Tuesday , November 13 2018
Home / Videos

Videos

Negarit #21- Riddle — ኣዝግኑኒ

Reading time 5 minutes A family. A microcosm of an Eritrean family. Love, hope, and despair. Weddings, childbirths, and death… and burial services. This family is so used to the last one, living on the foothill of Qatsetai, whose top was a Christian orthodox burial ground. It is a place …

Read More »

Negarit #16: I surrendered! ተጣዒሰ ኢደይ ሂበ ‘ለኹ

ኣያ ኢሳያስ ይቅረ በለለይ ክቡረ ኣቶ ቶማስ ወዲ ጎቦ ክብረት ይሃበልይ ክቡር ኣምባሳዶር ጃዝበሃይ ክብረት ይሃበልይ ክብርቲ ሚስ ብራውኒን ብሩቶን ክብረት ይሃበልይ ናይ ኢትዮጵያ ጠቅላሊ ሚኒስተርን ናይ ኤርትራ ጠቅላሊ ዲክተትርን ክቡር ዶክተር ዓቢ ኣሕመድ ይቅረ በለለይ ዓወት ናይ ኤርትራ ነጻ ፕረሰ:  51 ሓደሽቲ ናይ ዜና ማዕከናት ስረሐን ጀሚረን ጉዕዞ ንጀነቫ ንብረዚደንቲ ኢሳያስ …

Read More »

ድሕሪ በዓላት ቀጨውጨው

ድሕሪ በዓላት ቀጨውጨው ይብለኩምዶ? ኣብ ሃገርና ብየማነ ግብረኣብ ዝምራሕ ሚኒስትሪ ጉዳያት ዓበይቲ ዓርገናት ከምዝተመስረተ ፈሊጥኩምዶ? ረጋቢት ምስሪ ትፈልጥወንዶ?

Read More »

ነጋሪት ቪድዮ 5ይ ክፋል: ጽልግልግ መዓልቲ ናጽነት

ርሑስ በዓል መበል  ዕስራን-ገለን ናይ 700,002,017 ካብ ዓመተ ልደት ዓባይና ነጃት እታ ኣልኣሚን ሞታ ዘርዳኣና:: እቲ ባዓል ሎሚ ‘ዩ ግና ጓይላ ንቀዳም ስልዝኾነ ነቶም ንኺድ-ኣይንኺድ ክትብሎ ተጨኒቅኩም ዘለኹም ገለ ርእይቶ ክህበኩም እየ ምእንቲ ቀሲንኩም ኣመት ጓይላኹም ክትገብሩ:: ጽልግልግ ዘይብሉ ምሸት ጓይላ ይግበረልኩም::

Read More »

ነጋሪት ቪድዮ 4ይ ክፋል: ዛንታ ሓቅን ሓሶትን

ሓሶት ናብ ሓቂ፥ ሓቂ ድማ ናብ ሓሶት እንተቀየርናዮ እንታይ ጸገም የምጽእ? ኣሰከረን ርኢኹም ሓጠቅ-ሓጠቅ ኢሉኩም ይፈልጥ ዶ? ታሪኽ ካብ መዓስ ይጅምር? ኣደይ ተኸኣ ትፈልጥዋ ዶ? ኣብ ከረን ተወሊዱ ኣብ ከረን ዝዓበየሞ ብለን ዘይክእል ሰብ ማሕቡሰ ዶ ይውሕዶ? ናይ ሎም ዘመን መዓልቲ ናጽነት ካብ ልደተ ዓባይና ነጃት ጀሚሩ ስለዝቁጸር፥ ዝበዓለሉ ዕለት …

Read More »