Saturday , October 23 2021
Home / awatestaff (page 3)

awatestaff

Will President  Sahlework Zewdie Of Ethiopia Do it?

The following letter addressed to Ethiopian leaders is written by Abdulrahman Yousif, a Kuwaiti writer and a friend of Eritrea. It is translated from the original Arabic by Awate Staff. ____ I do not like to write on politics but there is a compelling reason for writing this letter to …

Read More »

ብዘበን ዉርውራ ከብድኻ ኣይተዕብራ

ማህጸን ኣደ ጉራምራ ክበሃል ሓቂ እዩ። እዛ ዓድናስ፡ ብዙሕ ዝባህሪኦም ውሉድ ኣለዉዋ፤ እንኪዓብዩ መልክዖም እንዳቐየሩ ይኸዱ። ገሊኦም ሕንጻይ ፡ገለ መፍለስ ይኾኑ፤ ገለ በጊዕ ገለ ድማ ወኻርያ ይኾኑ። አንተ ህበይ’ኳ – ጌጋ ይኽላኣለይ እምበር- ሓደ ጥራይ’ዩ። መብዛሕትኦም ግን ኣናብስ’ዮም – ሽሕኳ ከም ነፋሒቶ ንግዚኡ ተመሳሲሎም እንተለዉ። ገለስ ይንዕቆም’ኳ። ቀሪቡ ንዝረኣዮም፡ ምስጢሮም …

Read More »

Negarit #16: I surrendered! ተጣዒሰ ኢደይ ሂበ ‘ለኹ

ኣያ ኢሳያስ ይቅረ በለለይ ክቡረ ኣቶ ቶማስ ወዲ ጎቦ ክብረት ይሃበልይ ክቡር ኣምባሳዶር ጃዝበሃይ ክብረት ይሃበልይ ክብርቲ ሚስ ብራውኒን ብሩቶን ክብረት ይሃበልይ ናይ ኢትዮጵያ ጠቅላሊ ሚኒስተርን ናይ ኤርትራ ጠቅላሊ ዲክተትርን ክቡር ዶክተር ዓቢ ኣሕመድ ይቅረ በለለይ ዓወት ናይ ኤርትራ ነጻ ፕረሰ:  51 ሓደሽቲ ናይ ዜና ማዕከናት ስረሐን ጀሚረን ጉዕዞ ንጀነቫ ንብረዚደንቲ ኢሳያስ …

Read More »

PM Abiy Ahmed…

Dear readers, we apologize for any inconvenience. But the item was removed from our pages due to many requests from our readers who found it inappropriate. Awatestaff

Read More »

SBS: ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን

(Source: SBS) ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን ኣብ ፖለቲካ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ክጽሕፉን ክዛረቡን ዝጸንሑ ተንተንቲ እዮም። ኣብዚ ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ገይረሞ ዘለዉ ጻንሒት፡ ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኤርትራን ንኽፍታሕ ላዕሊ ታሕቲ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፡ ግብረ መልሲታት ህወሓት ን መንግስቲ …

Read More »