ኣርዮስ፥ ኣቡነ ኣንቶንዮስ፣ ቛንቋ ክርስቶስኣርዮሰ መን ዩ ?
ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ:-
1) ሊብያዊ ካህን ኣብ እምነት ስላሴ ፈሉይ ኣራኣእያ ብምሰባኹ ብ፫፪፭ ኣብ ኒቅያ (ናይ ሎሚ ተርኪ ናይ ቀደም ግዝ ኣት ሮማውያን
2) ቀሺ ዲሚጥሮስን ወዱ ይፍታሀን ውዲታቶምን
3) ነዊሕ ዝወሰደን ዝቅጽል ዘሎን ገድሊ ኣቡነ ኣንቶንዮስ
4) ቛንቛ የሱስን ሎሚ ኣበይን መንን ከምዝዛረቡሉ
5) ኣበነ ዘበሰማያት በ ቛንቛ የሱስን (ኣራማይክ)በዓረብኛን
6) ሊባኖሳዊት ደራፊት ፈይሩዝ