“ኣቱም ኣቦይ ቀሺ’የ፤ ዓገብ እንዶ ኣይትብሉየ ” (ሓደ ዛንታ፡ ገጽ 25) ብፕሮፈሰር ግርማይ ነጋሽ መእተዊ እዚ ሓተታ’ዚ እቲ ኣብ ወርሒ ግንቦት 2014 ብካቶሊካውያን ኣቡናት ኤርትራ ዝቐረበ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ጽሑፍ ዘንቀሎ ኢዩ። እዚ ብኣርባዕተ ዓበይቲ ካህናት እታ ቤተ-ክርስትያን ዝተዳላወ ኣገዳሲ ጽሑፍ’ዚ ብመገዲ ኢንተርነትን ካልኦት መራኸቢታትን ኣብ ኤርትራን ምሉእ ዓለምን …
Read More »