Awate.com

ብርዒ ዓዋተ…

ብርዒ ዓዋተ :- ኣብ ቲሕቲ ዝብል ኣርእስቲ: ጹሑፋትን : ዝተፈላለየ መልእኽቲ ሓዘል መደባትን: ዓቅሙኹም ተወፍዩሉ መድረኽ ክፍጠር ይጸዓር ኣሎ እሞ ሃየ ንሰጉም: ንሰሰን ንበላ:: (መኽፈቲ ኣፍ)….. ን መኽፈቲ ኣፍ ኢለ ዘዳለኹዋ ግጥሚ ዘይኮነት ግን ሰነ ጹሑፋዊት ግጥሚ መሳሊት ሃየ ተጋበዙዋ:: ለውጢ ለውጢ መስርሕ’ዩ ለውጢ እምነት’ዩ ብእምነ ኩርናዕ ዝውሰን ለውጢ ብጉሉጽነትን: ተሓታትነትን:ዝንደቅ ብህንካን ሃባን ዝምረቅ ብሰብ […]

ቃል ኣዳለውቲ መደብ ብመሓመድ እስማዒል

ሰላም ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ዑዱማት:: ብ መጀመርታ ሕውነታውን ሃገራውን ሰላምታና ተቀበሉ:: ብምቅጻል:- ነዚ ሃገራዊ ጻውዒትና ተቀቢልኩም ብምምጻእኩም ብ ሽመይን ብ ሽም ኣዳላዊት ኢዚ መደብን :ብሽም ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ከይ ኣመስገንኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን:: ንዓይ ድማ : ንመርበብ ዓዋተን : ነዛ ኣዳላዊት ግዝያዊት ኮሚተ ወኪለ : ቃለይ ከስምዕ ዝተወሃበኒ ዕድል ከይ ኣመስገንኩ ክሓልፍ  ውን ኣይደልን እምበኣር ነዚ ጽሑፍ ንምድላው ንኽሕግዘኒ መታን : ን መርበብ ዓዋተ […]

Archives

Cartoons

Shares