Negarit# 9. ነጋሪት ቁ 9 – ፍሉይ ሕታም : ዒድ ሙባረክ
ነጋሪት ቁ 9 – ፍሉይ ሕታም : ዒድ ሙባረክ
SBS: ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን
(Source: SBS) ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን ኣብ ፖለቲካ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ክጽሕፉን ክዛረቡን ዝጸንሑ ተንተንቲ እዮም። ኣብዚ ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ገይረሞ ዘለዉ ጻንሒት፡ ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኤርትራን ንኽፍታሕ ላዕሊ ታሕቲ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፡ ግብረ መልሲታት ህወሓት ን መንግስቲ ኤርትራን፡ ዝለዓሉ ዘለዉ ሕቶታት ህዝቢን […]
ነጋሪት ቪድዮ 8ይ ክፋል: ኩሉ ወዮ!
ዕማማት ሚኒስትሪ ዘና ናብ ህዝቢ ተመሓላሊፉ:: ዓበይቲ ዓንቀር ድምጾም ሓውዩሎም:: ገለ ሰባት ን ኧኣቢ ኣሕመድ ናይ ኤርትራ ፕረዚደንት ንግበሮዶ ኢሎም ይማኸሩ ለዉ::
ነጋሪት ቪድዮ 7ይ ክፋል: ውግእ ክልተ ጀበና
ውግእ ክልተ ጀበና: ጀበናታት ተባኢሰን: ጀበናታት ተዓሪቀን: ሰላም የውርደለን::
ድሕሪ በዓላት ቀጨውጨው
ድሕሪ በዓላት ቀጨውጨው ይብለኩምዶ? ኣብ ሃገርና ብየማነ ግብረኣብ ዝምራሕ ሚኒስትሪ ጉዳያት ዓበይቲ ዓርገናት ከምዝተመስረተ ፈሊጥኩምዶ? ረጋቢት ምስሪ ትፈልጥወንዶ?
ነጋሪት ቪድዮ 5ይ ክፋል: ጽልግልግ መዓልቲ ናጽነት
ርሑስ በዓል መበል ዕስራን-ገለን ናይ 700,002,017 ካብ ዓመተ ልደት ዓባይና ነጃት እታ ኣልኣሚን ሞታ ዘርዳኣና:: እቲ ባዓል ሎሚ ‘ዩ ግና ጓይላ ንቀዳም ስልዝኾነ ነቶም ንኺድ-ኣይንኺድ ክትብሎ ተጨኒቅኩም ዘለኹም ገለ ርእይቶ ክህበኩም እየ ምእንቲ ቀሲንኩም ኣመት ጓይላኹም ክትገብሩ:: ጽልግልግ ዘይብሉ ምሸት ጓይላ ይግበረልኩም::
ነጋሪት ቪድዮ 4ይ ክፋል: ዛንታ ሓቅን ሓሶትን
ሓሶት ናብ ሓቂ፥ ሓቂ ድማ ናብ ሓሶት እንተቀየርናዮ እንታይ ጸገም የምጽእ? ኣሰከረን ርኢኹም ሓጠቅ-ሓጠቅ ኢሉኩም ይፈልጥ ዶ? ታሪኽ ካብ መዓስ ይጅምር? ኣደይ ተኸኣ ትፈልጥዋ ዶ? ኣብ ከረን ተወሊዱ ኣብ ከረን ዝዓበየሞ ብለን ዘይክእል ሰብ ማሕቡሰ ዶ ይውሕዶ? ናይ ሎም ዘመን መዓልቲ ናጽነት ካብ ልደተ ዓባይና ነጃት ጀሚሩ ስለዝቁጸር፥ ዝበዓለሉ ዕለት ግንቦት 24, 70,002,018 ድሕሪ ልደት […]
Negarit Episode 3: Asmara University and Leba-Shay
I believe the PFDJ’s justice system is inspired by the old Abyssinian tradition of Leba-Shay. Anyone who can spell JUSTICE
Negarit Episode 2: Yemen Under Fire
Imperial Britain occupied South Yemen for 106 years. In 1918 the Ottoman Empire left North Yemen which. In 1967, after
The Arsonists’ Fire and a Bucket of Water
Into the noise with a small bucket of water, trying to help put down the fire that the arsonists started.
