Awate.com

ንዳንካልያ ዝምልከት : ርኢቶይ ኣብ “ሓላው’ታ ወርቃዊት ገረብ”

ሓላው’ታ ወርቃዊት ገረብ እትብል መጽሓፍ ድሕሪ ምምባበይ ንደንከል ዝምልከት ዝተጻሕፈ ታሪኽ ሪኢቶይ ንኽህበሉ ሕልናይ ስለ ዝደረኸኒ ንሓውን ብጻይን ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ ፍቓድ እሓትት:: ሓው ሰመረ ፣ “ኮፍ ከይበላስ ቌቕ ኣበላ“ ከይከውን በቲ ኣወንታዊ ሸነኽ ናይ ጻዕርኻን ትብዓትካን ክጅምር እፈቱ:: መጽሓፍካ መብዛሕትኡ ጊዜ፣ ካብ ገዛ ንስራሕ ካብ ስራሕ ንገዛ ኣብ ዝመላለሰሉ እዋን እየ ኣንቢበያ:: መብዛሕትኡ ምዕራፋት […]

ጸጸርና ንደርቢ

ህይወት ብህርመት ዝተቓነየት ኢያ፡፡ ነፍሲ ወከፍ እተድምጾ ድምጺ ውጽኢት ህርመት ኢዩ፡፡ ህርመት ከበሮ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ክራር ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ዋጣ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ሻንብቖ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት መለኸት ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ንፋስ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ማዕበል ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ዝናም ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት ልቢ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ህርመት እስትንፋስ ንበይኑ ኢዩ፡፡ ኮታ ህይወት ብህርመት ዝተዓስለት […]

መርድእ (SATIRE)

ኪዳን ዓሪፉ መርድእ ዝሓለፈ ቀዳም 28.11.2010 ዓም ሰዓት 8፡30 ኣብ ፓል-ቶክ ሰሚዕና። መእወዪ: ኪዳነ ሓጎስ። ኣባላታ ኣይሞትናን ኣሎና ክብሉ ኣብኡ ኣይነበሩን እሞ ኪዳነ ሓቁ’ዩ  ዝኸውን ኪዳን ሞይታ እያ። እቶም ኢፒዲፒ ከኣ – ማለት፡ እቶም’ኳ ቀደም ተ.ሓ.ኤ.|ሰ.ባ. ዝበሃሉ ዝነበሩ እሞ ድሓር በዓል ኵስቶን በዓል ኵስቶን ዝተሓወስዎም፡ ድሓር ከኣ በዓል ኵስቶ ዝጎደልዎም፡ ያኢ ሽዓ ምሸት ኣብ ጫፍ […]

ሕጂውን ንሃግራዊ ጉባኤ ንዳሎ

“ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል፡ ዕርፊ ጥራይ ነጽንዕ” ይብሉ ህግደፋውያን። እዚ ከኣ   ህዝቢ ዝኸፍአ ይኽፋኣዮ  ንሕና ጥራይ ንቕድሚት ንኺድ ማለት ኢዩ። እዚ ኣበሃህላ’ዚ ኣብ ውሽጢ ስርዓት ህግደፍ ዝቕረጽ ኣምር ኢዩ። መትከልና ግን ከምኡ ኣይኮነን። “ዝኸኣለ ይሰጉም። ዝደኸመ ይሳለ። ጭራሽ ዘይከኣለ ይጸበ። ንሕና ግን ንቕድሚት ንሰጉም። እዚ ጭሮሖ’ዚ ኣብ ዝኾነ ሰውራ ልሙድ ኢዩ። ኣብ ሓደ ህዝባዊ ቃልሲ […]

“ጽባሕ” ሓጸርቲ ግጥምታት ትግርኛ: ብ ኻልድ ዓብዱ መሓመድ ስዒድ

መቅድም:   እዚ ኣብዛ መጽሓፍ’ዚኣ ሰፊሩ ዘሎ ግጥምታት፡ ነቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ውድዓዊ ኩነታት ናብ ቅድሚት ብምምጻእ፡  ነቶም ብፍላጥ ኮነ ብየዋህነት ዚድግፉዎን ዚሕለቑሉን ኣብ ወጻኢ ዚቕመጡ ኤርትራውያን ከኣ ብምልላይ፡ ነቓፊ ርእይቶን ተግሳጽን ምዕዶን ዚህብ ኮይኑ ብውሕሉል ቃላት እተነድቀ መልእኽቲ ኢዩ።  እዚ ግጥምታ’ዚ፡ እተፈላለየ ኣርእስቲ ዝሓዘ ኾይኑ፡ ገለ ብኣስተንትኖኣዊ፡ ገለ ድማ ብመዘናግዒ፡ ገለ ኸኣ ብምሁራዊ መገዲ ተጻሒፉ ኣሎ። […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – “ዘተን ደሞክራሲን ይዓንብብ”

ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራን ካብ 29 ክሳብ 31ታሕሳስ 2009 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፍራንክፈርት ዝተካየደ ናይ ምጽንባር ዋዕላ ዝተመስረተ ሰልፊ ምዃኑ ዝዝከር ኢዩ። ምጽንባራዊ ዋዕላ ብኩሉ መዳያቱ ሃገራዊን ደሞክራሲያዊን ዝኾነ ፖለቲካዊ መስመር ብምጽዳቕ ፣ ሓድነት ህዝብን ልዑላውነት ሃገርን ቅድሚ ኩሉ ዝሰርዕ፣ ማዕርነትን መሰልን ናይ ኩሉ ሃይማኖታትን ብሄራትን ዘኽብር፣ስርዓት […]

ስለምንታይ ኣንጻር ዋዕላ

ዋዕላ ንመን ይጠቅም? ንመን’ከ ይጐድእ? ዝብል  ሕቶ ኣድላኢ ኰይኑ ይስማዓኒ። ዋዕላ ናይ ምይይጥን ምርድዳእን መኣዲ ኢዩ ክበሃል ይከኣል። ብፍላይ ንዓና ዋዕላ ናይ ጥርናፈ መስርሕ ኢዩ። ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዝኾነ መለክዒ ንሓደ ውጹዕ ህዝቢ ጠቓሚ’ምበር ጐዳኢ ኣይኮነ። ኣብዚ መስርሕ’ዚ ዝኸስር ስርዓት ህግደፍ ጥራይ ኢዩ። እሞ ስለምንታይ ድኣ ገለ ሰልፍታትን ውልቀሰባትን ንዋዕላ ይቃወሙ? ካብ መጀመርትኡ፡ ዓወት […]

ምኸሮ ምኸሮ ኣይምከርን እንተበለ ግን መከራ ይምከሮ

ዝሓለፈ ወርሒ ነሐሰ፣ ኣብቲ ብአዝዩ ዘሓጉስን ዘኹርዕን ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲ ለውጢ ክሳተፍ ከይደ ነይረ። ኣብዚ ሓደ ኣዝዩ ዘሐጎሰንን ዝሐበነንን ምስ ብዙሓት ኢርትራውያን ምእካበይን ብፍላይ ድማ ተወለድቲ ኩለን ብሄራት ኤርትራ ዝተሳተፍዎ ብምንባሩ ኢዩ። ኣብ ሂወተይ ንመጀመሪያ ጊዜ ምስ ተወለድቲ ኩለን ብሄራት ኤርትራ ምርኻበይ ጥራይ ዘይኮነስ ምስአቶም ብሓባር ኮፍ ኢለ ብዛዕባ ናይ ሃገርና ጉዳይ ብጽሞና ምዝታየይ ኢዩ […]

ዓወት ንሃገራዊ ዋዕላ SamRedeab

“We will be very much happy if the conference succeeds to solve even a few of our problems” ወልደየሱስ ሃገራዊ ገለ፡ ሃገራዊ  1) ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብኸመይ ይድልድል 2) ህግደፍ ካብቲ ሒዙዎ ዘሎ ቦታ ስልጣን ብኸመይ ይእለ፡ ከምኡ ድማ 3) ድሕሪ ምእላይ ስርዓት ህግደፍ ካብ ስልጣን፡ መሰጋገሪ ስርዓት ብኸመይ ይትከል ዝብሉ ኢዮም። ነዞም ዛዕባታት እዚኣቶም […]

ሓገራዊ ዋዕላና: ምስ ኩሉ ድኽመታትና መፍቲሒ ሽግርና mAgostino

ኣብ ኤርትራ ክወድቕ ተንጠልጢሉ ዘሎ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ፤ ካብ ስሩ ተማሕዩ ብዲሞክራስያዊ ስርዓት እንተ ዘይተተኪኡ፤ ካብቲን ኣኪብካ ካብቲን ለቂምካ ዝግበር ጽገናታት መተካእታ ክኸዉን ኣይክእልን።  እዚ ስርዓት’ዚ ይወድቕ ከም ዘሎ ዘርእዮ ምልክታት ቡዙሕ እዩ፤ካብቲ ቡዙሕ ዉሑድ ንምጥቃስ   እቲ ተካኢ ሃገርን ተቐባሊ ሕድርን  መንእሰይ ወለዶ፣ ካብታ ዝፈትዋ ሃገሩ ናብ እግሩ ዝመርሖ ሃጽ ኢሉ ካብ ዝጠፍእ መዋእል ሓሊፉ […]

