ትግርኛ

SBS: ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን

awatestaff1 min read

(Source: SBS) ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን ኣብ ፖለቲካ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ክጽሕፉን ክዛረቡን ዝጸንሑ ተንተንቲ እዮም። ኣብዚ ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ገይረሞ ዘለዉ ጻንሒት፡ ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኤርትራን ንኽፍታሕ ላዕሊ ታሕቲ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፡ ግብረ መልሲታት ህወሓት ን መንግስቲ ኤርትራን፡ ዝለዓሉ ዘለዉ ሕቶታት ህዝቢን ኣፈታትሖኦምን፡ መንነትን መሬትን ናይቲ ኣብ ዶብ ዝነብር ህዝቢታትን ካልእን ዘትዮም ኣለዉ።

Advertisement

Keep awate.com and Negarit Alive

$2,465 raised of $12,000 goal · 22 donations
Advertisement
Advertisement