ርሑስ በዓል መበል ዕስራን-ገለን ናይ 700,002,017 ካብ ዓመተ ልደት ዓባይና ነጃት እታ ኣልኣሚን ሞታ ዘርዳኣና::
እቲ ባዓል ሎሚ ‘ዩ ግና ጓይላ ንቀዳም ስልዝኾነ ነቶም ንኺድ-ኣይንኺድ ክትብሎ ተጨኒቅኩም ዘለኹም ገለ ርእይቶ ክህበኩም እየ ምእንቲ ቀሲንኩም ኣመት ጓይላኹም ክትገብሩ::
ጽልግልግ ዘይብሉ ምሸት ጓይላ ይግበረልኩም::

In the Senhit region, all the way to the West, there are rock mounds, there …