“ቲፎዞ ናይ ሃያክ’ዶ ወይስ ናይ ከይነዝ?”
[ብጳውሎስ ዝተዳለወ ተኸታታሊ ምቅሉል ትምህርቲ–awatestaff] ሰላም ብሩኻት ህዝበይ, ረሳሓት ክዳውንቲ ተኣኪቡ ስለዝነበረ፣ ብርጭቆ ክዳውንቲ ክትሓጽብ ክትዳሎ ጀመረት፣ ክልተ ጥስቲ ከተምጽእ ናብቲ ውሽጢ ገዛ ምስ ኣተወት፣ ሓወቦይ ምራጭ ኣብቲ ኣፍደገ ገዛ ጻሓይ ይጽሎ ስለዝነበረ ናበይ ኢልክዮ ኢኺ እዚ ጥስቲ ኢሉ ሓተታ፣ ዋእ ናትኩም ነገር’ካኣ ዘውዳእ፣ ሓንሳእ ክዳውንትና ጨንዩ መቓይርቲ ስኢንና ኢልኩም ተጉረምረሙ፣ ጸኒሕኩም’ካኣ፣ ኣበይ ኢልክዮ ‘ዝጥስቲ […]
ቃል ኣዳለውቲ መደብ ብመሓመድ እስማዒል
ሰላም ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ዑዱማት:: ብ መጀመርታ ሕውነታውን ሃገራውን ሰላምታና ተቀበሉ:: ብምቅጻል:- ነዚ ሃገራዊ ጻውዒትና ተቀቢልኩም ብምምጻእኩም ብ ሽመይን ብ ሽም ኣዳላዊት ኢዚ መደብን :ብሽም ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ከይ ኣመስገንኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን:: ንዓይ ድማ : ንመርበብ ዓዋተን : ነዛ ኣዳላዊት ግዝያዊት ኮሚተ ወኪለ : ቃለይ ከስምዕ ዝተወሃበኒ ዕድል ከይ ኣመስገንኩ ክሓልፍ ውን ኣይደልን እምበኣር ነዚ ጽሑፍ ንምድላው ንኽሕግዘኒ መታን : ን መርበብ ዓዋተ […]
መሰረታዊ ስነ-ቁጠባ፣ “እታ ስውርቲ ኢድ”
(መሰረታዊ ትምህርቲ ስነ-ቁጠባ፣ “ዘፍጥረት ገንዘብ” (እታ ስውርቲ ኢድ-The Invisible Hand-Adam Smith) ብኣቶ ጳውሎስ ዝቀረበ ካብ ባይቶ ልዝብ ዓዋተ ዝተቀድሔ፥) awatestaff ሰላም ብሩኻት ህዝበይ, ቀዳም ማዓልቲ ብርጭቆ ንጉሆ ተሲኣ ናብ ሹቕ ኣስፔዛ ክትገብር ትኸይድሞ፣ ሓወቦይ ምራጭ ገዛ’ዘላ መሲልዎ ብርጭቆ ኣቲ ብርጭቆ ተበለ መልሲ ምስ’ሳኣነ፣ ንግሆ ምድሪ ናበይ እያ ኸይዳ ኢሉ ከንጸርጽር ይጅምር፣ መርዘን ስለዝጀመረቶ፣ ውዒቲ ሻሂ […]
Reconciliation Talk and Fundraising Evening
Under the theme of Reconciliation, we cordially invite you to join us in the fundraising event for the benefit of
Oakland: Inaugurating Premises, Celebrating Women’s and Togoruba Days
Bay Area Eritreans for Democratic Change invites you to the inauguration of its premises in Oakland. The event will include
Negarit #35: ጌታቸው ረዳን ጌታቸው ረዳን (2ይ ክፋል ካብ 2)
Negarit #35: ጌታቸው ረዳን ጌታቸው ረዳን (2ይ ክፋል ካብ 2)
Negarit #34: ጌታቸው ረዳን ጌታቸው ረዳን (1ይ ክፋል ካብ 2)
ንክልተ ክፋላት ዝኸውን ቀረብ ኣሎና ፥ እዚ ቀዳማይ ከፋል እዩ፥ ካላይ ኣብ ቀረባ ግዜ…
Thank You Friends of Awate in Toronto, We Hope Others Follow
Dear supporters and friends of awate.com, and all readers, Today, Feb 3, 2019, friends of awate.com held their second fundraising
Negarit 32: ኢትዮዽያ – እርትርያ – ሱዳን Ethiopia – Eritrea – Sudan
ሓጂ ኢብራሂም ስራጅ ኣብ በት ማእሰርቲ ህግደፍ ዓሪፉ ፍልልይ ካብ ሱዳንን ካብ ኢትዮዽያን ዝመጽእ ጠንቅታት
Negarit 28 – ደንቨር: ሕቶታትን መልስን * Denver, Q and A
Negarit 28 - ደንቨር: ሕቶታትን መልስን * Denver, Q and A
Negarit 27: መድረኽ ናይሮቢ – Medrekh Nairobi
Negarit 27; መድረኽ ናይሮቢ – Medrekh Nairobi
Negarit 26: ካብ ሃዋሳ ክሳብ ደንቨር * From Hawassa to Denver
Negarit 26: ካብ ሃዋሳ ክሳብ ደንቨር * From Hawassa to Denver
Negarit 25: Let’s Buy Trust – ምትእምማን ንሸምት
Negarit 25: Let’s Buy Trust – ምትእምማን ንሸምት
ኣየ ‘ጎብየ’፡ ትጎዪ ኣብዘይጉየ
“ሓምሳ ኣእዱግ መራሒኦም ኣንበሳ፡ ዳርጋ ኣናብስ፡ ሓምሳ ኣናብስ መራሒኦም ኣድጊ ድማ ኣእዱግ” ዝብል ብሂል ቀዳሞት ኣገዳስነት ብሉጽ መሪሕነት የመላኽት። ሃገር ልዕሊ መራሒኣ ክትዓርግ፡ ክትሰርር ወይ ጸብለል ክትብል ኣይትኽእልን። ንላዕሊ ‘ተበለ ንላዕሊ ትብል፡ ንታሕቲ ‘ተበለ ድማ ባይታ ትዘብጥ። መሪሕነት ልዑል ስነ-ሓሳባዊ ብቕዓት ዝሓትት ጻውዒት’ዩ። ናይ’ቲ ዚደልን ዚጐይን ጥራይ ኣይኰነን። ስለዚ ኩሉ ኣብ ስልጣን ዝደየበ ዘበለ ዓቕሚ […]
ኤርትራ: ሃገራዊ ኣፈርክቡ
ብዛዕባ እዚ ኣብ ሃገርና ተፈጢሩ ዘሎ ሓዲሽ ኩነታት ዳርጋ ንነብሰወከፍ ኤርትራዊ ተረዲኡዎ ዘሎ ጉዳይ ስለዝኾነ ኣብኡ ኣትየ ብዙሕ ኣይክዛረብን እየ።እቲ ኣታሓሳሳቢ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ እንታይ ይገበር ዝብል ሕቶ’ዩ። እቶም ኣብ ሰደት ዘለና ኽ እንታይ ክንገብር ይግባኣና፣ እንታይ ከ ክንገብር ንኽእል ዝብል እዋናዊ ሕቶ’ዩ። ናይ ደንበ ተቓውሞ ኣብ ስደት ሓደ መለለዪ ባህሪ ኮይኑ ዘሎ፣ለውጢ ብውሽጢ ክመጽእ […]
Awate Forum