Awate.com

መልሲ “ንግዱሳት ሃገራውያን” መቓልሕ ህግደፍ

እዚ ጽሑፍ ‘ዚ፡ ንገለ ካብ ‘ቲ ብ “ማእከልን ምርምርን ስነዳን ግዱሳት ሃገራውያን” (Center for research and documentation) ተሰምዩ ዝዳሎ ናይ ህግደፍ መቓልሕ (Mouthpiece) ዌብሳይትዝተዳለወ ጽሑፋት መልሲ ንመሃብ ዝቐረበ ሰነድ‘ዩ። ቅድሚ 3 ሰሙን “ኣጀንዳ CIA’ን ሕቡእ ምስጢራቱን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዝተጻሕፈ ድራማዊ ትረኻ፡ ስዒቡ ‘ውን ክሳብ ሕጂ ብተኸታታሊ ትቕጽል ዘላ፡ ነታ AN AFRICAN REVOLUTION RECLAIMED […]

ህሉው ኩነታት ሃገርና ብመንጽር ከባቢናን ዓለምን

I. ሹኩሹካን ስልታዊ ምንስሓብ ስርዓት ኢሳያስን ኣብ ‘ዚ ዘሎናዮ ፈታኒ እዋን፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ክንዲ ህድእ ኢሉ ኣስተውዒሉ ኣብ ‘ቶም ሕመረት ሕሰሙን መከርኡን ዝኾኑ ጉዳያት ኣቶኪሩ ክቃለስ ዝፍትን፡ ነቶም ቀንዲ ሕመረታትን ጠንቅታትን ረሲዑ፡ በቶም እናሻዕ ዝቕልቀሉ ፍጻሜታት እናተገፍዔ፡ መኣዝኑ ስሒቱ ኣብ ‘ቶም ሕሰሙን መከራኡን ዝፈጠርዎም ሳዕቤናት ኣድሂቡ ኮለል ክብልን ኣብ ዘየድልዮ ናይ ሹኩሹካ መንገዲ ኣትዩ […]

መልሲ ንቐሺ ማርቆስ ብኮሎነል ጸጉ ፍስሃየ (2ይ ክፋል)

ብመጀመርታ ኣብ ‘ቲ “ደመኛታት ተዋህዶ” ኢልካ ገሊጽካዮ ዘለኻ ኣርእስቲ ኣትየ ክገልጽ፡ እዚ ኣርእስቲ ‘ዚ ንኲናትን ንሕነ ምፍድዳይን ዝዕድም ኣር እስቲ ኮይኑ ‘የ ረኺበዮ።፡ እቲ ቤተ ክርስትያን ኣብ ምቅትታል ኣትዩ ቀተልትን ተቐተልትን ከም ዘለዉዎ ዘስምዕ፡ ካብ ሓደ መራሕ ሃይማኖት ክወጽእ ዘይትጽበዮን ዘይሓላፍነታውን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ንህዝቢ ናብ ናይ ምትፍናን መኣዝን ዘአንፍት፡ ከም ቀሺ ብኣኻ ክምረጽ ዘይነበሮ ኣርእስቲ […]

መልሲ ንቐሺ ማርቆስ ብኮሎነል ጸጉ ፍስሃየ

ቀሺ ማርቆስ ኣብ ዕለት 23 ከምኡ ‘ውን ኣብ ዕለት 30 ነሓሰ 2019 አብ ድሮ መዓልቲ ጽምብል ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ፡  ምስ ኢንጂነር ዑቕባዝጊ ስዩም ቃለ መጠይቕ ኣካይዱ ኣብ ዩ-ትዩብ ቪድዮ ዘርጊሑ ነይሩ። ነታ ቪድዮ ቃለ መሕትት  ዝሰምዕዋ ሰባት ጥብቆ ልኢኾምለይ፡ ብሙሉኣ ተኸታቲለያ። ኣብ መደምደምታ ናይ ‘ቲ ዝተገብረ ቃለመጠይቕ ድማ ካብ ቃል ኢንጂነር ዑቕባዝጊ ስዩም ዝረኸቦ ሓበሬታ […]

Archives

Cartoons

Shares