሊፎም፣ ሕጂ ድማ ሕሉፍ ሓሊፉ ምስ ሕቡራት መንግስትታትይፋጠጥ ኣሎ፣ ንውግኣት ክዌትን ዒራቕን ንድሕሪት ተመሊስና እንተ ርኢና። ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት መንግስትታት “ግደፍ ! ወይ ተመለስ !” ዝብል ውሳነ ምስ ዘሕልፍ ወተሃደራዊ ስጒምቲ ንምውሳድ ቅሩብ ምዃኑ ምፍላጥ የድሊ፣ ካልእ ግንዛበ […]
Eritrea Slouching Towards Another Confrontation
All UN resolutions are non-binding, except when they are not. The Isaias regime has spent 17 years of miscalculation trying
ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ን10 ዓመታት ሓደ ዓይነት ደርፊ
ኢሳያስ ንህዝቢ ዝጠቅም ክዛረብ ኢዩ ኢለ ዘይኰነስ “ሎሚ’ኸ እንታይ’ኮን ክዛረብ ይኸውን?” ብዝብል ሓሳብ ተመርኵሰ ብናይ ሓድሽ ዓመት ምኽንያት ዝገበሮ ቃለ-መሕተት ምስ ሰማዕኩ፡ ከም ትጽቢተይ ድሙ ከም ቀደሙ ኰይኑ ረኸብክዎ። “ወያኔ!ወያኔ!ከደመቲ!ከደምቲ!ትማእዘዝቲ ወዘተ.” እዘን ቃላት እዚኣተን ብዘይምግናን ን10 ዓመታት ዝኣክል ኣጽሚመናና ኢየን። መቸስ ንኽኢትሰምዖ ሓድ ሓደ ግዜ ዘስሕቕ ኢዩ። ኢሳያስ “ወያኔ ኩሉ ግዜ ብኣና(ብሻዓብያ) ኢዩ ዝብህርር” ይብል። […]
“Mistirawit Debdabbe” To Obama
Congratulation to all Obama supporters; in the last three days before the election, I was afraid he would be Swift-boated.
Awate Forum