Awate.com

ነጋሪት ቪድዮ 5ይ ክፋል: ጽልግልግ መዓልቲ ናጽነት

ርሑስ በዓል መበል  ዕስራን-ገለን ናይ 700,002,017 ካብ ዓመተ ልደት ዓባይና ነጃት እታ ኣልኣሚን ሞታ ዘርዳኣና::

እቲ ባዓል ሎሚ ‘ዩ ግና ጓይላ ንቀዳም ስልዝኾነ ነቶም ንኺድ-ኣይንኺድ ክትብሎ ተጨኒቅኩም ዘለኹም ገለ ርእይቶ ክህበኩም እየ ምእንቲ ቀሲንኩም ኣመት ጓይላኹም ክትገብሩ::

ጽልግልግ ዘይብሉ ምሸት ጓይላ ይግበረልኩም::

Shares

Related Posts

Archives

Cartoons

Shares