Awate.com

መሰል ንኽትሓትት ነጢፍካ ግቡእ ንምትግባር…

(እዚ ጽሑፍ ዕላማኡ ንኣስተንትኖ’ዩ’ሞ መዓዲ፡ ገሳጺ፡ ምናልባት’ውን ከም ገለ ክብል መሃሪ እንተ መሲሉ ሰኣን ኣኻእሎ ጥራይ’ዩ።) ነቶም እንተስ ብጥቕሚ፡ ምድንጋርን ሰሪ እዅል ምስትውዓልን ንስርዓት ህግደፍ ዝድግፉ ገዲፍና፡ ኣብ መንጎ’ቶም ኣብ ኣንጻሩ ደምበ ዘሎና ጥራይ ከተኵር። ስእነት ተሓታትነት፡ ግሉጽነትን ምዝርጋሕ ጭቡጥ ሓበሬታን ገለ ካብቶም ስርዓት ህግደፍ ዘይቀባበሉዎ መሰረታውያን ኣዕኑድ ንቡር መንግስቲ እዮም። ኣንጻር’ዚ ወጽዓ’ዚ እንቃለስ ወይ […]

Archives

Cartoons

Shares