ካብ ሳዕሳዕካስ ጾርካ ኣጸቢቅካ ተሓንገጦ
(እዚ ጽሑፍ ካብ ናይ ዓዋተ ናይ ክትዕ ገጽ ዝተቀድሐ እዩ) ትብጻሕ እዛ ደብዳበ ናብ ኩቡር ሓው ማሕሙድ ሳለሕ፡ ምስ ሙሉእ ሰላምታ። ማሕሙድ፡ ኣብ መድረኽ ዓወተ ስለዘይረኸብኩኻ፡ እስኪ ኣበይ ሓኪሉ ኢለ መስከረም ግንጽል እንተበልኩስ፡ ኣሰርካ ኣብኣ ረኺበዮ። ንስኻ ካብ መድረኽ ዓወተ እንተጠፋእካ፡ ኣብ መስከረም ትርከብ፣ ኣቦይ ሃይለ (ኣነ ኣይኮንኩን፡ ናይ ብሓቂ ታሪኽ ስለ ዝኾነ ሽሞም ብስመይ […]
ስውኣትና ተቀቢሮም ዶ!
ሰማያት ዘለዋ መሬት: ሕንብርቲ ዘይብሉ ሽውሃት ወኒና ካብቲ ካዕበት ዝተሓፍሶ ግራት:ቡቅሊ ኣዳቂላ ከይትወስድ:ኣቃይሓ ብሙሩጽ ጥራሕ ኢየ ዝዕንገል ክትብለኒ…ደንዳኒት በልኩዋ:: ኢዚ ናይሎሚ ጹሑፍ እምበኣር ስውኣት ተቀቢሮም! ክንሓዝን እምበር ስብ ከነጸናንዕ ኣይከኣልናን:መስዋእቲ ክልተ ብ ሓንቲ ንብዓት መን ክኣምን ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብሓፍሻ ዘለናዮ እዋን ሓዘን ብዓቅመይ ክድህስስ ዘዳለኹዎ ጹሑፍ ኢዩ:: ኢቲ ገድሊ ኮነ:ኢቲ ቃልሲ :ኣብ መርድእ […]
ጸላኢኻ ይሙት ኣቦና ኣባይካ
ጸላኢኻ ይሙት ኩቡር ኣቦና ኣባይካ መልእኽትኻ ኣብጺሕካ በጃና ዄንካ ኬድካ እምባኣር ሕጅስ ካን ሓሊፍካ ላላእ ኣይሞትካን ኣቦና ላላእ ኣባይካ ላላእ ኣይሞትካን ኣቦና ላላእ ኣባይካ ዝሞትናስ ንሕናዳኣ ንስኻስ ኣለኻ ቀኒዕካ ድንን ከይበልካ ምስ ክብረትካ ነቢርካ ምስ ሃይባኻ ምስ ሸረፍካ ከም ኣመልካ ባዓል ግርማወ ኤህ ዳአ ወይሉኡ ዝደፈረካ ኣሊኻ ኣሪምካ ኣናቢኻ ሓብሒብካ ኮብኪብካ ድንን ከይበልካ ምስ ክብረትካ […]
ሃይማኖታዊ ጎንጺ ዝበሃል የለን
“ ሃይማኖታዊ ጎንጺ ዝበሃል የለን“ … ካብዚ እምነት`ዚ`የ ክብገስ፤ እቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ተረደኦና ዘሎ ጸህያይ ከኣ ክዕጸድ ኣለዎ። ዝናብ ኣብ ምድሪ ከሕዲ ይዘንብ ኣብ ምድሪ ኣማኒ ይዘንብ ጸሓይ ኣብ ዓዲ ኣማኒ ትበርቅ ከምኡ`ውን ኣብ ዓዲ ኸሓዲ ኣማኒ ዝዘረኦ ይኹን ኸሓዲ ዝዘረኦ ይፈሪ ከሓዲ ይኹን ኣማኒ ይዋሰብ ይፋረ ዝሰጎመ ኣማኒ ይኹን ከሓዲ ናብቲ ዝኣመቶ ይበጽሕ…፤ ወዘተረፈ […]