ሱዳንን ኢትዮጵያን ኤርትራን ፡ ብመንጽር ሰላምን ደሞክራስን Dr Yousif B

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሕቶ ማዕርነትን፡ ናይ ምውዳብ ነጻነትን፡ መሰል ምጽሓፍን ምዝራብን፡ ብሓጺሩ ኣካል ዲሞክራስን ሓርነታዊ መሰላትን ዝኾኑ ኩሎም፡ ዲሞክራስያዊ ባህልን ምሕደራን ኣተኣታቲኻን መንገዱ ተኸቲልካን ደረጃ ብደረጃ ናብ ብትካላት ዝሰረተ ምዕቡል ዲሞክራሲ ዘይምስጓም፡ ንኣህዛብ ዞና ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ከኣ ሃገርና ኤርትራ ካብ’ቲ ብኣሉታ ከምዝኖምን ክገልጾምን ዝጸንሐን ዘሎን ኣሰካፊ ጉዳይ’ዩ። እዚ ወድዓውን መሰረታውን ዝኾነ ሕቶታት ከይተመለሰ […]

ነቲ ናይ 19 ዓመታት ሕሱም ምልኪ ኣላቒቕካ ምትንሳኣ

ኤርትራውያን ተጋደልቲ፡ ቅድሚ 19 ዓመታት፡ ንኢትዮጵያዊ ጐበጣ ብምስዓር ነጻነት ኤርትራ ኣረጋጊጾም። ኣብ 1961፡ ኣብቲ ስርዓት ሃይለስላሴ ንትሕዝቶ ፈደረሽን ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ 1952 ጠቕሊሉ ንምጕሓፍ፡ ናይ መወዳእታ መድረኽ ረጊጹሉ ዝነበረ እዋን ተጀሚሩ ክሰላሰል ዝጸንሔ ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብዚ ቅንያት እዚ እፎይታ ግልግል ብሓባር ከምዘስመዐ ንዝክር። ከመይሲ፡ ህዝቢ፡ ንገዛእ-ርእሱ  ብገዛእ-ርእሱ ዘመሓድረላ ዕለት ክተርክበሉ፡ ን40 ዓመታት ዝኣክል […]

ኤርትራ ብጓይላ፡ ኢትዮጵያ ብምርጫ

ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ ብዘይካ ግዝኣተ-ሕግን ደሞክራስን ምዕባሌ ዘይሕሰብ ኢዩ። ብዘይካ ህላውየ ብዝሓ-ሰልፊን(multi-party system) ምርጫን ድማ ደሞክራሲ ኣሎ ክበሃል  ኣይክኣልን። ደሞክራሲ ባሓደ ለይቲ ዝፍጠር ኣይኮነን። ብናይ ነዊሕ ህዝባዊ ተሳትፎ ዝህነጽ መስርሕ ኢዩ። ተበግሶይ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘለው ስርዓታት ንምንጽጻር ኣይኮነን። ጨርሾም ብዓይነት ዘይመሳሰሉ ስርዓታት ምዃኖም ብሩህ ኢዩ። ስርዓት ህግደፍ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ተደጋጊሙ ዝተነግረን ዝተጻሕፈን፤ ንህዝቢ […]

ማዕቀብ ኤርትራ፡ ተኸሳሲ ባዕሉ ዘምጸኦ ሰበብ A T

ነቲ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ኤርትራ ዘሕለፎ  -ፈልዩ ዝቐጽዕ ማዕቀብ- ብዝምልከት ዝስማዕ፡ ክልተ ውዱን ኣገላልጻታት ንግንዘብ። እቲ ሓደ ብወገን እቶም ደገፍትን ተጣበቕትን ናይቲ ስርዓት ዝቐርብ ኰይኑ፡ ብኣበሃህላኦም፡ ናይ መንግስቲ ኤርትራ “ጽቡቕ ኣርኣያ”፡ ማለት፡ እቲ ዝኽተሎ ኣገባብ፡ ንናይ ርእሰ-ሓያላን ኣገባብ ምውጋድ ቅልውላው ዝነጽግ ብምዃኑ፡ (ብቐደሙ ‘ውን፡ እቲ ቅልውላው ንርእሱ፡ ባዕላቶም ዝፈጠሩዎ ብምዃኑ) ብመንጽሩ […]

ርክብ ኤርትራን እትዮጵያን

Seyoum Mesfin went to say that it is not uncommon to hear Eritreans ask the question: “what does Ethiopia want”

