Wednesday , November 14 2018
Home / እሰቲፋኖሰ ግብረምክኤል

እሰቲፋኖሰ ግብረምክኤል

ወጮ እንተ ገልበጥካዮ ወጮ

ውልቀመለኽቲ ፡ ኵሉ ግዜ ብዛዕባ ክትሓስቦን ክትገብሮን ክስምዓካን ዘለዎ ነገራት ክልፍልፉ መሬት ይዓርቦም።  ውልቃዊ ባህግታትካን ሃንቀውታኻን ኣብ ቅድሚኦም ትርጉም የብሉን። ስለዚ፡ በቶም ንህይ ወትካ ዝያዳኻ ዝሓልዩላ ሰባት ተኣዚዝካ ምንባር እንተ ዘይኮይኑ ብዛዕባ ነፍስኻ ምሕሳብ ኣየድልየካን’ዩ ይብሉኻ።                                                          ስቲፈን ቪዚንዘይ ህዝቢ ኤርትራ ሳላ ጀጋኑ ደቁን፡ ሳላ’ቲ ዘርኣዮ ንባዕዳውያን ኣይግ ዛእን ዝብል …

Read More »