Oakland: Inaugurating Premises, Celebrating Women’s and Togoruba Days
Bay Area Eritreans for Democratic Change invites you to the inauguration of its premises in Oakland. The event will include
Negarit #35: ጌታቸው ረዳን ጌታቸው ረዳን (2ይ ክፋል ካብ 2)
Negarit #35: ጌታቸው ረዳን ጌታቸው ረዳን (2ይ ክፋል ካብ 2)
Negarit #34: ጌታቸው ረዳን ጌታቸው ረዳን (1ይ ክፋል ካብ 2)
ንክልተ ክፋላት ዝኸውን ቀረብ ኣሎና ፥ እዚ ቀዳማይ ከፋል እዩ፥ ካላይ ኣብ ቀረባ ግዜ…
Thank You Friends of Awate in Toronto, We Hope Others Follow
Dear supporters and friends of awate.com, and all readers, Today, Feb 3, 2019, friends of awate.com held their second fundraising
Negarit 32: ኢትዮዽያ – እርትርያ – ሱዳን Ethiopia – Eritrea – Sudan
ሓጂ ኢብራሂም ስራጅ ኣብ በት ማእሰርቲ ህግደፍ ዓሪፉ ፍልልይ ካብ ሱዳንን ካብ ኢትዮዽያን ዝመጽእ ጠንቅታት
Negarit 28 – ደንቨር: ሕቶታትን መልስን * Denver, Q and A
Negarit 28 - ደንቨር: ሕቶታትን መልስን * Denver, Q and A
Negarit 27: መድረኽ ናይሮቢ – Medrekh Nairobi
Negarit 27; መድረኽ ናይሮቢ – Medrekh Nairobi
Negarit 26: ካብ ሃዋሳ ክሳብ ደንቨር * From Hawassa to Denver
Negarit 26: ካብ ሃዋሳ ክሳብ ደንቨር * From Hawassa to Denver
Negarit 25: Let’s Buy Trust – ምትእምማን ንሸምት
Negarit 25: Let’s Buy Trust – ምትእምማን ንሸምት
ኣየ ‘ጎብየ’፡ ትጎዪ ኣብዘይጉየ
“ሓምሳ ኣእዱግ መራሒኦም ኣንበሳ፡ ዳርጋ ኣናብስ፡ ሓምሳ ኣናብስ መራሒኦም ኣድጊ ድማ ኣእዱግ” ዝብል ብሂል ቀዳሞት ኣገዳስነት ብሉጽ መሪሕነት የመላኽት። ሃገር ልዕሊ መራሒኣ ክትዓርግ፡ ክትሰርር ወይ ጸብለል ክትብል ኣይትኽእልን። ንላዕሊ ‘ተበለ ንላዕሊ ትብል፡ ንታሕቲ ‘ተበለ ድማ ባይታ ትዘብጥ። መሪሕነት ልዑል ስነ-ሓሳባዊ ብቕዓት ዝሓትት ጻውዒት’ዩ። ናይ’ቲ ዚደልን ዚጐይን ጥራይ ኣይኰነን። ስለዚ ኩሉ ኣብ ስልጣን ዝደየበ ዘበለ ዓቕሚ […]
ኤርትራ: ሃገራዊ ኣፈርክቡ
ብዛዕባ እዚ ኣብ ሃገርና ተፈጢሩ ዘሎ ሓዲሽ ኩነታት ዳርጋ ንነብሰወከፍ ኤርትራዊ ተረዲኡዎ ዘሎ ጉዳይ ስለዝኾነ ኣብኡ ኣትየ ብዙሕ ኣይክዛረብን እየ።እቲ ኣታሓሳሳቢ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ እንታይ ይገበር ዝብል ሕቶ’ዩ። እቶም ኣብ ሰደት ዘለና ኽ እንታይ ክንገብር ይግባኣና፣ እንታይ ከ ክንገብር ንኽእል ዝብል እዋናዊ ሕቶ’ዩ። ናይ ደንበ ተቓውሞ ኣብ ስደት ሓደ መለለዪ ባህሪ ኮይኑ ዘሎ፣ለውጢ ብውሽጢ ክመጽእ […]
Negarit #21- Riddle — ኣዝግኑኒ
Reading time 5 minutes A family. A microcosm of an Eritrean family. Love, hope, and despair. Weddings, childbirths, and death…
ነጋሪት ቁ20 – ተማሒርኩም ኣለኹም! You’re Pardoned!
ኣብ ናይ ሎሚ ክፋል ነታ ንተማሒርኩም ኣለኹም ትብል ዝጥቀመላ መዕጸዊ ትርጉማ ክገልጽ እየ:: ነቶም እሱራትና ኣብ ፍርዲ ይቅረቡ እትብሉ ድማ ኣይፋልኩምን: ነውሪ: እብል ኣለኹ::
Negarit #19- Half-baked bread – ዘይበሰለ እንጀራ!
Happy New Year. This episode is dedicated to Berhane Abrehe
Negarit #18- I Remembered Tor-Serawit – ጦር-ሠራዊት ዘኪረ!
Negarit #18- I Remembered Tor-Serawit – ጦር-ሠራዊት ዘኪረ!
Awate Forum