ዝርርብ ምስ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ samredeab

ዝኸበርካ ሓው ቀለታ ኪዳነ ነቲ ብ10 ሚያዝያ 2010 ናብ ሓው ወልደየሱስ ዓማር ዝጸሓፍካዮ ግሉጽ መልእኽቲ ድሕሪ ምንባበይ፡ ንዓኻ ይኹን ንኻልኦት ኣብ’ቲ ኣልዒልካዮ ዘሎኻ ጉዳያት ዝግደሱ ኩሎም ዝምልከት ኣገዳሲ ሕቶታት ክተናኽፍ ተገዲደ። ኣብ መልእኽትኻ ገሊጽካዮ ከምዘሎኻ ኣባል ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ። ኣነ’ውን ኣባል ናይ’ዚ ሰልፊ’ዚ ስለዝኾንኩ፡ ነቶም ሕቶታት ኣብ ሰልፋዊ ቅርጻታትና ክንመያየጠሎም’ውን ይከኣል’ዩ። ይኹን’ምበር ወጻኢ […]

ሃገራዊ ዋዕላ፡ ተስፋ ህዝቢ ኤርትራ

ሃገራዊ ዋዕላ ትርጉሙን ክልሰ-ሓሳባዊ ኣገላልጻኡን ስፍሕ ዝበለ ኢዩ። ኣብኡ ኣትየ ብዝርዝር ክትንትን ኣይህቅንን። ብሓጺሩ ግን ሓደ ሃገራዊ ዋዕላ ብዛዕባ ሓደ ሃገር ብዛዕባታት ሰሪዕካ እትዝትየሉን እትውስነሉን ጉባአ ኢዩ። ሃገራዊ ዋዕላ ናይ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ጉዳይ ጥራይ ዘይኰነስ ህዝቢ ናይ ሓደ ሃገር ብቐጥታ ዝሳተፈሉ ዋዕላ ኢዩ። ብሓፈሽኡ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ህዝብና ኣብ ሃገራዊ […]

ኣድጊ’ዶ ገመል ምዃን? SemDTesfai

እቲ ሰብ ምዃን ቀሊል ኣይኮነን። ኣኽሊል ፍጥረት ምዃን ንኸማኡ ኣይተዋህበን። ብኸማኡ’ውን ኣይተዋህበን። ንኵሉ ሓለፋ ዝኽፈሎ ዋጋ  እነኤዎ።  ንልዕልነት’ውን። ኣኽሊል፡ እቲ ዝለዓለ ካብ መዛንኡ  እዩ። ጽላል’ዩ። ሓላዊ’ዩ።  ኣኽሊል ንጉስ’ዩ።  የመሓድር፡ የዋህድ። ሚዛንነት ይሕሉ። እቲ ማእከለ ሚዛን’ዩ። ተግባራውነት’ዩ። ርትዓውነት’ዩ። እምበኣር እቲ ሰብ ምዅን ሓለፋ ጥራሕ ዘይኮነስ እንተላይ ሓላፍነት እዩ።  ንሰብ ኣኽሊሉ ከኣ ኣእምሮኡ እዩ። ሰብ ነፍሱ ይፈልጥ፡ […]

ደገፍቲ ህግደፍ፡ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር መን?

ብመሰረቱ ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ናጽነት ካብ ኣጽዋር ኵናት ጉድኣት ትዘይ ኮይኑ ዝረኸቦ ጥቐሚ የለን። በንጻሩ እኳ ድኣ ዝተፋላለዩ ሽፋቱ ንኸዕጥቕ ካብ ኣፍ ህዝቢ እናመንዘዐ ኣብ ኣጽዋር መሸመቲ የውዕሎ ኣሎ። ላዕለወት ሓለፍቲ ህግደፍ እውን ብምኽንያት ፈስታታትን ጓይላታትን ነቲ ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ገርሂ ዘይጋ ክልተ ካብ ሚኢይቲ’ዶ ካሊእ’ዶ እናበልካ ካብ ምምዝማዝ ይድሕን። እዚ’ውን ነቲ ህዝቢ ጠቃሚኡ ኢዩ። […]

ኣየናዮም ኣምላኽ ይሕይል? SemDtesfai*

ኣየናዮም ኣምላኽ ይሕይል? * ኣየናዮም መጽሓፍ ይበልጽ? ኣየናዮም ተግባር’ከ? ቅድሚ ኣርባዓ ዓመታት፡ ሓደ ዳዊት ባረት ዝተባህለ ተመራማሪ ሃይማኖታት ኣብ ዓለም ናይ ዝርከቡ ሃይማኖታትን ቍጽሪ ሰዓብትን ክምዝግብ ጀመረ። ንዅሉ ኣማን ሃይማኖት ዓለም  መዝጊቡ ከኣ ኣብ 238 ሃገራትን ቦታታትን  ክሳብ 10,000 ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ምንባሮም ኣረጋገጸ። ካብ’ዞም ኵሎም ሃይማኖታት ግን ንዓለምና ናብ ቅድስትን ንጽህትን ግዝኣተ ኣምላኽ ለዊጦም ንብምልኡ […]

Archives

Cartoons

Shares