Videos

ነጋሪት ቪድዮ 4ይ ክፋል: ዛንታ ሓቅን ሓሶትን

Saleh "Gadi" Johar1 min read

ሓሶት ናብ ሓቂ፥ ሓቂ ድማ ናብ ሓሶት እንተቀየርናዮ እንታይ ጸገም የምጽእ?
ኣሰከረን ርኢኹም ሓጠቅ-ሓጠቅ ኢሉኩም ይፈልጥ ዶ?
ታሪኽ ካብ መዓስ ይጅምር?
ኣደይ ተኸኣ ትፈልጥዋ ዶ?
ኣብ ከረን ተወሊዱ ኣብ ከረን ዝዓበየሞ ብለን ዘይክእል ሰብ ማሕቡሰ ዶ ይውሕዶ?
ናይ ሎም ዘመን መዓልቲ ናጽነት ካብ ልደተ ዓባይና ነጃት ጀሚሩ ስለዝቁጸር፥ ዝበዓለሉ ዕለት ግንቦት 24, 70,002,018 ድሕሪ ልደት ዓባይና ነጃት ምዃኑ ትፈልጡ ዶ?

Advertisement

Donate

Donate to support awate.com

$

Donation Total: $100.00

Advertisement
Advertisement