Awate.com

ነፍሰን ሪሶርስስ፡ ጉልበት ጊላነት ኣብ ዕደና ቢሻ

7/9/2013 ብ 9 ምያዝያ 2012 ዓዋተ ዶት ኮም (ገዳብ ንይውስ) ኣንጻር ነፍሰን ሪሶርስስ ናይ ክሲ ስጉምቲ (class action lawsuits) ከም ዝተወስደ ጸብጺባ።[i] ስዒቡ ዝቐርብ ክሲ ንምድንጋር ገንዘባዊ ሰነዳት (securities) ዝምልከት ክሲ ኮይኑ ኣብ ክንዲ እቶም ኣብ ሞንጎ መጋቢት 28, 2011ን የካቲት 2012 አጠቓሊልካ ዘሎ ናይ ጊዜ ገደብ ብርክታት ነፍሰን (common shares) ዝገዝኡ ዝቐርብ ዘሎ ክሲ […]

Archives

Cartoons

Shares