ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021 ካብ ኣብኡ ባሻይ ገብረማርያም ካሳን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ውነሽ ርጆን ኣብ ወርሒ መስከረም 1945 ኣብ ኣፈልባ ተወሊዱ። ወላዲቱ ካብቲ ዝነበራ ከቢድ ናይ ሕርሲ ኩነታት፣ ብዘይ ጉድኣት ክትገላገል ብምኽኣላ፣ ልዑል ፈጣሪ ንምምስጋን ወለዱ “ ኣድሓኖም ” ዝብል ረዚን ስም ከምዝሃብዎ ታሪኽ ቤተሰቡ …
Read More »ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021 ካብ ኣብኡ ባሻይ ገብረማርያም ካሳን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ውነሽ ርጆን ኣብ ወርሒ መስከረም 1945 ኣብ ኣፈልባ ተወሊዱ። ወላዲቱ ካብቲ ዝነበራ ከቢድ ናይ ሕርሲ ኩነታት፣ ብዘይ ጉድኣት ክትገላገል ብምኽኣላ፣ ልዑል ፈጣሪ ንምምስጋን ወለዱ “ ኣድሓኖም ” ዝብል ረዚን ስም ከምዝሃብዎ ታሪኽ ቤተሰቡ …
Read More »