indefatigable Eritrean hero

  • Documents

    ብሰላም ዕረፍ ክቡር ሓርበኛ ጅግና ተጋዳላይ ኣድሓኖም!

    ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021 ካብ ኣብኡ ባሻይ ገብረማርያም ካሳን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ውነሽ ርጆን ኣብ ወርሒ መስከረም 1945 ኣብ ኣፈልባ ተወሊዱ። ወላዲቱ ካብቲ ዝነበራ ከቢድ ናይ ሕርሲ…

    awatestaff4 min read