Home / عربي / Oakland: Inaugurating Premises, Celebrating Women’s and Togoruba Days

Oakland: Inaugurating Premises, Celebrating Women’s and Togoruba Days

Bay Area Eritreans for Democratic Change invites you to the inauguration of its premises in Oakland. The event will include celebrating Women’s Day as well as Togoruba Day.

The event will take place on March 9th 2019, at 3pm.

The address is:

5600 MLK Jr. Way

Oakland, CA 94609

About awatestaff

Check Also

Negarit 40: ከም ባቢሎንዶ ኴንና! – !هل اصبحنا كالبابليين – The Babylonians’ fate!

Negarit 40: ከም ባቢሎንዶ ኴንና! !هل اصبحنا كالبابليين The Babylonians’ fate!  

  • Selamat,

    I have been waiting in vain and I have been dreaming for this day for nearly two decades-

    Lets see I live on 2942 MLK Jr. Way and all I have to do is walk to 5600 MLK Jr. Way.. Aha this has a potential to be my second residence.

    tSAtSE

  • Haile S.

    ሰላም ደቂ ዓወተ፡

    ንበዓል ኣድሓነት፡

    በዓል ኣድሓነት ይዘከራ
    በዓል ኤልሳ በዓል ክብራ
    ብህይወት ዘለዋ ዝነብራ
    ዝተሰደዳ ብጸበባ ብመከራ
    ዝኸዳ ዝተስውኣ ከይሓሰራ
    ብኽብረተን ሓመድ ዝዓተራ
    ንሕና ክንሃድም ዝስለፋ ዝነበራ
    ካልቾ ዝተሃራረማ ከም ኣዲኤን ከይሓፈራ
    ኣንታ እስኪ ሓንቲ ተባዕ ብህይወት ትሃሉ ኣይትሃሉ ክዝክራ

    ሃይለስላሰ ዘንበልበል ክብል እንከሎ
    ካብ ቤ/ት ኣግኣዝያን ወጺና ካብ ካንሸሎ
    ምስ ኣሕዋት ሓቢርና ክንብል ማትሪክ ኣይንኽፈሎ
    ረብሻ ተጀመረ፡ እምኒ ደርቢ መስኮት ስበር፡ በሎ በሎ

    ሓውኹም እወጸልኩም ጥራዛውተይ ሓዚለ
    ንገዛይ ክምለስ ብጥቓ እንዳቦይ መብራህቱ መዋእለ

    ትመጽእ ሓየት ጎርዞ ጓል ቤት ትምህርተይ። ናበይ ኢኻ
    ንገዛይ። እንተኾነ ምወጻኻ ንበረኻ፡ ወይ ኢምኒ ምደርበኻ

    እምቢ ኣይሰብርን መስኮት
    ንዓ ደርቢ፡ ኣንታ ሃዳሚ ዕኮት
    እምቢ ኣይድርብይን እምኒ
    ከርእየካ’የ ክሰደካ ብዘይ ስኒ

    ወየ ንመስኮት ዝተባህለ
    ናባይ መጸ ተደርብዩ እናሃለለ
    ነብሱ ኣውጽአ እናጎየየ እብለኩም ሓውኹም ሃይለ

    ሽማ ረሲዔያ፡ ጓል ሸኽ መን ክብሎ፡ እያ / ነይራ
    ጽብቕቲ፡ ነዋሕ ጸጉሪ፡ ጻዕዳ ጻዕዳ ዝነበሮ ከናፍራ

    እዚኣን ጓል ኢዚኣን በዓል ፍረወይኒ፡ ኣልጋነሽ፡ ብርኽቲ
    ወጺአን ተዓጢቐን፡ ገይረንኣ ኤርትራ ናይ ዓጽመን ዘራእቲ