Day: January 5, 2012
-
المجلس الوطنى الواقع والرؤية
لاشك أن عصارة التجارب وخلاصة عمل جبهة المعارضة ممثلة فى تنظيماتها السياسية ومنظمات المجتمع المدنى كان فى عقد ملتقى الحوار الوطنى الذى وضع مقرارت إقامة مفوضية وطنية لتعمل على إعداد الأوراق والتحضير لعقد المؤتمر الوطنى العام ، وأن المفوضية ورغم ظهور بعضاً من الهنات والإخفاقات من بعض قيادتها إلا أنها أستطاعت التحضير للمؤتمر الوطنى الذى…
-
ንምንታይ ድሕሪ ናጽነት ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? (ቀዳማይ ክፋል)
ነዚ በዳህን ዕዙዝን ሕቶ’ዚ፡ ብዕግበትን ብብቕዓትን ንምምላስ ንድሕሪት ምልስ ኢልካ ብውሕዱ ንክልተ ዓበይቲ ነንሓድሕዶም ዝተወሳሰቡ ኣገደስቲ ረቛሒታት ኣድቂቕካ ምምርማር የድሊ። ንሳቶም ከኣ፥ ንኣቀዋውማ መንግስቲ ኤርትራን፣ ንባህሪ ናይቲ መንግስታዊ ስልጣን ንበይኑ ብሒቱ ዝሓዘ ሓይልን (ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህ.ግ.ሓ.ኤ)) ዝምልከቱ ኢዮም። ንኣቀዋውማ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ እትምርምረሉ፡ እቲ ብቐዳምነት ክትግንዘቦ ዝግባእ ኣገዳሲ ጕዳይ ሕጋውነቱ ስለ ዝዀነ፡ ቀዳማይ…
-

The National Assembly And The Road Ahead
2011 will be remembered as the year where the roots of success were sowed in our struggle against HGDEF’s tyranny. The National Congress was a success by all standards and despite the ill wishes and the co-ordinated smear campaigns of the bigots and their sympathizers, it was as detractor-proof as could ever be imagined for…