ብሓደ ዜጋ ናብ ኢሳያስ ዝተጻሕፈት ደብዳበ
{እዚ ጽሑፍ ብ ኣብ ኤርትራ ዝነብር ዜጋ ዝተጻሕፈ እዩ ፡ ምእንቲ ድሕንነቱ ስሙ ዓቂብናዮ አለና።} __ ናብ ዝኸበርካ ኢሳያስ ትጋግየኒ ትኸውን ዘይተለልየኒ፡ ግን እቲ ኣባይ ዘስዓብካዮ በሰላ ከምዘይርስዓካ ገይሩኒ። ካብ ንእስነተይ ጀሚረ፡ ዓበይቲ ኣሕዋተይ እናኣኽበርኩ ስለዝዓበኹ፡ ንኽብሮምን ንኽብሪ ባህልና ብምባል፡ ስምካ እናጸዋዕኩ መልእኽተይ በዛ ቅልዕቲ ደብዳበ ክልእከልካ ወሲነ። ትፈልጥ’ዶ? እቶም ኣብ ትሕቲ ፍጹም መግዛእቲ ዝሳቐዩ […]
ጉዕዞ ባንዴራታት ኤርትራ
(ኣብ ሕዳር 2001 ‘Eritrean Symbols Of Many Colors’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብሳልሕ ቃዲ ጆሃር ብቋንቋ እንግሊዝ ዝተጻሕፈ: ትርጉም – ዮኣ) መእተዊ : ኣንበሳ ኣብ ርእሱ ኣኽሊል ደፊኡ ሰንደቕ ዓቲሩ ኣሎ፣ እታ ኣኽሊልን እታ ዓቲርዋ ዘሎ ዘንጊን ድማ ኣብ ልዕሊአን መስቀል ኣለወን። እዚኣ ኣርማ ናይ “ኣንበሳ-ዘነገደ-ይሁዳ-ግርማዊ-ቀዳማዊ-ሃይለ-ስላሰ-ንጉሰ-ነገስት-ዘኢትዮጵያ” ኢያ ዝነበረት። እዛ ኣርማ ኣብ ማእከል እታ ቀጠልያ፣ ብጫን፣ […]
መንግስቲ ኤርትራ ብገበኑ ተኣሚኑ
The Eritrean Government Admits Its Banking Blunder
ካህናት ተዛሪቦም፤ ምቕልቃል ሓርነታዊ ቲዮሎጂ ኣብ ኤርትራ ዶኾን ይኸውን?
“ኣቱም ኣቦይ ቀሺ’የ፤ ዓገብ እንዶ ኣይትብሉየ ” (ሓደ ዛንታ፡ ገጽ 25) ብፕሮፈሰር ግርማይ ነጋሽ መእተዊ እዚ ሓተታ’ዚ እቲ ኣብ ወርሒ ግንቦት 2014 ብካቶሊካውያን ኣቡናት ኤርትራ ዝቐረበ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ጽሑፍ ዘንቀሎ ኢዩ። እዚ ብኣርባዕተ ዓበይቲ ካህናት እታ ቤተ-ክርስትያን ዝተዳላወ ኣገዳሲ ጽሑፍ’ዚ ብመገዲ ኢንተርነትን ካልኦት መራኸቢታትን ኣብ ኤርትራን ምሉእ ዓለምን ተዘርጊሑ፡ ኣርእስቲ ክትዕን ዕላልን ኮይኑ […]
Awate Forum