Awate.com

እሽም

“እሽም እስክትሽም እሽም እስክትሽም ’ዛ ጥልፈይ ጉምጉም ነጸላይ ጥምጥም ኣዋርቐይ ስክም ’ዛ ቢራይ ግስም እሽም እስክትሽም ወይ’ዚ ወልፊ ሕሱም እሽም እስክትሽም ቶባእ ድሕሪ ደጊም!”   ኢላ’ምበር ባሃብላ ክትልብም ግዲ’ላ እቲ ምዃን’ታይ ክትደግም ኢላ ወራዙትን ከም ዓይበት ይቕደዳ ባሃብላን ተራይዋ ኩዳ ምስ ወዲወዳ ዓንዲራ ዓቢዳ ምስ ጓልጓላ ዘሊላ ፈሊላ ሎምስ ይብለየላ ካብ ስራሕ ዕዋላ ጸሎት መምሓረላ […]

ተፈጥሮ እውን’ዶ ፖለቲካ?

ካብ መግዛእቲ ህግደፍ ሓራ ወጺኤ ናብ ኤውሮጳ ካብ ዝኣቱ ድሕሪ ሓደ ዓመት’ዩ ነይሩ፡ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም ኣብዛ ዝነብረላ ሃገረ ጀርመን ዝተኻየደሉ፡ ክራማት 2006።ሓደ ኣጋምሸት ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት፡ ሓበሻ ብብዝሒ ኣብ ዝንቀሳቐሱሉ ከባቢ ማእከላይ መደበር ባቡር(hauptbahnhof) ብእግረይ እናተጓዓዝኩ፡ “እዚ ደኣ እቲ ጋዜጠኛ ድዩ፧’’ ዝብል ዘረባ’ኳ እንተሰማዕኩ፡ጉዕዞይ ኣየሰናኸልኩን። “…..ኣንታ ሓወይ…..ስምዓኒ’ሞ….መን ኢኻ…ሰሎሞን….” ዝብል ጻውዒት ምስሰዓበ ግን፡ስጉመይ […]

Archives

Cartoons

Shares