Inform, Inspire, Embolden. Reconcile!

መጽሓፍ ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድን ኣበራታን

ኩቡራት ኣንበብቲ መጀመርታ ሰላምታይ ይብጻሕኩም፡ እቶም ብደቂ ሰባት ብቓል ወይ ብጹሑፍ ዝፍጸሙ ጌጋታት፡ ብቡዙሕ ኣገላልጻ ክግለጹ ይኽእሉ፡ ገለ ካብኣቶም፡ 1. ጌጋ ትፍጽም ከምዘለኻ ብዘይ ምርዳእ፡ 2. ብሰባት ተደፋፊእካ፡ 3. ሓቅነት ዘይብሉን ኢሎሞ ኢልካን ወይ ስምዒታውን ወገናውን ምስ ዝኸውን፡ 4. እቲ ዝኸፍአ ግና ረብሓታትካ ንምኽዕባትን ሰባት ንምኽሳብን ኮይኑ፡ ንኻልኦት ዝብድል ፈጠራን ንታሪኽ ዝሓማትልን ጨምጣጥን ቶኽታዂን ምስ…

Read more

Music

Cartoons

Links

Follow Us