Meles Zenawi: A Life Spent Fighting Poverty

c_articles

“Our first enemy is poverty and backwardness.”Meles Zenawi Meles joined the Tigray People’s Liberation Front (TPLF) as a young student to struggle for the right and equality of his people. He was one of the prominent leaders who contributed to the downfall of the Ethiopian military regime, the DERG. After … more

ቀብሪ ሓደ ሰብኣይ ወይስ መሰል 4 ምልዮን ህዝቢ?

Adhanomf

ኣብ ዓለም ዘለው ዲክታተራት ሓደ ንኹሎም ዝገዝኦም ባህርይ ኣሎ። ንሱ ድማ መሰል ህዝቢ ኣየኽቡሩን፡ መሰል ውልቀሰባት ኣየግድሶምን፡ ልዕላውነት ሃገርውን ኣይንታዮምን። እታ ቀንዲ እተገድሶም ስልጣኖም ኢያ። ብስልጣኖም ዝመጾም ዝኾነ ስጉምቲ ክወስዱ ድልዋት ኢዮም። ኢሳያስ ብፍላይ ሕልፍ ዝበለ ጨካን ኢዩ። ናይዝጊ ክፍሉ ንንውሕ ዝበለ ግዜ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ክሕከም ጸኒሑ ከም ዝዓረፈ … more

Need For Change Of Attitude By Eritreans

Adhanomf

Attitude is little thing that makes a big difference—Winston Churchill What is attitude? According to Wikipedia, attitude is the evaluation and associated belief and behavior towards some objects. It is not stable and because of the communication and behavior of the people, it is subject to change by social influence. … more

ካብ ዕውት ጉባኤ ሃዋሳ ሕጂ’ኸ ናበይ?

Adhanomf

መጀመርያ ህዝቢ ኤርትራ እንቋዕ ኣሓጎሰካ፡ እንቋዕ ከኣ ኣሓጎሰና ክብል እፈቱ። እዚ ዓወት’ዚ ብርግጽ ንውጹዕ ሀዝቢ ኤርትራ ዮሃና ንህግደፋውያን ድማ መርድእ ኢዩ። እወ! ሕጂ’ውን ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ እንድሕሪ ተኣኪቡ ከምቲ ጸላእቱ ዝምነይዎ ዘይኮነስ ከይተሰማምዐ ኣይወጽእን ኢዩ። እወ! ንመጀመርያ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣይወክል እምበር ብከፊል ብህዝቢ ዝተመርጸ ኤርትራዊ ባይቶ ቆይሙ። ዲሞክራስያውያን ተቓለስቲ … more

ከምታ ናይ ሊብያ!

ጭቁን ህዝቢ ዓለም ነንሕድሕዱ ዘመሳስሎ ናይ ሓባር ረቛሒታት ኣለዎ። እዚ ድማ ጭቆና ኢዩ። ኣብ ሊብያ ዘሎ ሽግር ኣብ ኤርትራ ኣሎ። ምናልባሽ ናይ ኣፈታትሕኡ ኣገባብን ግዜን ክፈላለ ይኽእል። ኣብ መጨረሻ ግን ንዘላኣለም ከምኡ ኢሉ ዝነብር ሽግር የለን። ኣብ ኤርትራ’ውን መዓልቲ ኣላ ህዝቢ ዝትስኣላ። ኣብ ዓለም ዝካየድ ዘሎ ጸረ ዲክታተርነት ሰውራ ኣዝዩ … more